Category: ዜና ኤርትራ

ናብ ኢትዮጵያ ንምስጋር ዝፈተኑ ክልተ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ምስ ኣሞኦም ሞይቶም ተረኺቦም
Radio Erena: April 25, 2014 ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ንምስጋር ዝፈተኑ ክልተ ኣሕዋት ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ፣ ኣብ በረኻ ሞይቶም ከምዝተረኽቡ ተሓቢሩ ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ንምስጋር ዝፈተኑ ሚኪኤል ክብሮምን ዮርዳኖስ ክ [...]

ስርሑ ኣቋሪጹ ዝጸንሐ መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ብክራይ ብዘምጽኣ ሓንቲ ነፋሪት ናብ ጅዳን ዱባይ ግዝያዊ በረራታት ክጅምር’ዩ
Radio Erena: April 25, 2014 ብሰንኪ ክሳራታትን ውሕስነት ዘይብሉ መጓዓዝያን በረራታቱ ኣቛሪጹ ዝጸንሀ መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ብሓንቲ ናይ ክራይ ነፋሪት ካብን ናብን ኣስመራ ጅዳን ኣስመራ ዱባይን ሓድሽ በረራታት ክጅምር'ዩ [...]

ፕረዚደንት ሳልቫኪር፣ ካብ ዓሌት ኑዌር ዝኾኑ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ካብ መዝነቶም ብምስጓግ ብዓሌት ዲንካ ተኪእዎም
Radio Erena: April 25, 2014 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ሚያርዲት፣ ምስ ተቓወምቲ ርክብ ከይህልዎ ንዝጠርጠሮ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት እታ ሃገር ካብ መዝነቱ ሰጉጉዎ። እቲ ፕረዚደንት ካብ ዓሌት እቶም ብሬክ ማሻር ዝምርሑ [...]

ሕ.ኢ. ዓረብ ንሓሙሽተ ሽሕ ኤርትራውያን ቆልዑ ናይ ክዳውንቲ ሓገዝ ኣበርኪታ
Radio Erena: April 24, 2014 ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝመደበሩ ማሕበር ቀይሕ ወርሒ፣ ንኣስታት 5 ሽሕ ኤርትራውያን ቆልዑ ናይ ክዳውንቲ ሓገዝ ከምዘበርከተ ኣገልግሎት ዜና ኢማራትስ ኣፍሊጡ። እቲ ብማሕበር ቀይሕ ወርሒ ዝ [...]

ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳውያን ኣብያተ ክርስትያን ኢትዮጵያን ግብጽን፣ ኣብ ሞንጎ ክልቲኤን ሃገራት ብሰንኪ ተፈጢሩ ዘሎ ኩነታት ዑደቶም ሰሪዞም
Radio Erena: April 24, 2014 ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ግብጽን ተፈጢሩ ብሰንኪ ዘሎ ዲፕሎማስያዊ ምትፍናን፣ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ኣቡነ ማትያስ፣ ናብ ግብጺ ከካይድዎ ዝተወጠነ ዑደት ተሰሪዙ። ሳባሕ [...]

ሱዳን ኣብ ልዕሊኣ ዝተነብረ እገዳ ንኽልዓል ምስ ኣመሪካ ቀጥታዊ ዝርርብ ከተካይድ ከምእትደሊ ገሊጻ
Radio Erena: April 24, 2014 መንግስቲ ሱዳን ኣብ ልዕሊኡ ዝተነብረ እገዳ ንክልዓለ ምስ ኣመሪካ ቀጥታዊ ዝርርብ ከካይድ ድሉው ከምዘሎ ኣፍሊጡ። እቲ ካብ 1997 ኣትሒዙ ኣብ ልዕሊ ሱዳን ጸኒዑ ዘሎ እገዳ ንኽልዓለ፣ ፓርላማ [...]

ሊብያ 10ታት ኤርትራውያን ክትመልስ’ያ
Radio Erena: April 23, 2014 ሊብያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 271 ስደተኛታት ነናብ ሃገሮም ክትመልሶም ምዃና ኣፍሊጣ። መንግስቲ ሊብያ ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ንምስጋር ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝሓዞም ልዕሊ 400 ስደተኛታት ከም [...]

ሚኒስተራት ምክልኻል ኢትዮጵያን ጅቡትን፣ ዘካየደዎ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ንጥፈታት ገምጊሞም
Radio Erena: April 23, 2014 ሚኒስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ ሲራጅ ፈጌሳን ሚኒስተር ምክልኻል ጅቡቲ ሓሰን ድራር ሖፍነን፣ ኢትዮጵያን ጅቡትን ኣብዚ ዝሓለፈ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ናይ ዘካየድኦ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ንጥፈታት ንምግምጋም [...]

ጅቡቲ 140 ወትሃደራት ናብ ማ.ሪ. ኣፍሪቃ ክትልእኽ’ያ
Radio Erena: April 22, 2014 ጅቡቲ 140 ፍሉያት ሓይልታት ሰራዊት ናብ ማእከላይ ሪቢብሊክ ኣፍሪቃ ከተዋፍር ምዃና ማዕከናት ዜና ፈረንሳ ሓቢረን። ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝንኣሰ ብዝሒ ሰራዊት ዘለዋ ጅቢቲ፣ ጎኒ ጎኒእቲ ና [...]

መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ምስ ተቓወምቲ ኣብ ስምምዕ ከይንበጽሕ ኣብ ጎረቤት ዝርከቡ ጸላእትና ዕንቕፋት ኮይኖም ኣለዉ ክብል ይኸስስ
Radio Erena: April 22, 2014 መንስግቲ ደቡብ ሱዳን ፣ ፕረዚደንት ኣልበሽር፣ ንተቓወምቲ ደቡብ ሱዳን የሰልጥን ኣሎ ዝብል ጥርጣረታት ከምዘለዎ ተገሊጹ። ኣፈኛ ሰራዊት ደቡብ ሱዳን ፊሊፕ ኣጉዌር ንሻርቕ ኣልኣውሳጥ ኣብ ዝሃቦ [...]