Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 125 126 127 128 129 386 1270 / 3852
ህላዌ ባሕርያ ኢራን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ንእስራኤል ስግኣት ፈጢሩላ

ህላዌ ባሕርያ ኢራን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ንእስራኤል ስግኣት ፈጢሩላ

Radio Erena: 07 July 2022 ኢራን፤ ህላዌኣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንምዕባይ ኣብ እትሰርሓሉ ዘላ እዋን፤ ተወሰኽቲ መራኽብ ኲናት ምውፋራ ኣቓልቦ እስራኤልን ምዕራባውያን ሃገራትን ክስሕብ ምጅማሩ ተገሊጹ። ማዕከናት ዜና እስ [...]
ባይቶ ኢትዮጵያ፤ ኣብ ምዕራብ ወለጋ ንዝተፈጸመ ህልቂት እተጻርይ ኮሚቴ ኣቚሙ

ባይቶ ኢትዮጵያ፤ ኣብ ምዕራብ ወለጋ ንዝተፈጸመ ህልቂት እተጻርይ ኮሚቴ ኣቚሙ

Radio Erena: 07 July 2022 ታሕተዋይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፤ ኣብ ምዕራባዊ ዞባ'ታ ሃገር ንዝተፈጸመ፤ ቅትለት ልዕሊ 300 ሰላማውያን ሰባት እተጽንዕ ኮሚቴ ኣቚሙ። ብፍላይ'ቲ ኣብ ከባቢታት ቀለም ወለጋ ዝተፈጸመ [...]
ጀነራል ኣል-ቡርሃን፣ 5 ኣባላት ሓይሊ ንናጽነትን ለውጥን ካብ ስልጣን ኣባሪሩ

ጀነራል ኣል-ቡርሃን፣ 5 ኣባላት ሓይሊ ንናጽነትን ለውጥን ካብ ስልጣን ኣባሪሩ

Radio Erena: 07 July 2022 ወተሃደራዊ መራሒ ሱዳን ጀነራል ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃን፤ ሓድሽ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምምስራት ዘቕረቦ እማመ፤ ብበርጌሳውያን ማሕበራት ድሕሪ ምንጻጉ፤ ኣብ ስልጣን ዝጸንሑ ኣባላት'ተን ማሕበራት [...]
ኣብ ክልል ኦሮምያ ዕጡቓት ብዘካየዱዎ መጥቃዕቲ፣ ልዕሊ 300 ሰላማውያን ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ክልል ኦሮምያ ዕጡቓት ብዘካየዱዎ መጥቃዕቲ፣ ልዕሊ 300 ሰላማውያን ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 06 July 2022 አብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ፤ ኣብ ዓሌት ዝሰረተ ግርጭት ብሰፊሑ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ሓድሽ ብዝተላዕለ መጥቃዕቲ፣ ልዕሊ 300 ሰባት ተቐቲሎም። ቀንዲ ዒላማ ናይቲ መጥቃዕ [...]
ሰበስልጣን ኢራንን ሕቡራት ሃገራትን ብጉዳይ የመን ተዛትዮም

ሰበስልጣን ኢራንን ሕቡራት ሃገራትን ብጉዳይ የመን ተዛትዮም

Radio Erena: 06 July 2022 ላዕለዎት ሰበስልጣን ሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢራን፣ ብዛዕባ ጉዳይ የመን ብዝምልከት ምስ ወከልቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘተ ኣካዪዶም። ኣብቲ ብሰሉስ 5 ሓምለ ዝተኻየደ ኣኼባ፣ ፍሉይ ልኡኽ ውድብ [...]
መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ከተማ ናይሮቢ ርክብ ኣካዪዶም

መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ከተማ ናይሮቢ ርክብ ኣካዪዶም

Radio Erena: 05 July 2022 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድን ምስ ወተሃደራዊ መራሒ ሱዳን ጀነራል ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃንን ርክብ ኣካዪዶም። ክልቲኦም መራሕቲ ብሰሉስ 5 ሓምለ ኣብ ኬንያ ኣብ ዘካየዱዎ ርክብ [...]
ንኢትዮጵያ፣ ኬንያን ታንዛንያን ዘራኽብ መስመር ሓይሊ ኤለክትሪክ፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ ክዛዘም ምዃኑ፣ በዓል መዚ ኤለክትሪክ ኬንያ ሓቢሩ

ንኢትዮጵያ፣ ኬንያን ታንዛንያን ዘራኽብ መስመር ሓይሊ ኤለክትሪክ፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ ክዛዘም ምዃኑ፣ በዓል መዚ ኤለክትሪክ ኬንያ ሓቢሩ

Radio Erena: 05 July 2022 እቲ ብመንግስቲ ዝውነን በዓል መዚ ኤለክትሪክ ኬንያ፣ ናይሮቢ ካብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈቱ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ መስመር ኬንያ-ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ፣ መስመር ኬንያ-ታንዛንያ ከኣ ኣብ [...]
ሱዳን፣ ህዝባዊ ናዕቢ ብሰፊሑ ይቕጽል

ሱዳን፣ ህዝባዊ ናዕቢ ብሰፊሑ ይቕጽል

Radio Erena: 05 July 2022 ካብ ሓሙስ 30 ሰነ ዝጀመረ ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን፣ ናህሩ ከይዘሓለ ገና ይቕጽል ከምዘሎ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ወተሃደራዊ መንግስቲ’ታ ሃገር፣ ሰልፈኛታት ንምብታን ጎ [...]
ኣብ ክልል ዓፈር ዝርከብ መዓስከራት ስደተኛታት ዝነብሩ ተወላዶ ትግራይ፣ ተላባዒ ሕማም ከም ዝኣተዎም ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ሓቢሩ

ኣብ ክልል ዓፈር ዝርከብ መዓስከራት ስደተኛታት ዝነብሩ ተወላዶ ትግራይ፣ ተላባዒ ሕማም ከም ዝኣተዎም ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ሓቢሩ

Radio Erena: 05 July 2022 ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ዓፈር ዝርከብ መዓስከራት ስደተኛታት ዝነብሩ ተወላዶ ትግራይ፣ ተላባዒ ሕማም ኣትዩዎም ምህላዉ፣ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት’ታ ሃገር ገሊጹ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝ [...]
ሶማል፤ ፍሉይ ኣሃዱ ሰራዊት 40 ኣባላት ኣልሸባብ ቀቲሉ

ሶማል፤ ፍሉይ ኣሃዱ ሰራዊት 40 ኣባላት ኣልሸባብ ቀቲሉ

Radio Erena: 04 July 2022 ፍሉይ ኣሃዱ ሰራዊት ሶማል፤ ብውሑዱ 40 ኣባላት ኣልሸባብ ከምዝቐተለ ኣፍሊጡ። ሺን ሁዋ ካብታ ሃገር ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፤ ኣብቲ ኣብ ማእከላይ ዞባ ሸበሌ ዝተኻየደ ውግእ፤ ኣስማቶ [...]
1 125 126 127 128 129 386 1270 / 3852