Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 139 140 141 142 143 386 1410 / 3855
ጀዳ፣ ንልዕሊ 30 ዓመታት ሳሞሳ (ሳምቡሳ) ኣብ ዓይኒ መድሪ ኮይኑ ከዳሉ ዝጸንሐ ቤት መግቢ ተዓጽዩ

ጀዳ፣ ንልዕሊ 30 ዓመታት ሳሞሳ (ሳምቡሳ) ኣብ ዓይኒ መድሪ ኮይኑ ከዳሉ ዝጸንሐ ቤት መግቢ ተዓጽዩ

Radio Erena: 29 April 2022 ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ከተማ ጀዳ፣ ሳሞሳን ካልእ ከም ሳንድዊች ዝኣመሰለ መግብታትን፣ ኣብ ክንዲ ኣብ ክሽነ፣ ኣብ ሽቓቕ ወይ ዓይኒ ምድሪ ኮይኑ ከዳሉ ከምዝጸንሐ ዝተሓበረ ቤት መግቢ ከምዝ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ደቡብን፣ ምስ ሃይማኖት ዝተተሓሓዘ ግጭታት ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ኣውሪዱ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ደቡብን፣ ምስ ሃይማኖት ዝተተሓሓዘ ግጭታት ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ኣውሪዱ

Radio Erena: 28 April 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ከተማ ጎንደር ኣብ መንጎ ኣመንቲ ክርስትናን ምስልምናን ብዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ከምዝወረደ መንግስቲ ናይቲ ክልል ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ [...]
ኣሃዱታት ከቢድ ብረት ፈረንሳን ኣመሪካን ኣብ ጂቡቲ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን

ኣሃዱታት ከቢድ ብረት ፈረንሳን ኣመሪካን ኣብ ጂቡቲ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን

Radio Erena: 28 April 2022 ኣብ ጂቡቲ ዓስኪሮም ዝርከቡ ሰራዊታት ፈረንሳን ኣመሪካን፣ ናይ ከቢድ ብረት ሓበራዊ ልምምድ ኣካይዶም። እቲ ብ25 ሚያዝያ፣ ብኣሃዱታት ከቢድ ብረት ናይዘን ክልተ ሃገራት ዝተኻየደ ልምምድ [...]
‘ሓይልታት ትግራይ፣ ሒዞሞ ካብ ዝጸንሑ ከባቢታት ክልል ዓፈር ጠቕሊሎም ወጺኦም።’

‘ሓይልታት ትግራይ፣ ሒዞሞ ካብ ዝጸንሑ ከባቢታት ክልል ዓፈር ጠቕሊሎም ወጺኦም።’

Radio Erena: 27 April 2022 ሓይልታት ትግራይ፣ ተቖጻጺሮሞ ካብ ዝጸንሑ ከባቢታት ክልል ዓፈር ጠቕሊሎም ከምዝወጹ፣ ኣፈኛ ኣቶ ጌታቸው ረዳ፣ ብ25 ሚያዝያ፣ ንሮይተርስ ኣብ ዝሃቦ ቃል ኣረጋጊጹ። እቶም ሓይልታት [...]
ዳርፉር፣ ኣብ ዝተወልዐ ቀቢላዊ ግጭት 168 ሰባት ተቐቲሎም

ዳርፉር፣ ኣብ ዝተወልዐ ቀቢላዊ ግጭት 168 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 26 April 2022 ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር ኣብ ዝተጓሃሃረ ቀቢላዊ ግጭት፣ ልዕሊ 168 ሰባት ከምዝተቐትሉን ኣስታት 100 ሰባት ድማ ከምዝቖሰሉን ማዕከናት ዜና ሓቢረን። እቲ ኣብ ምዕራብ ዳርፉር፣ [...]
መንገዲ ኣየር የመን፣ ካብ 24 ሚያዝያ ኣትሒዙ ካብ ሰንዓ ቀጥታዊ ኣህጉራዊ በረራ ንምጅማር ዝሰርዖ መደብ ብሃንደበት ተሰሪዙ

