Category: ዜና ኤርትራ

1 508 509 510 511 512 634 5100 / 6339
ፕሮጀክት ዕደና ዛራ፣ ኣብ መወዳእታ 2015 ፍርያቱ ናብ ዕዳጋ ከቕርብ’ዩ

ፕሮጀክት ዕደና ዛራ፣ ኣብ መወዳእታ 2015 ፍርያቱ ናብ ዕዳጋ ከቕርብ’ዩ

Radio Erena: 28 May 2015 ፕሮጀክት ዕደና ዛራ፣ ኣብ መወዳእታ ኣዋርሕ ናይዚ ዓመት እዚ ፍርያቱ ናብ ዕዳጋ ከቕርብ ትጽቢት ከምዘሎ ተገሊጹ። እዚ 60 ሚእታዊት ብሃገራዊ ኩባንያ ዕደና ቻይና - SFECO 40 ሚእታዊ ድማ ብመ [...]
ጋዜጠኛታት ሱዳን ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም

ጋዜጠኛታት ሱዳን ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: 28 May 2015 ጋዜጠኛታት ሱዳን፣ ኣንጻር እቲ ብኣባላት ጸጥታ ዝተወስደ ሕታማታ ናይ ብሕቲ ጋዜጣ ናይ ምእካብ መስርሕ ተቓውሞ ኣካይዶም። እቶም ጋዜጠኛታት፣ ብሰሉስ 26 ግንቦት ኣብ ቀጽሪ ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ባይ [...]
ኬንያ፣ ኣብ ትሕቲ ተደጋጋሚ መጥቃዕቲ ኣልሸባብ

ኬንያ፣ ኣብ ትሕቲ ተደጋጋሚ መጥቃዕቲ ኣልሸባብ

Radio Erena: 28 May 2015 ኣልሸባብ ብሰሉስ 26 ግንቦት ኣብ ዶብ ኬንያ ኣብ ዘካየዶ መጥቃዕቲ ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ከምዘውረደ ተሓቢሩ። እቲ ሽበራዊ ጉጅለ፣ ምስ ሶማል ኣብ ዘዳውብ ጋሪሳ ዝተባህለ ከባቢ ኣብ ዘካየዶ [...]
ነርወይ፣ ዑቕባ ንዝነጸገቶም ኤርትራውያን ክሳብ መወዳእታ 2015 ናብ ዓዶም ንምምላስ መደብ ከምዘለዋ ተገሊጹ

ነርወይ፣ ዑቕባ ንዝነጸገቶም ኤርትራውያን ክሳብ መወዳእታ 2015 ናብ ዓዶም ንምምላስ መደብ ከምዘለዋ ተገሊጹ

Radio Erena : 27 May 2015 ነርወይ፣ ፖለቲካዊ ዑቕባ ንዝነጸገቶም ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ንምምላስ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ክትዘራረብ ምዃና ተገሊጹ። ማዕከን ዜና ዘ ሎካል ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ ብሕሉፍ የመናዊ ሰልፊ ዝቖመ መ [...]
ኣባላት ጸጥታ ሱዳን፣ ናይ 10 ጋዜጣታት ብሕቲ ሕታማት ኣኪቦም

ኣባላት ጸጥታ ሱዳን፣ ናይ 10 ጋዜጣታት ብሕቲ ሕታማት ኣኪቦም

Radio Erena : 27 May 2015 ኣባላት ጸጥታ ሱዳን፣ ብሰኑይ 25 ግንቦት ናይ ዝተዘርግሐ ሕተምት ናይ 10 ጋዜጣታት ብሕቲ ከምዝኣከቡ ተሓቢሩ። መንግስቲ ሱዳን ኣባላት ጸጥታ ብምውፋር ነቲ 10ታት ኣሽሓት ዝተሓተመ ጋዜጣታት ክእ [...]
ባይቶ ጸጥታ፣ ንተልእኾ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሶማል ንሰለስተ ኣዋርሕ ኣናዊሑ

ባይቶ ጸጥታ፣ ንተልእኾ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሶማል ንሰለስተ ኣዋርሕ ኣናዊሑ

Radio Erena : 27 May 2015 ባይቶ ጸጥታ፣ ትማሊ ኣብ ዘመሓላለፎ ውሳኔ፣ ኣብ ሶማል ተዋፊሩ ዝርከብ ተልእኾ ሕቡራት ሃገራት ንተወሳኺ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣናዊሑ። ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሶማል ዘለዎ ተልእኾ ክሳብ ነሓሰ 2015 ክና [...]
መራሕቲ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ግብጽን ኣብ ቃለ መሓላ ፕረዚደንት ልበሽር ንምስታፍ ናብ ካርቱም ከምርሑ’ዮም

መራሕቲ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ግብጽን ኣብ ቃለ መሓላ ፕረዚደንት ልበሽር ንምስታፍ ናብ ካርቱም ከምርሑ’ዮም

Radio Erena: 26 May 2015 መራሕቲ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ግብጺን ኣብ ስነ ስርዓት ቃለ-መሓላ ፕረዚደንት ኣልበሽር ንምስታፍ ዝመጽእ ሰሙን ኣብ ካርቱም ክርከቡ ምዃኖም ኣገልግሎት ዜና ሱዳን ሓቢሩ። ብዘይካ’ዚ’ውን መራሕቲ ደቡብ [...]
ናብ የመን ዝቐንዐ ረዲኤት ዝጸዓነት ነፋሪት ኢራን ኣብ ጅቡቲ ከይትዓልብ ተኸልኪላ

ናብ የመን ዝቐንዐ ረዲኤት ዝጸዓነት ነፋሪት ኢራን ኣብ ጅቡቲ ከይትዓልብ ተኸልኪላ

Radio Erena: 26 May 2015 ናብ የመን ዝቀንዐ 20 ቶን ረዲኤት ዝጸዓነት ናይ ኢራን ነፋሪት፣ ኣብ ጅቡቲ ከይትዓለብ ተኸልኪላ። እቲ ካብ ኢራን ብቀይሕ ወርሒ ተለጊሱ ብኣፍልጦ ሕቡራት ሃገራትን ውድብ መግቢ ዓለምን ብመንገዲ ጅ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን እገዳ ኣጽዋር ክትግብር ይድግፍ

ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን እገዳ ኣጽዋር ክትግብር ይድግፍ

Radio Erena: 26 May 2015 ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን እገዳ ሸመተ ኣጽዋር ክትግበር ንዝካየድ ዘሎ ጻውዒት ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ። እቲ ሕብረት ነዚ ዘፍለጠ፣ መንግስትን ተቓወምቲን ደቡብ ሱዳን ንስምምዕ ምቁራጽ ቶዅሲ [...]
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ኤርትራውያን ንበዓል ናጽነት ብዝተፈላለየ ስምዒታት ጸንቢሎም

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ኤርትራውያን ንበዓል ናጽነት ብዝተፈላለየ ስምዒታት ጸንቢሎም

Radio Erena : 25 May 2015 ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ኤርትራውያን ንበዓል ናጽነት ብዝተፈላለየ ስምዒታት ከምዝጸንበሉ ወከልቲ ሬድዮ ከካብ ቦትኡ ሓቢሮም። በዚ መሰረት ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኣማኢት ኤርትራውያን ደለይቲ [...]
1 508 509 510 511 512 634 5100 / 6339