Category: ዜና ኤርትራ

1 507 508 509 510 511 558 5090 / 5572
ሊብያ፣ ብዋሕዚ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ተማርር

ሊብያ፣ ብዋሕዚ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ተማርር

Radio Erena: May 13, 2014 ሊብያ ካብ ሕብረት ኤውሮጵ ህጹጽ ሓገዝ እንተዘይረኺባ፣ ስደተኛታት ናብ ኤውሮፓንምስጋር ክትፍንዎም ምዃና ኣጠንቒቓ። ሊብያ ነዚ መጠንቐቕታ ተቕርብ ዘላ፣ ካብ ሃገራት ኣፍሪቃ ናብ ኤውሮጳ ንምስጋር [...]
ኣማሓዳሪ ምብራቕ ሱዳን-ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ካብ ስልጣኑ ክእለ ዝውጽዕ ተቓውሞ ህዝቢ ተኻይዱ

ኣማሓዳሪ ምብራቕ ሱዳን-ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ካብ ስልጣኑ ክእለ ዝውጽዕ ተቓውሞ ህዝቢ ተኻይዱ

Radio Erena: May 13, 2014 ኣምሓዳሪ ምብራቕ ሱዳን ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ካብ ስልጣኑ ክእለ ዝጽውዕ ተቓውሞ ይካየድ ምህላዉ ምንጭታት ዜና ካብቲ ቦታ ሓቢረን። እቲ ምስ ኤርትራ ዝዳወብ ከባቢታት ምብራቕ ሱዳን ብምዕባለን ዝተነጸለ [...]
ኣብ ጊንዳዕ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ፣ ንህሉው ኩነታት ህጹጽ ረዲኤትን መጥፋእቲ ሓውን ኤርትራ ዘቃልዐ ምንባሩ ተገሊጹ

ኣብ ጊንዳዕ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ፣ ንህሉው ኩነታት ህጹጽ ረዲኤትን መጥፋእቲ ሓውን ኤርትራ ዘቃልዐ ምንባሩ ተገሊጹ

Radio Erena: May 13, 2014 ኣብ ጊንዳዕ፣ ኣብ ቤት ትምህርቲ ነርስ ዘጋጠመ ባርዕ፣ ሰኣን መጥፋእቲ ሓዊ ማለት ፒምፖሪ ኣብ ንብረት ከቢድ ዕንወት ምውራዱ ንነበርቲ እቲ ከባቢ ኣቖጢዑ። እቲ ባርዕ ብኡ ንብኡ ኣብ ቁጽጽር ክውዕ [...]
ኣባላት ጸጥታን ፖሊስን መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ናይ ገዛ ጸሎት ዝነበሩ 21 ኣመንቲ ክርስትና ኣብ ቀይዲ የእትዮም

ኣባላት ጸጥታን ፖሊስን መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ናይ ገዛ ጸሎት ዝነበሩ 21 ኣመንቲ ክርስትና ኣብ ቀይዲ የእትዮም

Radio Erena: May 12, 2014 ኣባላት ጸጥታን ፖሊስን መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ከባቢ ጣባ ናይ ገዛ ጸሎት ዝነበሩ ኣስታት 21 ኤርትራውያን ኣመንቲ ክርስትና ትማሊ ሰንበት ኣብ ቀይዲ ከምዘእተዉ ምንጭታት ኤረና ካብ ኣስመራ ሓቢሮ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ነቲ ገና ኣብ መወዳእታ ዘይበጽሐ ስምምዕ ሰላም ኤርትራን ጅቡትን ንምዕዋቱ ጻዕርታት ክቕጽል ተማሕጺኑ

ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ነቲ ገና ኣብ መወዳእታ ዘይበጽሐ ስምምዕ ሰላም ኤርትራን ጅቡትን ንምዕዋቱ ጻዕርታት ክቕጽል ተማሕጺኑ

