Category: ዜና ኤርትራ

ኣብ ከባቢ 27ን 29ን ሓምለ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ደሃይ ኣጥፊኣ ዝጸንሐት ጃልባ ከምዝጠሓለት ተረጋጊጹ፣ 155 ኤርትራውያን ድማ ግዳያት እቲ ሓደጋ ኮይኖም ኣለዉ
Radio Erena: 06 August, 2014 ኣብ ከባቢ 27ን 29ን ሓምለ 180 ኤርትራውያን ጽዒና ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝተበገሰት ጃልባ፣ ሃለዋታ ጠፊኡ ድሕሪ ምጽናሕ፣ እታ ጃልባ ካብ ክሊ ማይ ሊብያ ከይርሓቐት ከምዝጠሓለትን እቶ [...]

ኣብ መስመር ጥንቁልሓስ ብዘጋጠመ ናይ ኣውቶቡስ ሓደጋ፣ ናብ ሳዋ ዝወርዱ ዝነበሩ 10ታት ተማሃሮ ሞይቶም
Radio Erena: 06 August, 2014 ብሰኑይ 4 ነሓሰ፣ ካብ ከረን ናብ ዞባ ጋሽ ባርካ ኣብ ዘውርድ መሰመር ጥንቑልሓስ ብዘጋጠመ ናይ ኣውቶቡስ ናይ ምግምጣል ሓደጋ፣ ናብ ሳዋ ዝወርዱ ዝነበሩ 10ታት ኤርትራውያን መንእሰያት ከምዝ [...]

ኣብ ካሌ ኣብ መንጎ ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ዝተላዕለ ግጭት ብምትእትታው ፖሊስ ሃዲኡ
Radio Erena: 06 August, 2014 ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ወደባዊት ከተማ ካሌ ኣብ ጎደናታት ዝሓድሩ ኣብ መንጎ ዘለዉ ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ስደተኛታት ዝተላዕለ ግጭት ብምትእትታው ፖሊስን ፍሉያት ሓይልታት ጸጥታ ፈረ [...]

ኣብ ሊብያ ኣዲኡ ብሓደጋ መኪና ዝሰኣነ ወዲ 3 ዓመት ኤርትራዊ ህጻን ምስ ኣቡኡ ኣብ ማልታ ተራኺቡ
Radio Erena: 06 August, 2014 ቅድሚ ሰለስተ ሰሙን ኣብ ሊብያ ብሓደጋ መኪና ኣዲኡ ዝሞተቶ ወዲ 3 ዓመት ኤርትራዊ ህጻን ብሓገዝ መንግስቲ ማልታን ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ምስ ኣብኡ ተራኺቡ። ኣ [...]

ጸ.ጉ. ወጻኢ ብሪጣንያ፣ ብጉዳይ ኣቶ ኣንዳርጋቸው ጽጌ ብዝምልከት ምስ ኢትዮጵያዊ ዲፕሎማሰኛ ተዘራሪቡ
Radio Erena: 06 August, 2014 ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ብሪጣንያ፣ ብጉዳይ እቲ ናብ ኤርትራ እናምርሐ ኣብ የመን ካብ ትራንዚት ተታሒዙ ናብ ኢትዮጵያ ተወሲዱ ኣብ ቀይዲ ዝርከብ መራሒ ግንቦት ሸውዓት ዝተባህለ ተቓዋሚ ውድብ ኣቶ [...]

ኣብ ወደባዊት ከተማ ካሌ ናይ ፈረንሳ፣ ኣብ መንጎ ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ስደተኛታት ብዝተወልዐ ግጭት 51 ሰባት ቆሲሎም
Radio Erena: 05 August, 2014 ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ወደባዊት ከተማ ካሌ ኣብ ጎደናታት ዝሓድሩ ኣብ መንጎ ዘለዉ ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ስደተኛታት ብዝተላዕለ ግጭት ብውሕዱ 51 ሰባት ከቢድን ፎኪስን መቑሰልቲ በ [...]

ኣብ ሊብያ፣ ኣብ መንበሪ ገዛ ዝዓለበ ቦምባ ሸሞንተ ኤርትራውያን ቀቲሉ
Radio Erena: 05 August, 2014 ኣብ ሊብያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ሸሞንተ ኤርትራውያን ከምዝሞቱ ካብ ኣጀንስያ ሓበሻ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰል ስደተኛታት ኣባ ሙሴ ዘርኣይ ንሬድዮ ኤረና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ ኣረጋጊጾም። ኣብ መ [...]

ዕጡቓት ራሻይዳ፣ ንመስመር ከሰላ ካርቱም ብምዕጻው ተቓውሞ ኣካይዶም
Radio Erena: 05 August, 2014 ተቓወምቲ ምብራቑ ሱዳን፣ ስምምዕ ኣስመራ 2006 ኣብ ግብሪ ኣይወዓለን ብዝብል ኣብ ፖርት ሱዳን ዝጀመርዎ ተቓውሞ ኣብ ከባቢ ከሰላ’ውን ከምዝቐጸልዎ ምንጭታት ዜና ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም። ተቓወ [...]

ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ዝወሓደ በጻሕቲ ሃገር ዘእንግዳ ሃገራት ዓለም ምዃና ተገሊጹ
Radio Erena: 05 August, 2014 ፈረንሳ ኣብ ዓለም እታ ዝበዝሑ በጻሕቲ ማለት ቱሪስት እተእንግድ ሃገር ክትከውን እንከላ፣ ሶማልያ ድማ በንጻሩ እታ ዝወሓደ በጻሕቲ ንዑደት ዝመርጹዋ ሃገር ምዃና ቱሪስት ጆኡርናል ኣፍሊጡ። ኣ [...]

መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ዞባ ደቡብ ንኡስ ዞባ ማይ ዓይኒ ዘካየዶ ናይ ሕርሻ መሬት ናይ ምድልዳል ስጉምቲ፣ ተቓውሞ ኣለዓዒሉ
Radio Erena: 04 August, 2014 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ዞባ ደቡብ ንእሱ ዞባ ማይ ዓይኒ፣ ምምሕዳር ክናጦት፣ ከባቢ ሃዘሞ ናይ ሕርሻ መሬት ንምድልዳል ብዝወሰዶ ሃንደበታዊ ተብግሶ ካብ ነበርቲ እቲ ዓድታት ተሪር ተቓውሞ ከም [...]