Category: ዜና ኤርትራ

1 621 622 623 624 625 644 6230 / 6431

‘ምግህሳ ሰብኣዊ መሰላት እቲ ኣውራ ጠንቒ ስደት ኤርትራውያን’ዩ።’ ሸይላ ኪታሩት

ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት እቲ ቀንዲ ጠንቒ ስደት ኤርትራውያን’ዩ ክትብል ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክትከታተል ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘት ሸይላ ኪታሩት ገሊጻ።   ንሳ ነዚ ዝገለጸት፣ ብሓሙስ 24 ጥቕምቲ ናብ ሓፈሽእዊ ባ [...]

ኣብ ቦስቶን ዝርከቡ ደለይቲ ፍትሕን ደሞርስያዊ ለውጥን ዝኾኑ ኤርትራይውን፣ ነቲ ብደገፍቲ ህግደፍ ዝተኻየደ ናይ ሳዕስዒትን ጓይላን ምሸት ኮኒኖም

ኣብ ቦስቶን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ፣ ነቲ ብደገፍቲ ህግደፍ ኣብ ፓርክ ፕላዛ ሆቴል ዘከይድዎ ዝነበሩ ናይ ጓይላን ሳዕስዒትን ምሸት ኮኒኖም።   እቶም ኤርትራውያን፣ ኣብ ቅድሚ’ቲ ሆቴ [...]
“ስኽፍታና ገና ኣይተቐንጠጠን” ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ መዓስከራት ኢትዮጵያ

“ስኽፍታና ገና ኣይተቐንጠጠን” ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ መዓስከራት ኢትዮጵያ

ስኽፍታ ናይቶም ኣብ መዓስከራት ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ገና ከይተቐንጠጠ፣ ኣብ ማይ ዓይኒ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኮሚቴ ስደተኛታት ኣብ ዝተወደበ ሰለማዊ ሰልፊ ክሳተፉ ምዃኖምን ዘይምዃኖም ንምርግጋጽ ስሞምን ክታሞምን ከንብሩ [...]
ዕለቱ ዝወደቐን ጥዕንኡ ዘጠራጥርን ዕሹግ መግብታትን ሃለኽቲ ነጋራትን ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ኤርትራ ይኣቱ ምህላዉ ተገሊጹ

ዕለቱ ዝወደቐን ጥዕንኡ ዘጠራጥርን ዕሹግ መግብታትን ሃለኽቲ ነጋራትን ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ኤርትራ ይኣቱ ምህላዉ ተገሊጹ

ዕለቱ ዝወደቐን ኣብ ዕዳጋ ክቐርብ ዘይግብኦን ከም ብሽኮቲ፣ ጽሟቕ፣ ዘይቲ፣ ሓሩጭ ጸባ…ወዘተ ዝኣመሰለ ዕሹግ መግብታት ብዘይሕጋዊ መንገዲ ብከሰላ-ተሰነይ ናብ ኤርትራ ብብዝሒ ይኣቱ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።   እቲ ነጋዶ [...]

ኢንዶነዥያ ናብ ኣውስትራልያ ንምስጋር ዝወጠኑ ብውሕዱ ሓደ ኤርትራዊ ዝርከቦም 30 ሰባት ኣብ ቀይዲ የእትያ

ናብ ኣውስትራልያ ንምስጋር ካብ ዝሓለኑ ብውሕዱ ሓደ ኤርትራዊ ዝርከቦም ኣስታት 30 ሰባት ብፖሊስ ኢንዶነዥያ ከምእተታሕዙ ጃካርታ ግሎብ ዝተባህለ ማዕከን ዜና ሓቢሩ።   እቶም ዜጋታት ፣ ኤርትራ፣ ሶማል፣ ሚያንማርን ፓኪስታንን ምዃኖም [...]

