Category: ዜና ኤርትራ

1 539 540 541 542 543 592 5410 / 5916
ፕርዚደንት  ኣልበሽር፣ ኣብ ጽምብል መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ዘይተሳተፈሉ ምኽንያት ብሰንኪ ሕማም’ዩ ተባሂሉ

ፕርዚደንት ኣልበሽር፣ ኣብ ጽምብል መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ዘይተሳተፈሉ ምኽንያት ብሰንኪ ሕማም’ዩ ተባሂሉ

Radio Erena: May 27, 2014 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ኣብ መበል 23 ዓመት ጽምብል ናጽነት ኤርትራ ዘይተሳተፈሉ ምኽንያት ብሰንኪ ሕማም ምዃኑ ምንጭታት ዜና እታ ሃገር ኣቃሊዐን። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ [...]
ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣  ምስ ኤርትራ ኣብ እተዳውብ ቁሸት ወደልሒሉ 20 ሰባት ቀይዶም

ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ምስ ኤርትራ ኣብ እተዳውብ ቁሸት ወደልሒሉ 20 ሰባት ቀይዶም

Radio Erena: May 27, 2014 ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ምስ መንግስቲ ምትሕብባር ኣቢኹም ንዝበልዎም 20 ነበርቲ ወደልሒሉ ዝተባህለ ከባቢ ዞባ ከሰላ፣ ኣብ ቀይዲ ከምዘእተዉ ተሓቢሩ። ነበርቲ’ታ ኣብ ከባቢ ወደልሒሉ ዞባ ከሰላ ‘ [...]
‘መዓልታዊ ብገምጋም 70 ኤርትራውያን ናብ ኢትዮጵያ ይሰግሩ’ ኣፈኛ UNHCR

‘መዓልታዊ ብገምጋም 70 ኤርትራውያን ናብ ኢትዮጵያ ይሰግሩ’ ኣፈኛ UNHCR

Radio Erena: May 27, 2014 ኣብ ነፍሲ ወከፍ መዓልቲ ብገምጋም 70 ኤርትራውያን ናብ ኢትዮጵያ ይሰግሩ ከምዘለዉ ኣፈኛ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ገሊጹ። ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ሚያዝያ፣ [...]
ኣብ ሰንዓ ብዘይዝኾነ መጽለሊ ንኣስታት ሓደ ወርሒ ኣብ ጎደና ተደርንዮም ዝርከቡ ኤርትራውያን ዛጊት ዝኾነ ግብራዊ ሓገዝ ኣይረኸብናን ይብሉ

ኣብ ሰንዓ ብዘይዝኾነ መጽለሊ ንኣስታት ሓደ ወርሒ ኣብ ጎደና ተደርንዮም ዝርከቡ ኤርትራውያን ዛጊት ዝኾነ ግብራዊ ሓገዝ ኣይረኸብናን ይብሉ

Radio Erena: May 26, 2014 ብዘይዝኾነ መጽለሊ ኣብ የመን ኣብ ጎደናታት ሰንዓ ኣብ ግዳም ዝነብሩ ዘለዉ ኣስታት 200 ኤርትራውያን፣ ክሳብ እዚ እዋን እዚ ግብራዊ ሓገዝ ከምዘይረኸቡ ሓቢሮም። እቶም ካብ ዝነበርሉ ግዝያዊ መን [...]
ሓደ ካብ መርመርቲ ኣብያተ ማእሰርቲ ስርዓት ደርግ ዝነበረ ኢትዮጵያዊ፣ ኣብ ኣመሪካ ን22 ዓመት ክእሰር ተፈሪዱ

ሓደ ካብ መርመርቲ ኣብያተ ማእሰርቲ ስርዓት ደርግ ዝነበረ ኢትዮጵያዊ፣ ኣብ ኣመሪካ ን22 ዓመት ክእሰር ተፈሪዱ

Radio Erena: May 26, 2014 ሓደ ካብ ሓለዋን መርመርቲ ኣብያተ ማእሰርትን ስርዓት ደረግ ዝነበረ ከፋለኝ ኣለሙ ወርቁ፣ መንነቱ ሓቢኡ ኣብ ኣመሪካ ክነብር ድሕሪ ምጽናሕ፣ መንነቱ ተቃሊዑ ብዝፈጸሞ ገበናት ን22 ዓመት ክእሰር [...]
ኣብ ታሪኽ ጅቡቲ፣ ንፈለማ እዋኑ ሓያሎ ወትሃደራት ኤውሮጳ ግዳይ ዝገበረ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ተኻይዱ

