Category: ዜና ኤርትራ

1 511 512 513 514 515 644 5130 / 6434

ብው.ሕ.ሃ. ዝቖመት ኮሚሽን ተወሳኺ ዕማም ንምስላጥ ናይ ሓደ ዓመት ግዜ ተዋሂቡዋ።

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቱ ዝፍጽሞ ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ንኸተጻሪ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝቖመት ኮሚሽን ተወሳኺ ዕማም ንምስላጥ ናይ ሓደ ዓመት ግዜ ተዋሂቡዋ።    እታ ኮሚሽን ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ዘቕረበቶ ጸብጻብ መ [...]

ኣብ ከተማ ኣስመራ ጽዑቕ ግፋ ይቕጽል

መንግስቲ ኤርትራ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣንፈት ኣቓልቦ ህዝቢ ንምጥምዛዝ ዘካይዶም ሜላታት፣ ኣብ ከተማ ኣስመራ ጽዑቕ ግፋ ከምዘካየደ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።    ምንጭታትና ኣብ ዝለኣኹዎ ሓበሬታ፣ እቲ ብዕለት 1 ሓምለ ኣብ ሰዓታት [...]

ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ መዓልታት 2,900 ስደተኛታት ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ድሒኖም

ዋሕዚ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ኤውሮጳ ኣብ ፖለቲካ ሃገራት ምዕራብ ቀንዲ መዛረቢ ኣርእስቲ ኮይኑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ መዓልታት ጥራይ 2,900 ስደተኛታት ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ከምዝደሓኑ [...]

ምፍርራህ ሰበስልጣን እስራኤል ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ይቕጽል

ሰበስልጣን እስራኤል ነቶም ኣብ መዳጎኒ መዓስከር ሖሎት ዝርከቡ ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን፣ ብገዛእ ፍቓዶም ናብ ዩጋንዳ ወይ ሩዋንዳ ክጣየሱ እንተዘይፈቒዶም፣ ንዘይተወሰነ እዋን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ሳሃሮኒም ክእሰሩ ምዃኖም የፈራርሑ ኣለዉ። [...]

ኣብ ሱዳን ተጨውዮም ዝነበሩ 47 ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ናጻ ወጺኦም

ኣብ ሱዳን ብዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብ ተጨውዮም ዝነበሩ 47 ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ናጻ ወጺኦም።     እዞም ኣብ ምብራቓዊ ሱዳን ዞባ ከሰላ ተጨውዮም ዝጸንሑ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ናጻ ዝወጹ፣ ፖሊስ’ታ ከተማ ድሕሪ [...]

ኣባል ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ዘካየድዎ ዋዕላ ብዘይ ፍረ ተዛዚሙ

ወከልቲ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ዘካየድዎ ዋዕላ ብዘይ ፍረ ብምዝዛሙ ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ዳግማይ ክራኸቡ ምዃኖም ተገሊጹ።    ኣብቲ ንልዕሊ 7 ሰዓታት ዝቐጸለ ክትዕን ዘተን፣ ነዚ ብማእከላይ ባሕሪ ሰንጢቕካ ዝግ [...]
ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳ ኣብ ጀኔቫ ዝተኣኻኻቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ሰለማዊ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ

ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳ ኣብ ጀኔቫ ዝተኣኻኻቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ሰለማዊ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ

Radio Erena: 26 June 2015 እቶም ኤርትራውያን ሎሚ ዓርቢ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዝጀመርዎ ሰለማዊ ሰልፊ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ከብቕዕ ብምጽዋዕ፣ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ'ቲ ገበናውት ኣንጻር ደዊ ሰብ [...]
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ኤርትራውያን ንጸብጻብ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ኤርትራውያን ንጸብጻብ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: 26 June 2015 ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ሓቲቶም ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ነቲ ንጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ሎሚ 26 ሰነ 2015 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሰለማዊ ሰልፊ ከምዘካየዱ ወኪል ሬድዮ [...]
ብኤርትራውያን ዝተወደበ ዘተ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ጄኔቫ ንካልኣይ መዓልቱ ቀጺሉ

ብኤርትራውያን ዝተወደበ ዘተ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ጄኔቫ ንካልኣይ መዓልቱ ቀጺሉ

Radio Erena : 26 June 2015 ጎኒ ጎኒ'ቲ ኣብ ጄኔቭ ዝካየድ ዘሎ መበል 29 ዋዕላ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ብኤርትራውያን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ዝተወደበ ዓውደ ዘተ ትማሊ 25 ሰነ'ውን ንካልኣይ መዓል [...]
Updated: ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ንጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

Updated: ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ንጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: 25 June 2015 ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን'ውን ንጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ኣብ ቴልኣቪቭ ኣብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ሕብረት ኤውሮጳ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ኤርትራውያን ብ25 [...]
1 511 512 513 514 515 644 5130 / 6434