Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 105 106 107 108 109 386 1070 / 3853
ማላዊ፣ ሬሳ ኢትዮጵያውያን ዝሓዘ ምዃኑ ዝጥርጠር ተወሳኺ ጋህሲ ተረኺቡ

ማላዊ፣ ሬሳ ኢትዮጵያውያን ዝሓዘ ምዃኑ ዝጥርጠር ተወሳኺ ጋህሲ ተረኺቡ

Radio Erena: 24 October 2022 ኣብ ማላዊ፣ ድሕሪ'ቲ ብውሕዱ ናይ 25 ኢትዮጵያውያን ሬሳ ዝሓዘ ጋህሲ ምርካቡ፣ ኣብታ ሃገር መርመራ ፖሊስ ይካየድ ከምዘሎ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። ኣብ ሴሜናዊ ዞባ [...]
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፤ ዘተ ሰላም ኢትዮጵያ ምቕጻሉ፤ ብሓጎስ ከም እትቕበሎ ኣፍሊጣ

ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፤ ዘተ ሰላም ኢትዮጵያ ምቕጻሉ፤ ብሓጎስ ከም እትቕበሎ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 23 October 2022 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፤ ዘተ ሰላም ኢትዮጵያ ክቕጽል ብምውሳኑ፤ ብሓጎስ ከም እትቕበሎ ኣፍሊጣ። ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ብዓርቢ 21 ጥቅምቲ ኣብ ዝሃቦ መግለ [...]
መንግስቲ ሱዳን: ንሰላሳ መዓልታት ዝጸንሕ፤ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ኣውጺኡ

መንግስቲ ሱዳን: ንሰላሳ መዓልታት ዝጸንሕ፤ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ኣውጺኡ

Radio Erena: 23 October 2022 መንግስቲ ሱዳን ኣብ ዞባ ብሉ ናይል ንሰላሳ መዓልታት ዝጸንሕ፤ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ኣውጺኡ። እቲ ኣዋጅ፤ ኣብ ዞባ ብሉ ናይል ዝዋፈሩ ሰራዊት ሱዳን፤ ፖሊስን ሓይልታት ጸጥታን፤ ነ [...]
ሱዳን፣ ካብ ሊባኖስ ክብገስ ዝተሓሰበ ኣስታት ሓደ ሚልዮን ኣወላፊ ከኒናታት ‘ካፕታጎን’ ተታሒዙ

ሱዳን፣ ካብ ሊባኖስ ክብገስ ዝተሓሰበ ኣስታት ሓደ ሚልዮን ኣወላፊ ከኒናታት ‘ካፕታጎን’ ተታሒዙ

Radio Erena: 21 October 2022 ናብ ሱዳን ዝቐንዐ፣ 165 ኪሎ ግራም ዝምዘን ኣስታት ሓደ ሚልዮን ኣወላፊ ከኒናታት 'ካፕታጎን' ኣብ ሊባኖስ ከምዝተታሕዘ መርበብ ሓበሬታ ዘ ናሽናል ገሊጹ። እቲ ምንጪ፣ ንሚኒስ [...]
‘ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን ኣብ 24 ጥቅምቲ ክካየድ’ዩ’

‘ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን ኣብ 24 ጥቅምቲ ክካየድ’ዩ’

Radio Erena: 20 October 2022 ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ኣብ 24 ጥቅምቲ ክካየድ መደብ ከምዘሎ ተገሊጹ። ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ጉዳይ ጸጥታ፣ ኣቶ ሬድዋን ሑሰን፣ ብመንገዲ ትዊተ [...]
Ethiopian Peace Talks to Start on 24 October

Ethiopian Peace Talks to Start on 24 October

Radio Erena, 20 October 2022 As the Ethiopian civil war drags to its second year, the situation on the ground is complicated as the Federal gov [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ብትዊተር ነቐፌታ ሓዘል መልእኽቲ ዘርጊሑ ንዝበለቶ፣ ወዲ 72 ዓመት ሽማግለ ን16 ዓመታት ክእሰር ፈሪዳቶ

ስዑዲ ዓረብ፣ ብትዊተር ነቐፌታ ሓዘል መልእኽቲ ዘርጊሑ ንዝበለቶ፣ ወዲ 72 ዓመት ሽማግለ ን16 ዓመታት ክእሰር ፈሪዳቶ

Radio Erena: 20 October 2022 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ብትዊተር ነቐፌታ ሓዘል መልእኽቲ ዘርጊሑ ንዝበለቶ፣ ናይ ኣመሪካ ፓስፖርት ዘለዎ ዜጋኣ ን16 ዓመታት ክእሰር ከምዝፈረደቶ መርበባት ዜና ገሊጸን። 72 ዓ [...]
ኢትዮጵያ፣ መስርሕ ምስራዝ ናይ ወጻኢ ዕዳ፣ ብሰንኪ ኵናት ግብራዊ ክኸውን ከምዘይክኣለ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ መስርሕ ምስራዝ ናይ ወጻኢ ዕዳ፣ ብሰንኪ ኵናት ግብራዊ ክኸውን ከምዘይክኣለ ተገሊጹ

Radio Erena: 20 October 2022 ኢትዮጵያ፣ 10ታት ቢልዮን ዶላር ዝግመት ውህሉል ናይ ወጻኢ ዕዳ ንኽስረዘላ ካብ ዝቐረበ ረቛሒታት ንዝበዝሐ ክፋሉ ስለዘየማልአት፣ ዝተኣትወላ መብጽዓ ግብራዊ ክኸውን ከምዘይክኣለ ተገ [...]
‘ኣብ ትሕቲ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት እትርከብ ኢራን፣ ናብ ኢትዮጵያ ድሮን ልኢኻ።’ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ

‘ኣብ ትሕቲ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት እትርከብ ኢራን፣ ናብ ኢትዮጵያ ድሮን ልኢኻ።’ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ

Radio Erena: 19 October 2022 ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክረምቲ 2021 ካብ ኢራን ሰብ ኣልቦ በረርቲ ወይ ድሮን ከምዝሸመተት ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣቃሊዑ። እቲ ክፍሊ፣ ብሰሉስ 18 ጥቅምቲ፣ ኣብ ዘውጽኦ መግለ [...]
ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ብሉ ናይል ኣብ ዝተወልዐ ናይ ቀቢላ ግጭት ብውሕዱ 13 ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ብሉ ናይል ኣብ ዝተወልዐ ናይ ቀቢላ ግጭት ብውሕዱ 13 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 19 October 2022 ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ብሉ ናይል ኣብ ዝተወልዐ ናይ ቀቢላ ግጭት ብውሕዱ 13 ሰባት ከምዝተቐትሉን 24 ድማ ከምዝቖሰሉን መግለጺ ምትሕብባር ሰብኣዊ ጉዳያት ሕቡራት ሃገራት (OCHA) ኣፍ [...]
1 105 106 107 108 109 386 1070 / 3853