Radio Erena: May 12, 2014 ሕብረት ኣፍሪቃ ንስምምዕ ሰላም ኤርትራን ጅቡትን ዘለዎ ደገፍ ደጊሙ ኣረጋጊጹ። እቲ ስምምዕ ሰላም ኣብ መወዳእታ ፍጻሜኡ ንኽበጽሕ ጻዕርታት ምትሕብባሩ ክቕጽል ምዃኑ ድማ ገሊጹ። እቲ ሕብረት ነዚ [...]
ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣብ ዝጠሓለት ጃልባ፣ ብውሕዱ 36 ስደተኛታት ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዝሞቱ ተገሊጹ

ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣብ ዝጠሓለት ጃልባ፣ ብውሕዱ 36 ስደተኛታት ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዝሞቱ ተገሊጹ

Radio Erena: May 12, 2014 ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣብ ዝተሓለት ጃልባ ብውሕዱ 36 ስደተኛታት ከምዝጠሓሉ ይግለጽ ኣሎ። ዜግነት ናይቶም ግዳያት ዛጊት ብንጹር ኣይተሓበረን። እታ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 130 ስደተ [...]
ብዝሒ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ነርወይ ቀዳማይ ደረጃ ሒዙ

ብዝሒ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ነርወይ ቀዳማይ ደረጃ ሒዙ

Radio Erena: May 12, 2014 ሎሚ ዓመት ኣብ ነርወይ ዑቕባ ካብ ዝሓተቱ 2 835 ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራት እቶም 774 ኤርትራውያን ምንባሮም ክፍሊ ኢምግሬሽንን ስደተኛታትን እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ክፍሊ ብዝዘርግሖ ሓበሬታ [...]
ኤርትራ፣ መጠነ ሞት ኣዴታት ኣብ እዋን ጥንስን ሕርስን ብ75 ሚእታዊት ካብ ዘጉደላ 11 ሃገራት ምዃና ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ

ኤርትራ፣ መጠነ ሞት ኣዴታት ኣብ እዋን ጥንስን ሕርስን ብ75 ሚእታዊት ካብ ዘጉደላ 11 ሃገራት ምዃና ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ

Radio Erena: May 9, 2014 ኤርትራ እትርከበን 11 ሃገራት ኣፍሪቃን ኤስያን መጠነ ሞት ኣዴታት ኣብ እዋን ሕርስን ጥንስን ብ75 ሚእታዊት ከምዘጉደልኦ ውድብ ጥዕና ዓለም ብሰሉስ 6 ግንቦት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። ካብ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ጅቡቲ ዘለዋ ንወትሃደራዊ መዓስከር ዘገልግል ቦታ ንተወሳኺ 20 ዓመታት ክትካረዮ ውዕል ሓዲሳ

ኣመሪካ፣ ኣብ ጅቡቲ ዘለዋ ንወትሃደራዊ መዓስከር ዘገልግል ቦታ ንተወሳኺ 20 ዓመታት ክትካረዮ ውዕል ሓዲሳ

Radio Erena: May 8, 2014 ኣመሪካ ነቲ ኣብ ጅቡቲ ዘለዋ ወትሃደራዊ መዓስከራት ዝኸውን ሰፊሕ መሬት ብኽራይ ንክትውንኖ ሓድሽ ውዕል ከቲማ። በዚ ሓድሽ ውዕል፣ እቲ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሓደ ካብ ዓበይቲ ወትሃደራዊ መዓስከራ [...]
ፕረዚደንት ሳል ቫኪርን መራሒ ተቓወምቲ ደቡብ ሱዳንን፣ ንፈለማ እዋን ክራኸቡ’ዮም

ፕረዚደንት ሳል ቫኪርን መራሒ ተቓወምቲ ደቡብ ሱዳንን፣ ንፈለማ እዋን ክራኸቡ’ዮም

Radio Erena: May 8, 2014 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ሚያርዲትን መርሕቲ ተቓዋሚ ረክ ማሻርን ንመጀመርያ እዋኖም ኣብ ኢትዮጵያ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፈላም ርክብ ከካይዱ ምዃኖም ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ባንኪ ሙን [...]
1 507 508 509 510 511 558 5090 / 5572