መንገዲ ኣየር የመን፣ ካብ 24 ሚያዝያ ኣትሒዙ ካብ ሰንዓ ቀጥታዊ ኣህጉራዊ በረራ ንምጅማር ዝሰርዖ መደብ ብሃንደበት ተሰሪዙ

Radio Erena: 25 April 2022 ሰንዓ ኣብ ትሕቲ ሑቲ ድሕሪ ምውዳቓ፣ ንሽዱሽተ ዓመታት ተቛሪጹ ዝጸንሐ፣ ቀጥታዊ በረራ ካብን ናብን እታ ከተማ ሰንበት 24 ሚያዝያ ክጅምር ምዃኑ ብወግዒ ተኣዊጁ፣ ቀዳሞት ገያሾ ናብ ዮርዳኖስ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ኣህጉራዊ ዋዕላ ምዕባለ ቴሌኮም ዓለም፣ ብሰንኪ ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ናብ ርዋንዳ ተሰጋጊሩ

ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ኣህጉራዊ ዋዕላ ምዕባለ ቴሌኮም ዓለም፣ ብሰንኪ ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ናብ ርዋንዳ ተሰጋጊሩ

Radio Erena: 25 April 2022 ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ኣህጉራዊ ዋዕላ ምዕባለ ቴሌኮም ዓለም፣ ብሰንኪ ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ናብ ርዋንዳ ከምዝተሰጋገረ ወደብቲ ኣፍሊጦም። እቲ ኣብ ኣፍሪቃ ንመጀመ [...]
መበል 48 ዓመት ዕለተ ልደት ወዱ ንፕረዚደንት ኡጋንዳ ንምጽንባል፣ ጎደናታት ካምፓላ ምዕጻዉ ተሓቢሩ

መበል 48 ዓመት ዕለተ ልደት ወዱ ንፕረዚደንት ኡጋንዳ ንምጽንባል፣ ጎደናታት ካምፓላ ምዕጻዉ ተሓቢሩ

Radio Erena: 25 April 2022 ቦኽሪ ወዱ ንፕረዚደንት ኡጋንዳን ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊትን፣ ልዩተናንት ጀነራል ሙሁዚ ካይነሩግባ፣ ብቀዳም 23 ሚያዝያ፣ መበል 48 ዓመት ልደቱ ኣብ ዝጸንበለሉ፣ ሓያሎ ጎደናታት ካምፓላ [...]
ማእከላይ ባሕሪ፣ ልዕሊ 120 ሓተቲ ዑቕባ ዝጸዓና ብውሕዱ ኣርባዕተ ጀላቡ ብምጥሓለን ሓያሎ ሞይቶም

ማእከላይ ባሕሪ፣ ልዕሊ 120 ሓተቲ ዑቕባ ዝጸዓና ብውሕዱ ኣርባዕተ ጀላቡ ብምጥሓለን ሓያሎ ሞይቶም

Radio Erena: 25 April 2022 ካብ ገማግም ባሕሪ ቱኒዝያ ተበጊሶም ናብ ኢጣልያ ንምስጋር ዝሓለኑ ልዕሊ 120 ስደተኛታት ዝጸዓና ብውሕዱ ኣርባዕተ ጀላቡ ከምዝጠሓላ ሰበ ስልጣን ህይወት ኣድሕን እታ ሃገር ኣፍሊጦም። [...]
ናይ ኤርትራ ፓስፖርት ዝውንኑ ኤርትራውያን፤ ብናይ ወጻኢ ሃገራት ቪዛ ካብታ ሃገር ኣብ ዝወጹሉ እዋን፤ መንግስቲ ጽኑዕ ምቁጽጻር ይገብር

ናይ ኤርትራ ፓስፖርት ዝውንኑ ኤርትራውያን፤ ብናይ ወጻኢ ሃገራት ቪዛ ካብታ ሃገር ኣብ ዝወጹሉ እዋን፤ መንግስቲ ጽኑዕ ምቁጽጻር ይገብር

Radio Erena: 24 April 2022 ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ናይ ወጻኢ ሃገራት ቪዛ ዝሓዙ ኤርትራውያን ካብታ ሃገር ክወጹ ኣብ ዝሽገሩሉ ዘለዉ እዋን፤ መንግስቲ'ታ ሃገር ጸጥታ ናይ ምቁጽጻር ሓላፍነት ከምዘለዎ ኣፍሊጡ። ማዕከ [...]
1 139 140 141 142 143 386 1410 / 3855