Category: ዜና ኤርትራ

Eritrea withdraws from 2015 African Cup of Nations
Radio Erena: March 31, 2014 The Eritrean Football Federation has informed CAF of its decision to withdraw from the 30th edition of the African Cup of [...]

“Eritrea has been invited at the level of the president and the president declined…”
Radio Erena: March 31, 2014 The European Union-Africa Summit hangs in the balance. Africa is concerned with the way Europe is cherry-picking African [...]

ኣሕመድ ናስር መን’ዩ?
Radio Erena: March 28, 2014 ገዲም ተጋዳላይን ሓደ ቀዳሞት ኣባላት ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራን ኣሕመድ ናስር ብዘጋጠሞ ሃንደበታዊ ወቕዒ ብ ሮቡዕ 26 መጋቢት ኣብ ስቶኮልም ከምዝዓረፈ ድሮ ተኸታቲልናዮ ኣሎና። ኣሕመድ [...]

ኣብ ቤት ማእሰርቲ ጅቡቲ ዝርከቡ ኤርትራውያን ፍታሕ ክረኽቡ፣ ኤልሳ ጭሩም ንሳልስቲ ዘካየደቶ መግቢ ናይ ምሕሳም ተቓውሞ፣ ዘተባብዕ ግብረ መልሲ ረኺቡ
Radio Erena: March 28, 2014 ኣብ ጅቡቲ ነገድ ኣብ ዝተባህለ ቤት ማእሰርቲ ኣብ ቀይዲ ዝርከቡ ኤርትራውያን ፍታሕ ክረኽቡ ንምጽዋዕ፣ ኣብ ጄኔቫ ኣብ ቀጽሪ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መግቢ ናይ ምሕሳም ተቓውሞ ከተካይድ ዝጸንሐት [...]

ብዝሒ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ፣ ምስተን ቀዳሞት 10 ተሰሪዑ
Radio Erena: March 28, 2014 ብዝሒ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ሻብዓይ ደረጃ ከምዝተሰርዐ፣ ንጸብጻብ ሕብረት ኤውሮጳ ብምጥቃስ ሮይተርስ ሓቢሩ። እቲ ሕብረት ብሰኑይ 24 መ [...]

ሓደ ካብ ግኑናት ውልቀ መለኽቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝኾነ ፕረዚደንት ሮበርት ሙጋበ፣ ንዝኽሪ መበል 90 ዓመት ልደቱ 5 ሚልዮን ዶላር ዝወደአ ሓወልቲ ከቕውም’ዩ
Radio Erena: March 28, 2014 ክሳብ ብሞት ዝፍለ መራሒ ሃገር ኮይኑ ክጸንሕ ምዃኑ ደጋጊሙ ዝገልጽ ዘሎ ወዲ 90 ዓመት ፕረዚደንት ሮበርት ሙጋበ፣ ንዝኽሪ መበል 90 ዓመቱ 5 ሚልዮን ዶላር ባጀት ዝተሰልዓሉ ክልተ ዓበይቲ ሓ [...]

ገዲም ተጋዳላይን ሓደ ካብ መስረቲ ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራን ኣሕመድ ናስር ዓሪፉ
Radio Erena: March 26, 2014 ገዲም ተጋዳላይን ሓደ ካብ መስረቲ ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራን ኣሕመድ ናስር ትማሊ ኣብ ስቶኮልም ዓሪፉ። ኣሕመድ ናስር፣ ኣብ መፋርቕ 1960ታት ናብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ድሕሪ ምጽናብሩ [...]

‘ኤርትራ ብመንጽር እቶታን ብዝሒ ህዝባን ሓንቲ ካብተን ንወትሃደራዊ መዓላ ዝበዝሐ ባጀት ዝስልዓ ሃገራት’ያ’
Radio Erena: March 26, 2014 ምስ ብዝሒ ህዝባን ዓመታዊ እቶታትን ብምንጽጻር፣ ኤርትራ ሓንተን ካብተን ዝበዝሐ ባጀተን ንወትሃደራዊ መዓላ ዝስልዓ ሃገራት ዓለም ምዃና World Military Expenditures and Arm [...]

ሱዳን፣ ዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ስደተኛታት ንምግታእ ኣብቲ ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘዳውብ ከባቢታት ፍሉይ ሓባራዊ ፖሊስ ከተዋፍር ምዃና ኣፍሊጣ
Radio Erena: March 26, 2014 ሱዳን ኣብቲ ዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ደዊ ሰብ ዝርኣየሉ ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘዳውብ ከባቢታት ሓባራዊ ፖሊስ ንምውፋር ተዳልያ ከምዘላ ሚኒስትሪ ውስጥእዊ ጉዳታት እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ሓ [...]

ኤልሳ ጭሩም፣ ኣብ ጅቡቲ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ፍታሕ ንኽረኽቡ ዝጽውዕ፣ ኣብ ጄኔቫ መግቢ ናይ ምሕሳም ተቓውሞ ተካይድ ኣላ
Radio Erena: March 24, 2014 ኣብ ጅቡቲ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝርከቡ ኤርትራውያን ፍታሕ ንኽረኽቡ ንምጽዋዕ፣ ኤርትራዊት ተጥባቒት ሰብኣዊ መሰላት ኤልሳ ጭሩም ኣብ ጄኔቫ ኣብ ዝርከብ ቀጽሪ ቤት ጽሕፈት ውድ [...]