Category: ዜና ኤርትራ

1 51 52 53 54 55 633 530 / 6327
‘ኤርትራ፣ ንምዕቃብ ሉኣላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ሶማል’ያ ትድግፍ’  ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ

‘ኤርትራ፣ ንምዕቃብ ሉኣላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ሶማል’ያ ትድግፍ’ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ

Radio Erena: Wednesday, 10 January 2024 ኤርትራ፣ ንምዕቃብ ሉኣላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ሶማል ከምእትድግፍ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ገሊጹ። እዚ ናይ ኤርትራ ደገፍ ድማ ኣህጉራዊ መርገጺ ምዃኑ'ዩ ኣ [...]
ኤርትራ፡ ኣብዚ ዝቕጽል ክልተ ኣዋርሕ ተርእዮ ኣንበጣን ኩብኩብታን ክህሉ ምዃኑ  FAO ኣጠንቂቑ

ኤርትራ፡ ኣብዚ ዝቕጽል ክልተ ኣዋርሕ ተርእዮ ኣንበጣን ኩብኩብታን ክህሉ ምዃኑ FAO ኣጠንቂቑ

Radio Erena: Tuesday, 09 January 2024 ኤርትራ ኣብ እትርከቦ ዞባ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ፣ ኣብ ወርሓት ጥሪን ለካቲትን ኩብኩብታን ዕስለ ኣንበጣን ክርአ ምዃኑ ውድብ መግብን ሕርሻን - FAO ኣጠንቂቑ። ኣብ ዝሓለፈ [...]
ብውዕል ኢትዬጵያን ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድን ዝተቖጠዐ ፕረዚደንት ሶማል፣ ናብ ኤርትራ ኣምሪሑ

ብውዕል ኢትዬጵያን ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድን ዝተቖጠዐ ፕረዚደንት ሶማል፣ ናብ ኤርትራ ኣምሪሑ

Radio Erena: Monday, 08 January 2024 ኢትዬጵያን ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድን ንዝኸተምኦ ስምምዕ ኣፍደገ ባሕሪ ዝቓወም ሕጊ ዘጽደቐ ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ሎሚ ሰኑይ 08 ጥሪ ናብ ኤርትራ ከምዘም [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

Radio Erena: Sunday, 07 January 2024 Radio Erena · ሰንበት 07 ጥሪ 2024   [...]
ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግፋ፣ ጓል 73 ዓመት ኤርትራዊት ኣደ ተኣሲረን

ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግፋ፣ ጓል 73 ዓመት ኤርትራዊት ኣደ ተኣሲረን

Radio Erena: Sunday, 07 January 2024 ሓይልታት ጸጥታትን ፖሊስን ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ብዝቕጽልዎ ዘሎ ግፋ፣ ጓል 73 ዓመት ኤርትራዊት ኣደ ከምዝተኣስራ ምንጭታት ኤረና ካብታ ከተማ ኣረጋጊጾም። [...]
ኢትዬጵያ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ወጻእተኛታት ጉዳዮም ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ከጻርዩ ኣጠንቂቓ

ኢትዬጵያ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ወጻእተኛታት ጉዳዮም ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ከጻርዩ ኣጠንቂቓ

Radio Erena: Friday, 05 January 2024 ኣብ ኢትዬጵያ፣ ብዘይሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዝነብሩ ዘለዉ ወጻእተኛታት፣ ጉዳዮም ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ከጻርዩን፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ክሕዙን ክፍሊ ኢምግሬሽንን ዜግነትን [...]
ናብ ዓሰብ ቅርበት ኣብ ዘለዎ ክሊ ቀይሕ ባሕሪ፣ ኣብ ልዕሊ ሓንቲ መርከብ ነትጕ ኣጋጢሙ

ናብ ዓሰብ ቅርበት ኣብ ዘለዎ ክሊ ቀይሕ ባሕሪ፣ ኣብ ልዕሊ ሓንቲ መርከብ ነትጕ ኣጋጢሙ

Radio Erena: Thursday, 04 January 2024 ናብ ወደብ ዓሰብ ቅርበት ኣብ ዘለዎ ክሊ ማይ ቀይሕ ባሕሪ፣ ኣብ ልዕሊ ሓንቲ መርከብ ብውሕዱ ሰለስተ ነትጕ ከምዝተራእየ፣ ኣብ ብሪጣንያ ዝመደበሩ ስርሒታት ባሕርያ ን [...]
المجلس الوطني السويسري يرفض مقترحًا يهدف لترحيل الإرتريين غير المسجلين إلى بلد ثالث

المجلس الوطني السويسري يرفض مقترحًا يهدف لترحيل الإرتريين غير المسجلين إلى بلد ثالث

إذاعة إرينا الدولية: 02.01.2024 قال داميان مولر، عضو الحزب الليبرالي المتطرف وقنصل كانتون لوتسيرن، إنه يتعين على سويسرا إرسال الإرتريين الذين لم يت [...]
ኢትዬጵያ፣ ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ በጺሐዬ ንዝበሎቶ ስምምዕ፣ ብመንግስቲ ሶማል ተነጺጉ

ኢትዬጵያ፣ ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ በጺሐዬ ንዝበሎቶ ስምምዕ፣ ብመንግስቲ ሶማል ተነጺጉ

Radio Erena: Tuesday, 02 January 2024 መንግስቲ ኢትዬጵያ፣ ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ በጺሐዬ ንዝበሎ ስምምዕ መረዳድኢ ሰነድ፣ ብመንግስቲ ሶማል ተነጺጉ። ብቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ [...]
ስዊዘርላንድ: ሃገራዊ ቤት ምኽሪ ምስጓግ ኤርትራውያን ናይ ሳልሰይቲ ሃገር ነጺጉ

ስዊዘርላንድ: ሃገራዊ ቤት ምኽሪ ምስጓግ ኤርትራውያን ናይ ሳልሰይቲ ሃገር ነጺጉ

Radio Erena: Tuesday, 02 January 2024 ስዊዘርላንድ: ወረቐት ዘይብሎም ኤርትራውያን ናብ 3ይቲ ሃገር ንምስጓግ ናይ ፈተነ ትልሚ ክካየድ ዝቐረበ እማመ ብሃገርዊ ቤት ምኽሪ ተነጺጉ:: ስዊዘርላንድ ሕቶ ዑቕቦኦም [...]
1 51 52 53 54 55 633 530 / 6327