Category: ዜና ኤርትራ

ኣብ ፕሮጀክት ዕደና ኣስመራ ዝነጥፍ ዘሎ ኩባንያ ሳንሪጅ፣ ፍርያቱ ኣብ 2018 ናብ ዕዳጋ ከቕርብ ተስፋ ምህላዉ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 07 November 2014 ኣብ ፕሮጀክት ዕደና ኣስመራ፣ ዳህሳስን ኩዕታን ዘካይድ ዘሎ ኩባንያ ሳንሪጅ፣ ፍርያቱ ኣብ 2018 ናብ ዕዳጋ ዓለም ከቕርብ ተስፋ ከምዘለዎ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ካናዳ ዝመደበሩ ኩባንያ ነዚ ዘ [...]

ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝርከብአን ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ልዕሊ 50 ሚእታዊት ናይቲ ንሕክምና ዝገብርኦ ወጻኢታት ብሓገዝ ከምዝሽፈን ተገሊጹ
Radio Erena: 07 November 2014 ኤርትራ እትርከበን ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ልዕሊ 50 ሚእታዊት ናይቲ ኣብ ሕክምና ዝገብርኦ ወጻኢታት ካብ ለገስትን መሻርኽትን ብዝርከብ ሓገዝ ዝሽፈን ምዃኑ ተገሊጹ። ኣብ 46 ሃገራት ኣፍ [...]

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናብ ወራስ ዓራት ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ኣልዋሊድ ቢን ጣላል መልእኽቲ ሰዲዱ
Radio Erena: 06 November 2014 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ናብ ወራስ ዓራት ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ኣልዋሊድ ቢን ጣላል ቢን ዓብዲልዓዚዝ ኣል ስዑድ መልእኽቲ ሰዲዱ። ነቲ መልእኽቲ ዘብጽሐ፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝነበሮ ዲ [...]

መራሕቲ ክልቲኤን ሱዳናት ዘሰሓሕብ ዶብ ንምምልካት ክሰርሑ ተሰማሚዕም
Radio Erena: 06 November 2014 መራሕቲ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን፣ ከሰሓሕብ ዝጸንሐ ዶብ ክልቲኤን ሃገራት ንምምልካት ክሰርሑ ተሰማሚዖም። እቲ ስምምዕ ዝተበጽሐ፣ ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ሚያርዲት ኣብ ካርቱም ወግዓ [...]

10 መነኮሳት ገዳማት ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ተሓቢሩ
Radio Erena: 05 November 2014 10 መነኮሳት ገዳማት ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ተዋህዶ ዶት ኦርግ ሓቢሩ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፣ እቶም 10 መነኮሳት ገዳማት ኤርትራ፣ ምስቲ ኣቐዲሙ ብመራሕቲ ገዳማት ኤርትራ [...]

ናብ ኤርትራን ኢራንን ወትሃደራዊ ንዋት ብዘይሕጋዊ መንገዲ ብምሻጡ ዝተኸሰሰ ስዊዘርላንዳዊ ነጋዳይ ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ
Radio Erena: 05 November 2014 ናብ ኤርትራን ኢራንን ወትሃደራዊ ንዋት ኣብ ምሻጥ ክነጥፍ ከምዝጸንሐ ዝተኸሰ ስዊዘርላንዳዊ ነጋዳይ ኣብ በሊንዞን ኣብ ዝርከብ ፈደራላዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ከምዝቐረበ ትሪቡን ደ ጀነቭ ዝ [...]

ፈረንሳ፣ ኣብ ወደባዊት ከተማ ካሌ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ግዝያዊ መዕቆቢ ክትሃንጽ ወሲና
Radio Erena: 05 November 2014 ፈረንሳ፣ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ወደባዊት ከተማ ካሌ ንዝተኣኻኸቡ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ግዝያዊ መዕቆቢ ክትሰርሕ ምውሳና ተገሊጹ። እዚ ዝተገልጸ፣ ሚኒስተር ውሽ [...]

ብሰንኪ ናይል ሓርፊፉ ዝርከብ ዝምድና ኢትዮጵያን ግብጽን፣ ብንግድ ክሓዊ ከምዝኽእል ተገሊጹ
Radio Erena: 05 November 2014 ብሰንኪ ናይል ዛሕቲሉ ዝርከብ ዝምድና ኢትዮጵያን ግብጽን ብንግድ ክበራበር ከምዝኽእል ተገሊጹ። ብሰንኪ'ቲ ኢትዮጵያ ኣብ ገማግም ናይል እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ካብ ዝሰሓሓባ ሳልሳይ ዓመትን ሓሊፉ [...]

“ውሓጥዮ እንተበልክዋስ ትጎስሞ!” ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ
Radio Erena: 04 November, 2014 ኣብ ኤርትራ ሓያሎ ክዝረበሉ ዝኽእል ማሕበራዊ ሕሰም እናሃለወ፣ ኣብ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ንኣዋርሕ ዝኣክል ብዝዕባ ወሰኽ ዋጋ ቢራ ተደጋጊሙ ክጸሓፍ ዓገብ ምዃኑ ሕጂ'ውን ተኸታተልቲ ሬድዮ [...]

ቡርኪናፋሶ፣ ናብ ወትሃደራዊ ምልኪ ዶ ወይስ ናብ ደሞክራሲ?
Radio Erena: 04 November, 2014 ፕረዚደንት ቡርኪናፋሶ ብሌዝ ካምፓኦረ ብዝባዊ ናዕቢ ካብ ስልጣኑ ድሕሪ ምእላዩ፣ ግዝያዊ መራሒ እታ ሃገር ኮይኑ ኣብ ስልጣን ደይቡ ዝርከብ ኣዛዚ ሰራዊት እታ ሃገር ኮለነል ኢሳቕ ያቆብ ዚ [...]