ኣብ ታሪኽ ጅቡቲ፣ ንፈለማ እዋኑ ሓያሎ ወትሃደራት ኤውሮጳ ግዳይ ዝገበረ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ተኻይዱ

Radio Erena: May 26, 2014 ኣብ ጅቡቲ ኣብ ሓደ ሬስቶራትን ዝተፈጸመ ሽበራዊ መጥቃዕቲ፣ ኣብተን ኣብታ ሃገር ወትሃደራዊ መዓስከራት ዘለወን ሃገራት ኤውሮጳን ኣመሪካን ቁጥዐ ፈጢሩ። በቲ ኣብ ማእከል ከተማ ጅቡቲ ኣብ ዝርከብ [...]
ኣብ ውሽጥን ወጻእን ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ንመበል 23 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ብድምቐት ይጽምብላ ኣሎ

ኣብ ውሽጥን ወጻእን ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ንመበል 23 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ብድምቐት ይጽምብላ ኣሎ

Radio Erena: May 23, 2014 ኣብ ውሽጢ ሃገርን መላእ ዓለም ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ንመበል 23 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ብክብ ዝበለ ይጽምብላ ኣሎ። ኣብ እቶም ወጻኢ ዝርከቡ ደገፍቲ መንግስቲ፣ ብኤምባሲታት ኣብ ዝተወደበ ዝተፈላ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ቀይድዎም ዝጸንሐ ተወሰኽቲ 15 የመናውያን ለቒቑ

መንግስቲ ኤርትራ ቀይድዎም ዝጸንሐ ተወሰኽቲ 15 የመናውያን ለቒቑ

Radio Erena: May 23, 2014 መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ቀይዲ ዘጽንሖም ተወሰኽቲ 15 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ከምዝለቐቐ፣ ኤምባሲ የመን ካብ ኣስመራ ኣፍሊጡ። ፈጸሚ ጉዳያት ኤምባሲ የመን መሓመድ ኣል ዓዛኒ፣ ብዛዕባ’ዚ ኣመልኪቲ [...]
‘ብዝሒ ኤርትራውያን ኣውፈርቲ ኣብ ኡጋንዳ ምስ ቀዳሞት ሓሙሽተ’ዩ ዝስራዕ’

‘ብዝሒ ኤርትራውያን ኣውፈርቲ ኣብ ኡጋንዳ ምስ ቀዳሞት ሓሙሽተ’ዩ ዝስራዕ’

Radio Erena: May 22, 2014 ብዝሒ ኤርትራውያን ኣውፈርቲ ኣብ ኡጋንዳ፣ ምስቶም ቀዳሞት ሓሙሽተ ከምዝስራዕ ንመንግስታዊ ምንጭታት እታ ሃገር ብምጥቃስ ኢንድያን ኦሻን ኒውስ ለተር ሓቢሩ። ኣብ ኡጋንዳ ካብ ኤርትራ ኢትዮጵያ፣ ሱ [...]
ብርክት ዝበለ ሰራዊት ኤርትራ ናብቲ ምስ ሱዳን ዘዳውብ ምዕራባዊ ሸነኽ ከምዝገዓዘ ተገሊጹ

ብርክት ዝበለ ሰራዊት ኤርትራ ናብቲ ምስ ሱዳን ዘዳውብ ምዕራባዊ ሸነኽ ከምዝገዓዘ ተገሊጹ

Radio Erena: May 21, 2014 ብርከት ዝበለ ሰራዊት መንግስቲ ኤርትራ ናብቲ ምስ ሱዳን ዘዳውብ ምዕራባዊ ሸነኽ ኤርትራ ከምዝገዓዘ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። መብዛሕቱ ካብ ከባቢ ከተማ ኣስመራ ተሳሒቡ ናብ ምዕራባዊ ሸነኽ [...]
1 539 540 541 542 543 592 5410 / 5916