Category: ዜና ኤርትራ

ግብጺ ኣብ የመን ዝርከብ ኤምባሲኣ ዓጽያ
Radio Erena: 24 February 2015 ግብጺ ኣብ የመን ዝርከብ ኤምባሲኣ ከምዝዓጸወት ኣፍሊጣ። እታ ሃገር ነቲ ኣብ የመን ዝነበረ ኤምባሲኣ ጠቕሊላ ዝዓጸወትሉ ምኽንያት፣ ጸጥታ ሃገር ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ኮይንሉ ኣብ ዘሎ እዋን'ዩ [...]

ኣምባሳደር ፈረንሳ ኣብ ኤርትራ ነበር፣ ብኣልሸባብ ንዝተታሕዘ ኣባል ስለያ ሃገሩ ንምፍታሕ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ብሓባር ይሰርሑ ምንባሮም ተኣሚኑ
Radio Erena: 23 February 2015 ካብ 2009 ክሳብ 2012 ኣምባሳደር ፈረንሳ ኣብ ኤርትራ ዝነበረ ሮዠ ኡክ (Roger Auque) ፣ ብኣልሸባብ ተታሒዙ ንዝነበረ ኣባል ስለያ ፈረንሳ ደኒ ኣሌክስ ንምፍታሕ ምስ ኣባላት ስለ [...]

ትካላት ንግዲ ህግደፍ ካብ ሱዳን ብኮንትሮባንዳ ዝተሸመተ ሃለኽቲ ነገራት ናብ ተሰነይ ምውሓዝ ይቕጽልኦ ምህላወን ተገሊጹ
Radio Erena: 23 February 2015 ብኮንትሮባንዳ ካብ ሱዳን ዝኣቱ ዘሎ ከም ጸባ፣ ዘይት፣ ፊናኖ፣ ሳሙናን ካልእን ዝኣመሰለ ሃለኽቲ ነገራት ብዝልዓለ ናህሩ ይቕጽል ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ካርቱም ሓቢሮም። ኣብ ዝሓ [...]

ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን 89 ቆልዑ ጨውዮም
Radio Erena: 23 February 2015 መንነቶም ዘይተነጸረ ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ማላካል ካብ መዓስከር 89 ቆልዑ ከምዝጨወዩ ኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ- Unicef ገሊጹ። እቶም ዕጡቓት ናብቲ ብሰንኪ ኵናት ካብ መነባብርኦም [...]

“ንኤርትራን ጅቡትን ንምሽምጋል ብቀጠር ዝተወስደ ተበግሶ ዝኾነ ውጽኢት ኣይተረኽቦን።” ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ጉለ
Radio Erena: 20 February 2015 ንኤርትራን ጅቡትን ንምሽምጋል ብቐጠር ዝተወስደ ተበግሶ ኣብ ሓሙሽተ ዓመቱ ዝኾነ ውጽኢት ከምዘይተረኽቦ ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ጉለ ገሊጹ። ፕረዚደንት እስማዒል ጉለ ብተወሳኺ፣ ፕረዚደንት [...]

ካናዳ፣ ናብ መበቆል ዓዶም ዝመላለሱ ኣብታ ሃገር ዝነብሩ ስደተኛታት፣ መንበሪ ፍቓዶም ከተሕድግ ምዃና ተጠንቕቕ
Radio Erena: 20 February 2015 መንግስቲ ካናዳ፣ ኣብታ ሃገር ፖለቲካዊ ዑቕባ ዝሓተቱ ዜጋታት ዝተፈላለየ ሃገራት ናብ ዓዶም እንተተመላሊሶም፣ ዝሃቦም ናይ ዑቕባ መሰል ከሕድግ ምዃኑ የጠንቕቕ። ክፍሊ ኢምግሬሽን ብዛዕባ'ዚ [...]

ኢጣልያ 5 ሽሕ ሰራዊት ናብ ሊብያ ንምልኣኽ ትሸባሸብ
Radio Erena: 20 February 2015 ኢጣልያ ኣስታት 5 ሽሕ ሰራዊት ናብ ሊብያ ክትልእኽ ምዃና ይግለጽ ኣሎ። ኣብ ሊብያ፣ ምንቕስቓስ ዳዒሽ (ISIS) ዞባዊ ስግኣት ፈጢርሉ ኣብ ዘሎ ግዜ፣ ኢጣልያ ኣስታት 5 ሽሕ ሰራዊት ናብታ [...]

ምምሕዳር ዞባ ማእከል ምፍራስ ኣባይቲ ይቕጽሎ ኣሎ
Radio Erena: 19 February 2015 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ጸሎት 105 መንበሪ ኣባይቲ ከምዘፍረሰ ይግለጽ ኣሎ። እቲ ብ17 ለካቲት ከምዝፈረሰ ዝተገልጸ መንበሪ ኣባይቲ፣ ህዝቢ ብጤሳ ንዝተዓደሎ መሬት ፍርቂ ብጽሑቱ ብምሻጥ ነ [...]

ኣመሪካ ገለ ክፋል እገዳ ሱዳን ተልዕል
Radio Erena: 19 February 2015 ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሱዳን ኣጽኒዓቶ ዘላ እገዳ ገለ ክፋሉ ኣልዒላቶ። ኣብ ናይ ወጻኢ ዕድጊን ሃብትን ዘተኩር ክፍሊ ትሬዤሪ ኣመሪካ ብዘውጽኦ መግለጺ መሰረት፣ እዚ ተላዒሉ ዘሎ እገዳ መንግስቲ [...]

መማህራን ናብ ታዕሊም ንምውራዶም፣ ናይዚ ዓመት’ዚ ትምህርት ቅድሚ ምዱብ ግዜኡ ክዛዘም ምዃኑ ተሓቢሩ
Radio Erena : 18 February 2015 መማህራን ናብ ታዕሊም ንምውራዶም፣ ናይዚ ዓመት እዚ ትምህርቲ ቅድሚ ምዱብ ግዜኡ ቀልጢፉንኽዛዘም ይስርሓሉ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። መንግስቲ፣ ነቶም ካብ 40 ክሳብ 60ታት [...]