Category: ዜና ኤርትራ

1 589 590 591 592 5910 / 5920

መንግስቲ ኢትዮጵያ ን2 ሽሕ እሱራት ምሕረት ሂቡ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምኽንያት በዓል ቅዱስ ዮውሃንስ ንኣስታት 2 ሽሕ እሱራት ምሕረት ከምዝገበረሎም ምንጭታት ዜና እታ ሃገር ሓቢሮም። እቶም ኣስታት 2 ሽሕ እሱራት፣ ገበኖም ብቤት ፍርዲ ዝተረጋገጸ ዝተወሰነን ኮይኑ፣ ብወግዒ ይቕሬታ ድሕሪ [...]

ኤርትራን እስራኤልን ምስጢራዊ ዝርርባት የካይዳ

ኤርትራን እስራኤል ብጉዳይ ስደተኛታት ብዝምልከት ምስጢራዊ ዝርርባት የካይዳ ከምዘለዋ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ኣምባሳደር እስራኤል ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ተደጋጋሚ እዋን ናይ ቴሌፎን ዝርርብ ከምዘ [...]

ባንክታት ኤርትራ፣ ጽኑቕ ምቁጽጻር ክገብራ ትእዛዝ ተመሓላሊፉ

ባንክታት ኤርትራ፣ ካብ 10 ሽሕ ናቕፋ ንዘውጽእ ሰብ ጽኑቕ ምቁጽጻር ክገብራ ትእዛዝ ተመሓላሊፉ። እቲ ብወግዒ ዘይኮነ ብውሽጢ ውሽጢ ዝተመሓላለፈ ትእዛዝ፣ ካብ ንግዳዊ ባንክ ይኹን ባንክ ኣባይቲ ልዕሊ 10 ሽሕ ናቕፋ ዘውጽእ ሰብ፣ ኣቐዲሙ [...]
20 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ዶብ እስራኤል ተጋሪዶም

20 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ዶብ እስራኤል ተጋሪዶም

20 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብቲ ናብ እስራኤል ዘእቱ ሓጹር ተጋሪዶም ንሽዱሽተ መዓልታት ብዘይመግብን ማይን ከምዘለዉ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። እቶም ኤርትራውያን በረኻ ሲናይ ኣቋሪጾም ናብ ዶብ እስራኤል ኣብ ዘሎ 240 ኪሎሜተር ዝዝርጋሕ [...]

ኣብ ለንደን ዝቕመጡ ኤርትራውያን ኣንጻር እስራኤል ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ኣብ ለንደን ዝቕመጡ 10ታት ኤርትራውያን ኣንጻር እቲ እስራኤል ስደተኛታት ንምቕያድ ወጢናቶ ዘላ መደብ ተቓውምኦም ንምስማዕ ኣብ ቀጽሪ ኤምባሲ እስራኤል ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም ክብል ዋይ ኔት ነውስ ሓቢሩ። እቶም ኤርትራውያን ኣብቲ [...]

ቤት ትምህርቲ ኢጣልያ ስርሓ ደው ከተብል’ያ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ኣስመራ ንእትርከብ ቤት ትምህርቲ  ኢጣልያ ሓድሽ ናይ ስራሕ ውዕላ ከይተሐድስ ከልኪሉ። እታ ናይ ነዊሕ ዓመታት ታሪኽ ዘለዋ ኣብ ኣስመራ እትደኮነት እንኮ ቤት ትምህርቲ ኢጣልያ፣ ኣብዚ ሓድሽ ዓመተ ትምህርቲ ኣብ መስ [...]

ሬድዮ ኤረና ንምዕፋን ዝተማህዘ ተንኮል ካብ መ.ኤርትራ ምዃኑ ተፈሊጡ

ኣብ ዓራብ ሳት ንሰለስተ ሰሙን ኣጋጢሙ ዝጸንሐ ዓፈና፣ ካብ ኤርትራ ዝተፈነወ ምዃኑ ኣካየድቲ ስራሕ ዓራብ ሳት ኣረጋጊጾም። እቲ ሬድዮ ኤረና ንእትርከቦ ሓያሎ ፍርኬንሲታት ዓጽዩ ዝጸንሐ ብጽግዕተኛ ማዕበል ወይ ‘ፖራሳይት ዌቭ’ ዝተፈ [...]

ንሕማም ዓሶ ብዝምልከት ዋዕላ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ተኸፊቱ

ብሕማም ዓሶ ዝስዕብ መጠነ ሞት ናብ ዜሮ ንምውራዱ ዝዕላምኡ፣ ዞባዊ ዋዕላ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ታንዛንያ ከተማ ኣሩሻ ይካየድ ኣሎ። ኣብዚ ዋዕላ ኤርትራ እትርከበን ብውሕዱ 13 ሃገራት፣ ሕማም ዓሶ ንምቁጽጻር ዘካይድኦ ዘላዋ [...]

ኤርትራዊ ጃኒ ተወልደ ዝድነቕ ብቕዓት ኣንጸባሪቑ

ትማሊ ሰንበት ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ጉተንግ ዌስት ራንዳ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ክለባት ቅድድም ብሽክለታ፣ ንኤምቲኤን ኩቤካ ወኪሉ ዝቀዳደም ኤርትራዊ ጃኒ ተወልደ፣ ዝድነቕ ብቕዓት ብምንጽብራቕ ሳልሳይ ኮይኑ ከምዝተዓወተ ሱፐር ስፖርት ሓቢሩ። [...]

ስነ ስርዓት ቀብሪ ቀ.ሚ. ኣቶ መለስ ዜናዊ ተፈጺሙ

ስነ ስርዓት ቀብሪ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ መለስ ዜናዊ፣ ብርክት ዝበሉ መራሕቲ ሃገራትን ኣሽሓት ህዝብን ኣብ ዝተረኽበሉ ትማሊ 2 መስከረም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተፈጺሙ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ቀብሪ፣ ብዘይካ ፕረዚደንት ኤርትራ ብሙሉ [...]
1 589 590 591 592 5910 / 5920