Category: ዜና ኤርትራ

1 492 493 494 495 496 517 4940 / 5164

ምስ ሕሰም መነባብሮ ብዝተሓሓዝ ኣብ ከተማታት ኤርትራ ምንዝርና እናገነነ መጺኡ

ኣብ ከተማታት ኤርትራ ምስ ዝርአ ዘሎ ሕሰም መነባብሮ ዝተተሓሓዘ ምንዝርና እናገነነ ይመጽእ ምህላዉ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ኣብ ጎደናታት ኣስመራ፣ ከባቢ መርካቶን ማእከል ሹቕን ብፍላይ ድሕሪ ሰዓት ሰሞንተ ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ምን [...]

Trending: Eritrea’s ‘Bob Marley’ moment?

A musician from tiny Eritrea has caused a stir on YouTube, with a protest song that appears to criticise the government of President Isaias Afewerki. [...]

ኣብ ኬንያ ግጥማት ሴካፋ እትሳተፍ ዘላ ሃ.ጋ.ኤርትራ ካብ ውጽኢታ ንላዕሊ ህድማ ተጻወቲ ከያጋጥማ የሻቕል

ኣብ ኬንያ ኣብ ግጥማት ሴካፋ እትሳተፍ ዘላ፣ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ተዕእዊታ ዋንፃ ክትዓትር ትኽእል’ያ ካብ ዝብል ንላዕሊ ከም ናይ ዝሓለፈ እዋናት ህድማ ተጻወቲ የጋጥማ ዶ ኣይፋሉን ዝብል ጉዳይ ኣብ ተኸታተልቲ ስፖርት ኤ [...]

ንስለያን ምጽንጻንን ካብ ሚኒስትሪታት ዝተመመዩ መንእሰያት ኣብ ደንጎሎ፣ ማይሓባርን እምባትካላን ስልጠና ይወስዱ

ምዕዝምዛምን ስዉር ተቓውሞን ህዝብን ኣብ ኤርትራ እናገነነ ኣብ ዝመጸሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ንሰራሕተኛታት ዝተፋለለያ ትካላት ዝጸናጸኑን ዝስልዩን ኣባላት እናፈለየ ኣብ ደንጎሎ ማይ ሓባርንን እምባትካላን ፍሉይ ስልጠናታት ይህብ ከምዘሎ ም [...]

ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝርከቡ ኤርትራውያን መንግስቲ ኤርትራ ንምምላሶም ጻዕርታት ብዘይምግባሩ ነቒፎም

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ንዝርከቡ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ዜጋታት ንምምላሶም ዝኾነ ጻዕርታት ብዘይምግባሩ ሓያሎ ካብቶም ኤርትራውያን ናብ ሬድዮ ኤረና ኣብ ዝልኣኽዎ መልእኽቲ ይነቕፉ ኣለዉ። ኣብ ርያድ ዝርከብ ኤምባሲ ኤርት [...]

UN rights expert calls for international protection during Eritreans’ quest for safety

The United Nations Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea, Sheila B. Keetharuth, expressed great concern about rampant human r [...]

‘መንገዲ ኣየር ኤርትራ ናይ ኣስታት 50 ሚልዮን ዶላር ክሳራ ኣጋጢምዎ’ዩ ደው ኢሉ’ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ

መንገዲ ኣየር ኤርትራ ናይ ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮና ናቕፋ ክሳረ ከምዘጋጠሞ፣ ኣካያዲ ስራሕ እቲ መንገዲ ኣየር ነበረ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ ገሊጹ። ኣቶ ክብሮም ኣብቲ ንኩነታት እዚ ሕጂ ኣብ ደው ምባል በጺሑ ዘሎ መንገዲ ