Category: ዜና ኤርትራ
መ. ኤርትራ ኣብ እስራኤል ዝወደቦ ለይታዊ ትልሂት ተበቲኑ
ብምኽንያት መዓልቲ ናጽነት፣ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ እስራኤል ኣብ ዝወደቦ ለይታዊ ትልሂት ኣብ መንጎ ደገፍቲ ህግደፍን ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጥን ንዝተጓሃሃረን ዕግርግር፣ ፖሊስ እስራኤል ምሉእ ለይቲ ክብትንዎ ከምዝሓደሩ ምንጭታት ሬድዮ ኤ [...]
ማ.ባሕሪ ናይ ዝሰግሩ ቁጽሪ ኤርትራውያን ይውስኽ
ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብማእከላይ ባሕሪ እናበኣሰ ይመጽእ ምህላዉ ተገሊጹ። ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት UNHCR ካብ ትሪፖሊ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ ኣብዘን ዝሓልፋ ክልተ ኣዋርሕ ማለት ኣብ ወርሒ መጋቢትን [...]
ዋንነቱ ዘይተፈልጠ መገዲ ኣየር ኣብ ኤርትራ
ማሳዋ ኤርወይስ ዝተባህለ ሓድሽ መንገዲ ኣየር ኤርትራ ክልተ ቢች ክራፍት ዝዓይነተን ናይ መጓዓዝያ ነፈርቲ ናብ ኣህጉራዊ መዓፎ ነፈርቲ ባጽዕ ከምዘእተወ መርበብ ሓበሬታ ኣቬሽን ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ ኣብ ጉዳይ ኣቬሽን ዓለምና እዋናዊ [...]
ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ሶማል ክወጽእ’ዩ
ኢትዮጵያ ሰራዊታ ካብ ሶማል ክትስሕብ ምዃና ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ ኣብ 2006 ናብ ሶማል ብምእታው ነቲ ብእስላማዊ መጋብኣያታት ተጠርኒፉ ዝነበረ ሓይሊ ብምፍራስ ኣብ 2009 ከምዝወጸ [...]
ምእሳር ኣዘዝቲ ሰራዊትን ሲቪላውያን ኣመሓደርትን ይቕጽል
ድሕሪ’ቲ ኣብ 21 ጥሪ ኣብ ኣስመራ ኣብ ፎርቶ ሚኒስትሪ ዜና ብኣባላት ሰራዊት ኤርትራ ዝተወስደ ስጉምቲ፣ ምእሳር ሓያሎ ኣዘዝቲ ሰራዊትን ሲቪላውያን ኣመሓደርትን ይቕጽል ምህላዉ ይግለጽ ኣሎ። ኣቐዲሙ ሓላፊ ውድባዊ ጉዳያት ህግደ [...]
“መንግስቲ ኤርትራ ምትሕብባር ኣብዩ” በድዋንተ ኪታሩዝ
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ንዝካየድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ንምጽራይ ምስ ዝቖመት ጉጅለ ምትሕብባር ከምዝኣበየ ተገሊጹ። ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣካል ሰብኣዊ መሰላት ንጉዳይ ኤርትራ ከተጻሪ ዝተመዘት በድዋንተ ኪታሩዝ ኣብ ዝ [...]
ኣብ ኣስመራ ምጥቃም ጀኔረተራት ብምምሕዳር ዞባ ማእከል ተነጺጉ
ብሰንኪ ተደጋጋሚ ምቁራጽ ኤሌክትሪክ ካብ ንጥፈታተን ተዳኺመን ዘለዋ ሓያሎ ትካላት ከተማ ኣስመራ ጀኔረተራት ንኽጥቐማ ዘቕረብኦ ሓሳብ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ነጺግዎ። ኣብ ኣስመራ ብዘይካ ዓበይቲ ሆቴላትን ውሱናት ብመንግስቲ ዝተፈ [...]
ኤርትራ ሒዛቶም ዘላ 200 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናጻ ክወጹ ጻውዒት ቀሪቡ
ማሕበር ገፈፍቲ ዓሳ የመን፣ መንግስቲ ኤርትራ ሒዝዎም ዘሎ ኣስታት 200 ዝኾኑ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናጻ ክሰዶም ጸዊዑ። እቲ ማሕበር ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ካብ 2006 ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ልዕሊ 200 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳን 85 [...]
ፕ.ኢሳይያስን ኣሚር ቐጠርን ርክብ ኣካዪዶም
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ኣሚር ቐጠር ሓማድ ቢን ከሊፋ ኣልታኒ ኣብ ዶሓ ተራኺቡ ተዘራሪቡ። ካብ ቀንዲ መወልቲ መንግስቲ ኤርትራ ዝኾነት ቐጠር፣ ብጉዳይ እቲ ገና ማዕልቦ ዘይረኸበ ምስሕሓብ ኤርትራን ጅቡትን፣ ጉዳይ ክራይ ወደ [...]
ዋጋ ክራይ ኣባይቲ ከቢድ ጸገም የኸትል
ዋጋታት ናህሪ ክራይ ኣባይቲ ካብ ወርሒ ናብ ወርሒ ሰማይ እናዓረገ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ሕጂ'ውን ነቲ ንስድራቤታት ሓደ ካብቲ ዝኸበደ ጾር ኮይንወን ዘሎ ቅልውላው ንምፍትሑ ዝኾነ ተበግሶ ንምውሳድ ቅሩብ ከምዘይኮነ ተገሊጹ። [...]