Category: ኣህጉራዊ ዜና
ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ሱዳን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዘካዪደሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ላዕለዎት ሰበስልጣን ዘሎ ፍልልይ እንዳሰፈሐ ይመጽእ
Radio Erena: 24 October 2021
ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ሱዳን ሲቪላዊ ምምሕዳር’ቲ መንግስቲ ንዝወሰዶ መርገጺ ብምድጋፍ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዘካዪደሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ላዕለዎት ሰበስልጣን ዘሎ ፍልልይ እንዳሰፈሐ ይ [...]
ሱዳን፣ ንመሰጋገሪ መንግስቲ ዝድግፉ ኣሽሓት ሰባት ሰለማዊ ሰልፊ ጀሚሮም
Radio Erena: 21 October 2021
ኣብ ሱዳን፣ ነቶም ወትሃደራዊ ዕልዋ ዝድግፉ ሰለፈኛታት ንምቅዋምን፣ ንመሰጋገሪ መንግስቲ ንምድጋፍን ዝዓለም ሰለማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ።
እቶም ኣብ21 ጥቅምቲ ኣብ ካርቱም ሓድሽ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከባቢ መቐለ ኣብ ዘካየዶ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ፣ ሰለስተ ቆልዑ ከምዝቐተለ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ
Radio Erena: 20 October 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብሰኑይ 18 ጥቅምቲ፣ ኣብ ከባቢ መቐለ ኣብ ዘካየዶ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ፣ ሰለስተ ቆልዑ ከምዝተቐትሉን ሓደ ድማ ከምዝቖሰለን፣ ንሰራሕተኛታት ትካላት ጥዕና ብምጥ [...]
ብሪጣንያ፣ ዝስጎጉ ስደተኛታት ምቕባል ዝኣበያ፣ ኤርትራ እትርከበን ሃገራት ናይ ቪዛ እገዳ ከተተግብር ምዃና ኣጠንቂቓ
Radio Erena: 20 October 2021
ብሪጣንያ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ንዘይብሎም ስደተኛታትን ጉዳዮም ዝተነጽገ ሓተቲ ዑቕባን ንምስጓግ ብዘውጽኣቶ መደብ መሰረት፣ ዜጋታተን ምቕባል ንዝኣበያ ሃገራት ፣ ናይ ቪዛ መቕጻዕቲ [...]
ወደብ ፖርት ሱዳን፣ ብሰንኪ ኣድማ ኣብ ሓደ ወርሒ ናይ ልዕሊ 80 ሚልዮን ዶላር ክሳራ ከምዘጋጠሞ ተገሊጹ
Radio Erena: 19 October 2021
ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ወደብን ኣውራ መንገድታትን ብምዕጻው ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ኣድማ፣ ኣስታት 83 ሚልዮን ዶላር ክሳራ ከምዘስዓበ ሚኒስትሪ ሃብቲ እንስሳን ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። [...]
ነፈርቲ ውግእ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከተማ መቐለ ደብዳብ ከምዘካየዳ ተገሊጹ
Radio Erena: 18 October 2021
ነፈርቲ ውግእ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከተማ መቐለ ተደጋጋሚ ደብዳብ ከምዘካየዳ ዝተፋለለያ ማዕከናት ዜና ገሊጸን።
ብሚሊሻታት ዝተፈላለያ ክልላት ተደጊፉ ምስ ሓይልታት ትግራይ ኣብ ኵናት [...]
ፕረዚደንት ቱርኪ፣ ናብ ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ክበጽሕ ‘ዩ
Radio Erena: 18 October 2021
ፕረዚደንት ቱርኪ ጣይብ ኤርዱዋን፣ ናብ ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ክበጽሕ ምዃኑ ጋዜጣ ኣል ሑርያት ገሊጻ።
እቲ ፕረዚደንት፣ ዑደቱ ኣብ 18 ጥቅምቲ ብኣንጎላ ጀሚሩ፣ ኣብ ውሽጢ ኣ [...]
ካርቱም፣ ወትሃደራዊ ዕልዋ ክካየድ ዝድግፉ ኣሽሓት ሱዳናውያን ሰልፊ ኣካይዶም
Radio Erena: 18 October 2021
ርእሰ ከተማ ሱዳን ኣብ ዝኾነት ካርቱም፣ ንመስርሕ ምስግጋር ናብ ደሞክራሲ ንምቅዋምን፣ ወትሃደራዊ ዕልዋ ክካየድ ንምድጋፍን፣ ኣሽሓት ሰባት ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።
እቶም ብቀዳ [...]
‘መርገጺየይ፣ ማእከላይ ወይ መንጎኛ ኣይኮነን’ ቀ.ሚ. ዓብደላ ሓምዶክ
Radio Erena: 17 October 2021
ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ፣ ኣብታ ሃገር ተፈጢሩ ኣብ ዘሎ ፖለቲካዊ ምትፍናን፣ መርገጺኡ ማእከላይ ወይ ኣተዓራቒ ከምዘይኮነ ኣነጺሩ።
ንሱ ብ15 ጥቅምቲ ንዝቢ ሱዳን ኣብ [...]
ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ብወትሃደራዊ ጉጅለ ንዝምራሕ መሰጋገሪ መንግስቲ ንዝነቐፉ ፖለከኛታት ካብ ሃገር ከይወጹ ከልኪሎም ተባሂሉ
Radio Erena: 15 October 2021
ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ብወትሃደራውያን መኮንናት ንምዝራሕ ዘሎ መሰጋገሪ መንግስቲ ሱዳን ንዝቓወሙ ፖለቲከኛታት፣ ካብታ ሃገር ክወጹ ከምዝኸልከሉ ሮይተርስ ካብ ካርቱም ገሊጹ።
ክ [...]