Category: ዜና ኤርትራ

1 90 91 92 93 94 643 920 / 6425
ኤርትራ ናብ ኢጋድ ንምምላስ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ

ኤርትራ ናብ ኢጋድ ንምምላስ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ

Radio Erena: 14 April 2023 ኤርትራ ናብ ኢጋድ ንምምላስ ዝዓለመ ዘተ ኣብ ኬንያ ከምዝተኻየደ ተሓቢሩ። ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን፣ ኣማኻሪ ፕረዚደንት፣ ኣቶ የማነ ገብርኣብን ዝትተወከለ ል [...]
ኣንጻር ስደተኛታት ሕሉፍ ጽልኢ ዘለዋ ቀዳማይቲ ሚኒስተር ኢጣልያ ናብ ኢትዮጵያ ክትበጽሕ’ያ፡ ኢጣልያ ብሰንኪ ዋሕዚ ስደተኛታት ናይ ህጹጽ እዋን ኣዊጃ

ኣንጻር ስደተኛታት ሕሉፍ ጽልኢ ዘለዋ ቀዳማይቲ ሚኒስተር ኢጣልያ ናብ ኢትዮጵያ ክትበጽሕ’ያ፡ ኢጣልያ ብሰንኪ ዋሕዚ ስደተኛታት ናይ ህጹጽ እዋን ኣዊጃ

Radio Erena:14 April 2023 ቀዳመይቲ ሚኒስተር ኢጣልያ፣ ጆርጂያ መሎኒ ናብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ክትፍጽም'ያ። ካብ ሕሉፍ የማናዊ ሰልፊ ኢጣልያ ዝኾነት እታ ቀዳመይቲ ሚኒስተር፣ ካብ 14 ክሳብ [...]
ካብን ናብን ኣስመራ ጁባ ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ንምዕባይ መጽናዕቲ ይካይድ ኣሎ

ካብን ናብን ኣስመራ ጁባ ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ንምዕባይ መጽናዕቲ ይካይድ ኣሎ

Radio Erena: 13 April 2023 ካብን ናብ ኣስመራን ጁባን፣ ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ንምዕባይ፣ ተወሳኺ መጽናዕቲ ይካየድ ከምዘሎ ተሓቢሩ። መንግስታት ኤርትራን ደቡብ ሱዳንን፣ ኣብ መንጎ ክልቲኤን ከተማታት [...]
ኣብ ከተማ ቆቦ፣ ሚሊሻታት ኣምሓራ – ፋኖን ሰራዊት መንግስቲን ተታዅሶም

ኣብ ከተማ ቆቦ፣ ሚሊሻታት ኣምሓራ – ፋኖን ሰራዊት መንግስቲን ተታዅሶም

Radio Erena: 11 April 2023   ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ከባቢ ከተማ ቆቦ፣ ኣብ መንጎ ሚሊሻታት ፋኖን ሰራዊት መንግስቲን ናይ ቶኽሲ ምልውዋጥ ከምዝተኻየደ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣብቲ ብ10 ሚ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ሞቛድሹ ጠበንጃ ዝሓዙ ሰባት ከይንቀሳቐሱ ኣዚዙ

ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ሞቛድሹ ጠበንጃ ዝሓዙ ሰባት ከይንቀሳቐሱ ኣዚዙ

Radio Erena: 11 April 2023 ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ኣብ ከተማ ሞቛድሹ፣ ጠበንጃ ዝሓዙ ሰባት ከይንቀሳቐሱ ዝኽልክል ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ። እቲ ፕረዚደንት፣ ብ07 ሚያዝያ፣ ኣብ ዘሕለፎ ትእዛዝ፣ [...]
ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ኣምሓራን ተኸሲቱ ብዘሎ ወጥሪ፣ ኣብ ጎንደርን ከባቢኣን ናይ ህጹጽ እዋን ተኣዊጁ

ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ኣምሓራን ተኸሲቱ ብዘሎ ወጥሪ፣ ኣብ ጎንደርን ከባቢኣን ናይ ህጹጽ እዋን ተኣዊጁ

Radio Erena: 10 April 2023 ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ኣምሓራን ተኸሲቱ ብዘሎ ወጥሪ፣ ኣብ ከተማ ጎንደርን ከባቢኣን ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ከምዝተመሓላለፈ ተሓቢሩ። መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንህሉው [...]
ዋዕላ ምብራቕ ሱዳን ይካየድ ኣሎ

ዋዕላ ምብራቕ ሱዳን ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 10 April 2023 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ንዘሎ ኩነታት ዝግምግምን ናብ ሓፈሻዊ ምርድዳእ ዘብጽሕን ዋዕላ ይካየድ ኣሎ። እቲ ብ09 ሚያዝያ ኣብ ካርቱም ዝጀመረ ዋዕላ ምብራቕ ሱዳን፣ ክሳብ ረቡዕ 12 ሚያዝያ [...]
ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፤ ኣብ ከባቢ ደቀምሓረ፤ ብ50 ሚልዮን ዶላር፤ ጸሓያዊ መመንጨዊ ጸዓት፤ ክሃንጽ እዩ

ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፤ ኣብ ከባቢ ደቀምሓረ፤ ብ50 ሚልዮን ዶላር፤ ጸሓያዊ መመንጨዊ ጸዓት፤ ክሃንጽ እዩ

Radio Erena: 09 April 2023 ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፤ ኣብ ተተካኢ ጸዓት ዝውዕል፤ ንኤርትራ ናይ 50 ሚልዮን ዶላር ባጀት ኣጽዲቑ። እቲ ባንክ ብ6 ሚያዝያ ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፤ እቲ ኣብ ከባቢ ደቀምሓረ ዝህነ [...]
ናይ ዓርቢ 07 ሚያዝያ 2023 ፈነወና፦

ናይ ዓርቢ 07 ሚያዝያ 2023 ፈነወና፦

Radio Erena: 07 April 2023 Radio Erena · ዓርቢ 07 ሚያዝያ 2023   [...]
ፈረንሳ፣ ብበዓል ቤታ ንዝተቐትለት ኤርትራዊት ነፍሰ-ጾርን ኣደ 3 ቆልዑን ንምዝካር፣ ሰልፊ ተኻይዱ

ፈረንሳ፣ ብበዓል ቤታ ንዝተቐትለት ኤርትራዊት ነፍሰ-ጾርን ኣደ 3 ቆልዑን ንምዝካር፣ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 06 April 2023 ኣብ ድሮ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ፣ ብበዓል ቤታ ካብ ሓሙሻይ ደርቢ ተደፊኣ፣ ጸዲፋ ንዝሞተት ሓዳስ ዝተባህለ ኤርትራዊት ኣደ ንምዝካር፣ ሰልፊ ተኻይዱ። እቲ ናይ ዝኽሪ ሰልፊ፣ [...]
1 90 91 92 93 94 643 920 / 6425