ወግዓዊ ስነ ስርዓት ዝኽሪ ግዳያት ላምፔዱሳ፣ ብ21 ጥቕምቲ ኣብ ሲሲልያ-ኣግሪጀንቶ ተኻይዱ

ኣብቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ኢጣልያን፣ ከንቲባ ከተማ ላምፔዱሳን ካልኦት ላዕለዎት ሰበስልጣን እታ ሃገርን ሕብረት ኤውሮጳን ከምኡ ድማ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ዜጋታት ካልኦት ሃገራትን ዝተረኽብሉ ስነ ስርዓት ዝኽሪ፣ ብመራሕቲ ሃ [...]
ካብ ቢሻ ዝፈረየ 11 ሽሕ ቶን ነሓስ ብመንገዲ ወደብ ምጽዋዕ ከምዝልኣኾ ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን ገሊጹ

ካብ ቢሻ ዝፈረየ 11 ሽሕ ቶን ነሓስ ብመንገዲ ወደብ ምጽዋዕ ከምዝልኣኾ ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን ገሊጹ

ኣብ ኤርትራ ዕደና ዘካይድ ዘሎ ኩባንያ ኔቭሰን፣ ካብ ቢሻ ዘውጽኦ ናይ መጀመርያ ፍርያቱ ዝኾነ 11 ሽሕ ቶን ዘይተጻረየ ነሓስ ናብ ሰድድ ከምዝልኣኸ ኣፍሊጡ። እቲ ናይ ካናዳ ናይ ዕደና ኩባንያ፣ ነቲ ካብ ቢሻ ዘውጽኦ 11 ሽሕ ቶን ብመንገ [...]
የመን፣ብጉዳይ ምትሓዝ የመናውያን ገፍፈቲ ዓሳ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ተጠንቕቕ

የመን፣ብጉዳይ ምትሓዝ የመናውያን ገፍፈቲ ዓሳ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ተጠንቕቕ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ዝኽተሎ ዘሎ ኣካያዳ ምትዕርራይ እንተዘይገይርሉ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ገፈፍቲ ዓሳ ተመሳሳሊ ስጉምቲ ክንወስድ ኢና ክብል ምክትል ሚኒስተር ሃብቲ ዓሳ እታ ሃገር ዓብደላ ባስንቡል ኣጠ [...]

ኣብ ላምፔዱሳ ጥሒሎም ዝሞቱ ኣምኢት ኤርትራውያን ስነ ስርዓት ቀብሮም ኣብ ከተማታት ኢጣልያ ክካየድ ምዃኑ ተግሊጹ

ኣብ ላምፔዱሳ ጥሒሎም ዝሞቱ ኣማኢት ኤርትራውያን ስነ ስርዓት ቀብሮም ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኢጣልያ ክካየድ ምዃኑ ኣገልግሎት ዜና ኢጣልያ ኣንሳ- ሓቢሩ። ኣብታ 500 ኤርትራውያን ጽዒና ብ 3 ትቕምቲ ኣብ ላምፔዱሳ ዝጠሓለት ጀልባ ናይ [...]
ኣብ ገማግም ባሕሪ ላምፔዱሳ ዝሞቱ 311 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኤርትራ ወግዓዊ ስነ ስርዓት ቀብሪ ክግበረሎም ጻውዒት ቐሪቡ

ኣብ ገማግም ባሕሪ ላምፔዱሳ ዝሞቱ 311 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኤርትራ ወግዓዊ ስነ ስርዓት ቀብሪ ክግበረሎም ጻውዒት ቐሪቡ

ኣብ ገማግም ባሕሪ ኢጣልያ ናይ ዝሞቱ ኤርራውያን ተረኺቡ ዘሎ ሬሳ 311 በጺሕሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ሬሳ ናይቶም ኤርትራውያን ኣብ መበቖል ዓዶም ኤርትራ ንቡር ሓመድ ኣዳም ክለብስ ጻውዒት ይግብር ኣሎ።   መንግስቲ ኤርትራ ነቶም ዘይሕጋ [...]
1 621 622 623 624 625 644 6230 / 6431