Category: ዜና ኤርትራ

1 590 591 592 593 594 634 5920 / 6338
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኮለላ ከተካይድ ዝጸንሐት ዓባይ ወትሃደራዊ መርከብ ኢራን ኣብ ወደብ ጅቡቲ ተጸጊዓ

ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኮለላ ከተካይድ ዝጸንሐት ዓባይ ወትሃደራዊ መርከብ ኢራን ኣብ ወደብ ጅቡቲ ተጸጊዓ

Radio Erena: April 9, 2014 ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ወትሃደራዊ ኮለላ ከተካይድ ዝጸንሐት ዓባይ መርከብ ሓይሊ ባሕሪ ኢራን፣ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ተጸጊዓ። እታ ሄሊኮፕተራትን ከበድቲ መዳፍዕን ክትስከም እትኽእል መረክብ ሚሳይላት ዝዓጠ [...]
ፕረዚደንት ኣልበሽር፣ ዘተ ሃገራዊ ዕርቒ ንምትብባዕ፣ ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑ ኣዚዙ

ፕረዚደንት ኣልበሽር፣ ዘተ ሃገራዊ ዕርቒ ንምትብባዕ፣ ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑ ኣዚዙ

Radio Erena: April 9, 2014 ፕረዚደንት ኣልበሽር፣ ፖለቲካዊ ጽገና ንምክያድ ምስ ኩሎም ተቓወምቲ ወገናት ክካየድ ተወጢኑ ዘሎ ሃገራዊ ዘተ ንምዕዋት፣ ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑ ኣዘዙ። ፕረዚደንት ኣልበሽር ምስ ልዕሊ 50 [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ውሽጢ ሒደት ኣዋርሕ መበል ራብዓይ መልእኽቲ ናብ ፕረዚደንት ሱዳን ልኢኹ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ውሽጢ ሒደት ኣዋርሕ መበል ራብዓይ መልእኽቲ ናብ ፕረዚደንት ሱዳን ልኢኹ

Radio Erena: April 8, 2014 ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍን ፖለቲካዊ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኤርትራን ኣቶ የማነ ገብረኣብ ዝመርሖ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ዶባት ኤርትራን ሱዳንን ንዝርአ ዘሎ ፍኑይ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደ [...]
ኢትይጵያን ሱዳንን ኣብ ዶባተን ሓባራዊ ሰራዊት ከቑማ ምዃነን ተገሊጹ

ኢትይጵያን ሱዳንን ኣብ ዶባተን ሓባራዊ ሰራዊት ከቑማ ምዃነን ተገሊጹ

Radio Erena: April 8, 2014 ኢትዮጵያን ሱዳንን፣ ኣብ ዶብ ክልትኤን ሃገራት ዝሰፍር ሓባራዊ ሰራዊት ከቑማ ከምዝተሰማምዓ ሚኒስተር ምክልኻል እታ ሃገር ኣቶ ሲራጅ ፌጌሳ ንፓርላማ እታ ሃገር ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ ኣፍሊጡ። እቲ [...]
ኬንያ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ልዕሊ 1000 ሶማላውያን ገፊፋ

ኬንያ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ልዕሊ 1000 ሶማላውያን ገፊፋ

Radio Erena: April 8, 2014 ኬንያ መንበሪ ፍቓድ ንዘይብሎም ዜጋታት ጎረባብቲ ሃገራት ናይ ምግፋፍ ስርሒት ከተካይድ ከምዝጀመረት ተገሊጹ። ፖሊስ ኬንያ ድሮ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ከተማ ናይሮቢ ብዘካየዶ ሃንደበታዊ ግፋ፣ መንበ [...]
Al Bashir Receives Message from President Afwerki

Al Bashir Receives Message from President Afwerki

Radio Erena: April 7, 2014 President of the Republic Omer Al Bashir has received a written message from his Eritrean counterpart Issias afwerki deali [...]
ኤርትራን የመንን ዛጊት ክረዳድኣሉ ኣብ ዘይክኣላ ጉዳይ ባህላውያን ገፈፍቲ ዓሳ ዘተኮረ ተወሳኺ ዝርርብ ኣካይደን

ኤርትራን የመንን ዛጊት ክረዳድኣሉ ኣብ ዘይክኣላ ጉዳይ ባህላውያን ገፈፍቲ ዓሳ ዘተኮረ ተወሳኺ ዝርርብ ኣካይደን

Radio Erena: April 7, 2014 ሚኒስተር ሃብቲ ዓሳ የመን ዓዋድ ኣል ሶካርቲ ኣብ ጉዳይ እቲ ምስ ኤርትራ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳይ ባህላውያን ገፈፍቲ ዓሳ ብምትኳር ምስ ወኪል ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ የመን መሓመድ ሑመድ መሓመድ ከምእ [...]
እስራኤል ናብ ርዋንዳ ዝመለሰቶም ኤርትራውያን፣ ዝኾነ መሰነይታ መንነት ወረቀት ብዘይምሃባ ተነቒፋ

እስራኤል ናብ ርዋንዳ ዝመለሰቶም ኤርትራውያን፣ ዝኾነ መሰነይታ መንነት ወረቀት ብዘይምሃባ ተነቒፋ

Radio Erena: April 7, 2014 እስራኤል ብወለንትኡም ካብ ሃገር ክወጹ ንዝተሰማምዑ 10ታት ኤርትራውያንን ብዘይዝኾነ መሰነይታ መንነት ወርቐት ናብ ርዋንዳ ምምላሳ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ብትሪ ኮኒኖም። ሆትላይን ፎር ምይግራ [...]
ኣብ ሊብያ ዘይሕጋዊ ነዳዲ ኣብ ምምልላስ ምስ ዝነበረት መርከብ ተታሒዞም ዝጸንሑ ኤርትራውያን ናጻ ተለቒቖም

ኣብ ሊብያ ዘይሕጋዊ ነዳዲ ኣብ ምምልላስ ምስ ዝነበረት መርከብ ተታሒዞም ዝጸንሑ ኤርትራውያን ናጻ ተለቒቖም

Radio Erena: April 7, 2014 ኣብ ሊብያ ዘይሕጋዊ ነዳዲ ኣብ ምምልላስ ምስ ዝነበረት መርከብ ተታሒዞም ኣብ ቀይዲ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 21 ሰራሕተኛታታ ናጻ ክወጽኡ ብኡ ንብኡ ድማ ነናብ ዓዶም ክጥረዙን ቤት ፍርዲ [...]
ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ኢትዮጵያ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ናብ ሱድን ይውሕዙ ኣለዉ

ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ኢትዮጵያ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ናብ ሱድን ይውሕዙ ኣለዉ

Radio Erena: April 4, 2014 ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ዝጸንሑ ኣማኢት ኤርትራውያን፣ ተስፋ ብምቑራጽ ናብ ሱዳን ይሰግሩ ከምዘለው ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ማይ ዓይኒ ደጊሞም ኣረጋጊጾም። መስርሕ ምጥያስ ስደ [...]
1 590 591 592 593 594 634 5920 / 6338