Category: ዜና ኤርትራ
‘ ኣብ ዶባት ሱዳን መጥቃዕቲ ኣይፈጸምናን’ ቀ/ሚ ኣብይ
Radio Erena: 23 April 2023
‘ኢትዮጵያ ንህሉው ኩነታት ሱዳን ተጠቒማ፣ ኣብ ዶባት መጥቃዕቲ ፈጺማ’ ንዝብል ብማዕከናት ዜና ሱዳን ዝተዘርገሐ ሓበሬታ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ።
እቲ ቀ [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 22 ሚያዝያ 2023 ፈነወና፦
Radio Erena: Saturday, 22 April 2023
Radio Erena · ቀዳም 22 ሚያዝያ 2023
[...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ፍሉይ ሓይሊ ዕማም ዝዋፈሩ 800 ወትሃደራት ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ልኢኻ
Radio Erena: 21 April 2023
ኣመሪካ፣ ከም ኣካል ናይቲ ቶምሃውክ ዝተሰምየ ፍሉይ ሓይሊ ዕማም ዝዋፈሩ ኣስታት 800 ወትሃደራት ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ከምዝልኣኸት ኣፍሊጣ።
ኦክልሃማ ካብ ዝርከብ ሃገራዊ ሰራዊት፣ [...]
ሱዳን፣ ኣሽሓት ዜጋታት ኤርትራ ኣብ መንጎ ኵናት ተቐርቂሮም፣ ሓያሎ ዜጋታት ኢትዮጵያ ተቐቲሎም
Radio Erena: 20 April 2023
ኣብ ሱዳን፣ ሓሙሻይ መዓልቲ ኣቝጺሩ ኣብ ዘሎ ኵናት፣ ሓያሎ ዜጋታት ኢትዮጵያ ከምዝተቐትሉ ዝተፈላለዩ ወገናት ሓቢሮም።
ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን፣ ሓያሎ ዜጋታት ሃገሩ ከምዝተቐት [...]
‘ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብዘንበረቶ እገዳ፣ ኣህጉራዊ ንግዲ ንምክያድ ኣጸጋሚ ኮይኑ ኣሎ።’ ኣቶ የማነ ገብረኣብ
Radio Erena: 17 April 2023
ኣመሪካ፣ ምስቲ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ኵናት ብዝተሓሓዝ፣ ኣብ ሕዳር 2021፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብዘንበረቶ እገዳ፣ ኣህጉራዊ ንግዲ ንምክያድ ኣጸጋሚ ኮይኑ ከምዘሎ፣ ኣማኻሪ ፕረዚደንት፣ [...]
ኣስመራ፣ ካብ ዩቱብ ፊልምታት ብምቕዳሕ ዘርጊሐን ዝተባህላ ትካላት ተዓሺገን
Radio Erena: 17 April 2023
ኣብ ኣስመራ፣ ካብ ዩቱብ ፊልምታት ብምቕዳሕ ዘርጊሐን ዝተባህለ 25 ትካላት መሸጣ ኤለኢክትሮኒክስ ከምዝተዓሸጋ፣ ኣገልግሎት ዜና ኤርትራ ገሊጹ።
እቲ ብመንግስቲ ዝውነን ኣገልግሎት [...]

ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ኣል-ቡርሃንን ሕሚቲን ብዝተወለዐ ግጭት፣ ከተማ ካርቱም ትናወጽ
Radio Erena: 16 April 2023
ኣብ መንጎ ኣቦ ወንበር ላዕለዋይ ቆንስል ሱዳን ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃንን፤ ኣዛዚ ተወርዋሪ ሰራዊት ሓምዳን ዳግሎን ፈኸም ክብል ዝጸንሐ ፖለቲካዊ ምፍሕፋሕ፤ ናብ ብረታዊ ጎንጺ ኣምሪሑ። [...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 14 ሚያዝያ 2023 ፈነወና
Radio Erena: 14 April 2023
Radio Erena · ዓርቢ 14 ሚያዝያ 2023
[...]
ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ሰራዊትን ብጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ ዝምርሕ ፍሉይ ሓይሊ ተወርዋሪ እዚን ግጭት ከይካየድ ተሰጊኡ
Radio Erena: 14 April 2023
ሱዳን፣ ምቛም ሲቪላዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ኣብ 11 ሚያዝያ ድሕሪ ምፍሻሉ፣ ብጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ ዝምራሕ፣ ሓውሲ ሚሊሻ ዝኾነ ተወርዋሪ እዚ፣ ኣብ ካርቱምን ካልኦት ኣገደስቲ ከተማታትን [...]
ኤርትራ ናብ ኢጋድ ንምምላስ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ
Radio Erena: 14 April 2023
ኤርትራ ናብ ኢጋድ ንምምላስ ዝዓለመ ዘተ ኣብ ኬንያ ከምዝተኻየደ ተሓቢሩ።
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን፣ ኣማኻሪ ፕረዚደንት፣ ኣቶ የማነ ገብርኣብን ዝትተወከለ ል [...]