Category: ዜና ኤርትራ

1 66 67 68 69 70 642 680 / 6419
ሩስያ፣ ናብ ኤርትራ ዝልኣኸቶ ኣስታት 25 ሽሕ ቶን ናይ ስርናይ ረዲኤት ዝጸዓነት መርከብ ተበጊሳ

ሩስያ፣ ናብ ኤርትራ ዝልኣኸቶ ኣስታት 25 ሽሕ ቶን ናይ ስርናይ ረዲኤት ዝጸዓነት መርከብ ተበጊሳ

Radio Erena: Monday, 13 November 2023 ሩስያ፣ ናብ ኤርትራ ዝቐንዐ ኣስታት 25 ሽሕ ቶን ናይ ስርናይ ረድኤት ዝጸዓነት መርከብ፣ ኣብ ጸሊም ባሕሪ ካብ ዝርከብ ወደብ ኖቮሮሲስክ ኣበጊሳ። እታ ናይ ጽዕነ [...]
ካናዳ፣ ኣብ ከተማ ካልጋሪ፡ 11 ኤርትራውያን ብኽሲ ረብሻ ጸጥታ ኣብ ቀይዲ ኣትዎም

ካናዳ፣ ኣብ ከተማ ካልጋሪ፡ 11 ኤርትራውያን ብኽሲ ረብሻ ጸጥታ ኣብ ቀይዲ ኣትዎም

Radio Erena: Monday, 13 November 2023 ፖሊስ ከተማ ካልጋሪ፡ ካናዳ፡ 11 ኤርትራውያን ብኽሲ ረብሻ ጸጥታ ኣብ ቀይዲ ከም ዘእተወ ገሊጹ። እዚ ብ2 መስከረም ናይዚ ዓመት’ዚ ዘጋጠመ 150 ሰባት እተሳተፍ [...]
ኤርትራ፣ ምስ ተቓውሞ ኣኽርያ ብዝተሓሓዝ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ተማህሮን ወለዲን ተፈቲሖም፣ ሰለስተ መማህራን ገና ደሃዮም ኣይተፈልጠን

ኤርትራ፣ ምስ ተቓውሞ ኣኽርያ ብዝተሓሓዝ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ተማህሮን ወለዲን ተፈቲሖም፣ ሰለስተ መማህራን ገና ደሃዮም ኣይተፈልጠን

Radio Erena: Monday, 13  November 2023 ምስቲ ኣብ 31 ጥቅምቲ 2017፣ ኣብ ኣስመራ ዝተኻየደ ተቓውሞ ተማሃሮ ዲያእ ኣል እስላምያ ብዝተሓሓዝ ተኣሲሮም ዝጸንሑ፣ ወለዲ፣ ኣባላት ኮሚቴ ቤት ትምህርትን ተማሃ [...]
‘ብርጌድ ንሓመዱ’ ጥርናፌኡ የሐይል

‘ብርጌድ ንሓመዱ’ ጥርናፌኡ የሐይል

Radio Erena: Monday, 13 November 2023 'ብርጌድ ንሓመዱ' ነቲ ብስም ኤርትራውያን ዝግበር ፌስቲቫላት ህግደፍ ንምፍራስ'ኳ እንተተበገሰ ኣብዚ እዋን'ዚ ጥርናፌኡ ብዓለምለኻዊ ደረጃ ብምሕያል ዕላማታቱ ናብ ዝሰ [...]
‘ኣፍሪቃውያን ጋዜጠኛታት ኣብ ስደት ተነጽሎ ይገጥሞም’ ጋዜጠኛ ፋትሒ ዑስማን

‘ኣፍሪቃውያን ጋዜጠኛታት ኣብ ስደት ተነጽሎ ይገጥሞም’ ጋዜጠኛ ፋትሒ ዑስማን

Radio Erena: Monday, 13 November 2023 ፋትሒ ዑስማን ኤርትራዊ ጋዜጠኛን ዲፕሎማትን ኔሩ: ኣብ ዓውዲ ዲፕሎማሲ ዝለዓለ ትምህርቲ ድሕሪ ምቕሳሙ ድሕሪ ናጽነት ናብ ሃገሩ ኤርትራ ብምእታው መጀመርታ ጋዜጡኛ ኣብ [...]
መደብ ሸኾርተት – ሰንበት 12 ሕዳር 2023

መደብ ሸኾርተት – ሰንበት 12 ሕዳር 2023

Radio Erena: Sunday, 12 November 2023 Radio Erena · ሰንበት 12 ሕዳር 2023   [...]
ፊፋ፣ ስፖርት ደቂ ኣንስትዮ ንምሕያል ዝዓለመ መደብ

ፊፋ፣ ስፖርት ደቂ ኣንስትዮ ንምሕያል ዝዓለመ መደብ

Radio Erena: Friday, 10 November 2023 ፊፋ ምስ መሻርኽቱ ብምትሕብባር ሓድሽ ጻውዒት ፕሮጀክትታት ስፖርት ደቂ ኣንስትዮ ከምዘውጸአ ተገሊጹ። ካብ ፊፋን GIZማለት ሚኒስትሪ ቁጠባዊ ምትሕግጋዝን ልምዓትን [...]
ዋዕላ ሃገራት ኣፍሪቃ ዓረብን፣ ናብ ዋዕላ ስዑዲ ዓረብን ሃገራት ኣፍሪቃን ወሪዱ ሎሚ ዓርቢ ክካየድ’ዩ

ዋዕላ ሃገራት ኣፍሪቃ ዓረብን፣ ናብ ዋዕላ ስዑዲ ዓረብን ሃገራት ኣፍሪቃን ወሪዱ ሎሚ ዓርቢ ክካየድ’ዩ

Radio Erena: Friday, 10 November 2023 ኣብ መንጎ ሃገራት ኣፍሪቃን ሃገራት ዓረብን ንቀዳም 11 ሕዳር፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ዋዕላ፣ ንኻልእ እዋን ድሕሪ ምስግጋሩ፣ ኣምሳያኡ ብሃንደበት [...]
ኣብ ኤርትራ ካብ ዝውለዱ ኣስታት 1000 ዕሸላት፣ እቶም 27 ሞት ከምዘጋጥሞም ተገሊጹ

ኣብ ኤርትራ ካብ ዝውለዱ ኣስታት 1000 ዕሸላት፣ እቶም 27 ሞት ከምዘጋጥሞም ተገሊጹ

Radio Erena: Thursday, 09 November 2023 ኣብ ኤርትራ ካብ ዝውለዱ ኣስታት 1000 ዕሸላት፣ እቶም 27 ሞት ከምዘጋጥሞም ተገሊጹ። በዚ ኣሃዚ'ዚ ድማ መጠነ ሞት ዕሸላት ኣብ እዋን ሕርሲ ኣብ ኤርትራ ፣ [...]
ንጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ፣ ብሞት ዘፈራርሐ ደጋፊ ህግደፍ፣ ን22 ኣዋርሕ ክእሰር ተፈሪዱ

ንጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ፣ ብሞት ዘፈራርሐ ደጋፊ ህግደፍ፣ ን22 ኣዋርሕ ክእሰር ተፈሪዱ

Radio Erena: Wednesday, 08 November 2023 ንጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ፣ ብሞት ዘፈራርሐ ደጋፊ ህግደፍ፣ ን22 ኣዋርሕ ክእሰር ተፈሪዱ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛ፣ ኣማኑኤል ኢያሱ፣ ናይ ሞት ምፍርራሕ ዘካየደ፣ ያ [...]
1 66 67 68 69 70 642 680 / 6419