Category: ዜና ኤርትራ
ስዊዘርላንድ: ሃገራዊ ቤት ምኽሪ ምስጓግ ኤርትራውያን ናይ ሳልሰይቲ ሃገር ነጺጉ
Radio Erena: Tuesday, 02 January 2024
ስዊዘርላንድ: ወረቐት ዘይብሎም ኤርትራውያን ናብ 3ይቲ ሃገር ንምስጓግ ናይ ፈተነ ትልሚ ክካየድ ዝቐረበ እማመ ብሃገርዊ ቤት ምኽሪ ተነጺጉ::
ስዊዘርላንድ ሕቶ ዑቕቦኦም [...]
ሓድሽ ዓመት ምስ ሸኾርተት
Radio Erena: Monday, 01 January 2024
Radio Erena · ሰኑይ 01 ጥሪ 2024
[...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
Radio Erena: Sunday, 31 December 2023
Radio Erena · ሰንበት 31 ታሕሳስ 2023
[...]
ኣብ ጽምብል ሓድሽ ዓመት ሰባት ካብ ምስፍሕፋሕ ኮቪድ 19 ጥንቃቐታት ክገብሩ፣ ክኢላታት ሕክምና የዘኻኽሩ
Radio Erena: Friday, 29 December 2023
ኣብ ጽምብል ሓድሽ ዓመት ሰባት መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ማለት ማስክ ክጥቀሙ፣ ዝኾነ ምልክታት ኮቪድ 19 እንተሃልይዎም ድማ መርመራ ክገብሩን ካብ ምትእኽኻባት ክቑጠቡን [...]
ኢትዮጵያ፣ 33 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ኣህጉራዊ ዕዳ ምኽፋል ትስእን
Radio Erena: Thursday, 28 December 2023
ኢትዮጵያ 33 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ኣህጉራዊ መንግስታዊ ቦንድ "ኩፖን" ክትከፍል ብዘይምኽኣላ ትማሊ ሰሉስ ብወግዒ ንሳልሳይ ግዜ ኣብ ኣፍሪቃ ዕዳኣ ክትከፍል ዘይ [...]
ሑቲ መጥቃዕትታቱ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ይቕጽል
Radio Erena: Thursday, 28 December 2023
ብኢራን ዝድገፍ ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ጸቕጢ ንምግባር ዝዓለመ ተደጋጋሚ መጥቃዕቲ ኣብ ዘካይደሉ ዘሎ እዋን ንወደባዊት ከተማ ኢላት ናይ እስራኤል ና [...]
“ምእሳር ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ብጃምላ እዩ ዝካየድ ዘሎ” ጆርጅ ገብረስላሴ
Radio Erena: Wednesday, 27 December 2023
ግፋ ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝለዓለ ናህሩ ይቕጽል ከምዘሎ ዳይሬክተርን መስራትን ትካል ተራድኦ ሱርባና፣ ጆርጅ ገብረስላሴ ምስ [...]
በዓል ልደት: ኣብ ከተማ ቤትልሄም ተሰሪዙ ዩክሬን ድማ ዝበዓለሉ መዓልቲ ቀይራ
Radio Erena: Tuesday, 26 December 2023
ኣብ መላእ ዓለም ብፍላይ ድማ ኣብ ምዕራባዊ ዓለም ዝርከቡ ኣመንቲ እምነት ክርስትና ትማሊ 25 ታሕሳስ በዓል ልደተ ክርስቶስ ከብዕሉ እንከለዉ ኣብያተ ክርስትያናት ከ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
Radio Erena: Sunday, 24 December 2023
Radio Erena · ሰንበት 24 ታሕሳስ 2023
[...]
ካናዳ፣ ኣብ ከተማ ካልጋሪ፡ ተወሰኽቲ 06 ኤርትራውያን ብኽሲ ረብሻ ጸጥታ ኣብ ቀይዲ ኣትዮም
Radio Erena: Friday, 22 December 2023
ኣብ ካናዳ፣ካልጋሪ፣ ኣብቲ ብ2 መስከረም ዘጋጠመ ባእሲ ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍን ብስም ‘ብርጌድ ንሓመዱ’ ዝተጠርነፉ ደለይቲ ለውጢን፣ ብረብሻ ጸጥታ ዝኸሰሶም ተወሰኽቲ [...]