Category: ዜና ኤርትራ

ኣብ እስራኤል፣ ብኤርትራውያን ወለዲ እትእለን እትመሓደርን መባእታ ቤት ትምህርቲ 38 ቆልዑ ኣምሂራ
Radio Erena : 07 October 2015 ኣብ እስራኤል ብኣቦጊዳ እትፍለጥ ናይ መባእታ ቤት ትምህርቲ ቋንቋ ኣደ ኤርትራውያን ናይ ዓመተ 2014-2015 ኣካዳምያዊ ትምህርታ ዛዚማ። ኣብዚ ንኣስታት 9 ወርሒ ክካየድ ዝጸንሐ ስሩዕ ት [...]

ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ ንዝቕጽል ሓሙሽተ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ክኸውን ብምሉእ ድምጺ ተመሪጹ
Radio Erena : 07 October 2015 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ ንዝቕጽል ሓሙሽተ ዓመታት ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ክመርሕ ብምሉእ ድምጺ ተመሪጹ። ሓደ'ውን ይኹን ኣባል ተቓዋሚ ሰልፊ ኣብ ዘይብሉ፣ 547 [...]

ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ፣ ሬሳ 95 ስደተኛታት ተረኺቡ
Radio Erena: 06 October 2015 ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ሬሳ 95 ስደተኛታት ጸምበለል ኢሉ ከምዝተረኽበ፣ ኣብታ ሃገር ኣብ ግብረ ሰናይ ዝነጥፍ ትካል ማሕበር ቀይሕ ወርሒ ገሊጹ። ካብ ባሕሪ ዝተገፍዐ 85 ሬሳ ኣብ ገማግም [...]

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ን22 ናይ ብሕቲ መደባርት ቴሌቪዥንን 15 ኣገልግሎታት ሬድዮን ፍቃድ ክህብ ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 06 October 2015 መንግስቲ ኢትዮጵያ ን22 ናይ ብሕቲ መደበራት ቴሌቪዥንን 15 ኣገልግሎታት ሬድዮ ፍቓድ ክህብ ምዃኑ በዓል መዚ ፈነወ እታ ሃገር ገሊጹ። እቲ መንግስቲ ኣብዘን ዝቕጽላ ሓሙሽተ ዓመታት ነዘን መ [...]

ካብ ኬንያ ናብ ሶማል ዝሕወል ገንዘብ ደው ምባሉ፣ መዓልታዊ ናይ 5.4 ሚልዮን ዶላር ዋሕዚ ምዕጋቱ ተሓቢሩ
Radio Erena: 06 October 2015 መንግስቲ ኬንያ ናብ ሶማል ገንዘብ ዝሕውላ 13 ትካላት ብምዕጻው፣ መዓልታዊ ናብታ ሃገር ዝውሕዝ ዝነበረ ናይ ኣስታት 5.4 ሚልዮን ዶላር ክዕገት ምኽኣሉ ፋይናንስ ሚኒስተር ፈረደራላዊ መንግስ [...]

ኢትዮጵያ ዘለዋ ናይ ወጻኢ ዕዳ ኣብ ኣተሓሳሳቢ ደረጃ ከምዝበጽሐ IMF ገሊጹ
Radio Erena: 05 October 2015 ዕዳ ኢትዮጵያ ኣብ ኣተሓሳሳቢ ደረጃ በጺሑ ከምዘሎ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ (IMF) ኣፍሊጡ። እቲ ኣህጉራዊ ፊናንስያዊ ትካል፣ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ቁጠባ ኢትዮጵያ ብ8.7 ሚ [...]

መንግስታት ካርቱምን ዋሽንግተንን ዝምድንኦም ናብ ንቡር ንምምላስ ዘትዮም
Radio Erena: 05 October 2015 ሱዳንን ኣመሪካን ተቛሪጹ ዝርከብ ዝምድንአን ንምብርባር ዘተ ኣከይደን። እቲ ዘተ ኣብ መንጎ ሚኒስተር ጉዳያት ሱዳን ኢብራሂም ጋንዶር ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ጆን ኬርኒን ከምዝተኻየደ ተሓቢሩ። ሚ [...]

ኤርትራውያን፣ ካልኣይ ዓመት ዝኽሪ ግዳያት ላምፔዱሳ የካይዱ
Radio Erena : 03 October 2015 ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ መበል ካልኣይ ዓመት ዝኽሪ ግዳያት ላምፐኢዱሳ የካይዱ ምህላዎም ካብ ዝተፈላለየ ኩርንዓት ዝበጽሓና ሓበሬታ የረድእ። እዚ ብምኽንያት ህልቂት ህጻ [...]

ፕረዚደንት ጅቡቲ ምስ ኤርትራ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳያ ናብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት ኣቕሪቡ
Radio Erena : 03 October 2015 ፕርዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ጉለ፣ መንግስቲ ኤርትራ ንዞባናን ዓለም ስግኣት’ዩ ክብል ወቒሱ። እቲ ፕረዚደንት ኣብ መበል 70 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዘስምዖ መደረ፣ እቲ ምስ [...]

ኣብ ጁባ፣ ቅትለት ሰለስተ ኤርትራውያን ቁጠዐ ፈጢሩ
Radio Erena: 01 October 2015 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ከተማ ጁባ ከባቢ ሃይ ሲነማ ኣብ ልዕሊ ሰለስተ ኤርትራውያን ዝተፈጸመ ቅትለት፣ ኣብታ ሃገር ኣብ ልዕሊ ዝነብሩ ኤርትራውያን ቁጠዐ ፈጢሩ ከምዘሎ ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም ም [...]