Category: ዜና ኤርትራ
“ኤርትራ ካብ መራኸቢታት ዝተገለለት ሃገር’ያ” ውድብ ሕቡራት ሃገራት
ኤርትራ እታ ዝደከመ ኣገልግሎት ኢንተርነት ዘለዋ ሃገር’ያ ክብል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ኣብዚ እዋን’ዚ ኢንተርነት ስራሕን ትምህርትን ኣብ ምስፋሕን ኣታዊታት ኣብ ምዕባይን ልዑል ግደ ይጻወት ከምዘሎ ዝሓበረ እቲ ውድብ ካብ 191 ሃ [...]
“ዳግመ ውዳብን ምምዳብ ሓደስቲ ሓለፍትን ኣብ ትካላት ህግደፍ ካብ ሃልኪን ግዜ ምብኻንን ዝሓልፍ ፋይዳ የብሉን” ኤርትራውያን ኣብ ማሕበራዊ ሜድያታት
ኣብ እምባትካላ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ሓላፍቲ ህግደፍን ኣመሓደርቲ ዞባታትን፣ ዳግመ-ውደባ ሓድሽ ምደባ ሓለፍትን ክቕጽል ምዃኑ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ድሕሪ ምግላጹ ዛጊት ትካላት ህናጻ ህግደፍ፣ ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን [...]
ናብ ርሑቕ ገጠራት ዝተመደቡ መማህራን ኣብ ቦትኦም ክርከቡ ብዘይምኽኣሎም ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ስሩዕ ትምህርቲ ክጅምር ኣይከኣለን
ዓመተ ትምህርቲ 2013/2014 ኣብ ዝጅምረሉ ዘሎ እዋን ናብ ርሑቕ ገጠራት ዝተመደቡ መማህራን ኣብቲ ዝተመደበሎም ኣብያተ ትምህርቲ ክርከቡ ከምዘይክኣሎ ሚኒስትሪ ትምህርቲ መጠንቐቕታታት የመሓላልፍ ኣሎ። ብፍላይ ኣብ ዞባታት ዓንሰባ [...]
ወሰኽ ዋጋ ነዳዲ ሱዳን፣ ነቲ ብኮንትሮባንድ ብከሰላ ዝኣቱ ዝነበረ ነዳዲ ብኣሉታ ክጸልዎ ከምዝኽእል ተገሊጹ
ኣብ ሱዳን ዋጋ ነዳዲ ብዕጽፊ ወሲኹ። ዋጋ ነዳዲ ብዕጽፊ ዝወሰከሉ ምኽንያት፣ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ነዳዲ ክገብሮ ዝጸንሐ ድጎማ ስለዘልዓሎ ምዃኑ ተፈሊጡ። ብመሰረት እዚ ሓድሽ ምትዕርራይ ዋጋታት ነዳዲ፣ ንሓደ ጃሎን ወይ ድማ ን3.8 ሊትሮ [...]
“መንግስቲ ኤርትራ ዘቤታውን ኣህጉራውን ሕግታት ይጥሕስ ኣሎ።” ካትሪን ኣሽተን
መንግስቲ ኤርትራ ምግሃስ ዘቤታውን ኣህጉራውያን ሕግታት ይቕጽሎ ኣሎ ክትብል ላዕለወይቲ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ጉዳያት ወጻእን ፖሊስ ጸጥታን ከምኡ ድማ ምክትል ፕረዚደንት እቲ ኮሚሽንን ካትሪን ኣሽተን ወቒሳ። እታ ላዕለወይቲ ወ [...]
95% ካብ ህዝቢ ኤርትራ ኣገልግሎት ሞባልይ ቴሌፎን ክረክብ ኣይከኣለን
ካብ 5.7 ሚልዮን ብዝሒ ህዝቢ ኤርትራ እቲ 95 ሚእታዊት ተጠቓሚ ኣገልግሎት ሞባይል ቴሌፎን ክኸውን ከምዘይክኣለ ተሓቢሩ። ኤርትራ ኣብ ዓለም እታ ዝወሓደ ተገልጋሊ ሞባይል ቴሌፎን ዘለው ሃገር ምዃና’ውን ማዕከን ዜና ብሉምበርግ ኣብ ዘቕረ [...]
ሊብያ: ኤርትራውያን ዝርከብዎም 207 ስደተኛታት ቀይዳ
ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 207 ስደተኛታት ከምዝሓዙ ኣፍሊጦም። ቴሌቪዥኝ ሊብያ ትማሊ ኣብ ዘቕረበቶ ጸብጻብ፣ እቶም 29 ደቂንስትዮን ቆልዑን ዝርከብዎም ስደተኛታት፣ ኣብ ንእሽቶ ጃልባ ተሰቒሎም ናብ ሃገራት [...]
ፈረንሳ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝነበራ ብዝሒ ዲፕሎማሰኛታታ ክትቕንስ’ያ
ፈረንሳ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣዋፊራቶም ዝጸንሐት ዲፕሎማሰኛታት ክትቕንሶ ምዃና ኣፍሊጣ። ሚኒስተሪ ጉዳያት ወጻኢ ፈረንሳ ነዚ ዘፍለጠ፣ ኣብተን ኤርትራ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ብዝሒ ዲፕሎማሰኛታት ዘድልዮ [...]
ኣርባዕተ ኣብረርቲ ነፋሪት ኵናት ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ከምዝኣተዉ ተገሊጹ
ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያን ኣብረርቲ ነፈርቲ ኵናት፣ ናብ ኤርትራ ከምዝኣተዉ ይግለጽ ኣሎ። እቶም ናይ ካፕቴን ማዕረግ ዘለዎም ኣርባዕት ፓይሎታት፣ እቶም ክልተ ኣብ ቻይና ንትምህርቲ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ናብ ኤርትራ ተመሊሶም ምስቲ ኣብ ኣስመራ [...]
ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ዝተራእየ ምንቕጥቓጥ ምድሪ ዳግም ክኽሰት ከምዝኽእል ክኢላታት የጠንቕቑ
ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ዘጋጠመ ምንቅጥቓት ምድሪ ዳግም ክኽሰት ከምዝኽእል ክኢላታት የጠንቕቑ። እቲ ብ18 መስከረም ኣብ ኤርትራን ሓያሎ ካልኦት ሃገራትን ዝተኸስተ ምንቕጥቃጥ ምድሪ ካብ 12 ክሳብ 18 መስከረም ኣብ ዘሎ ግ [...]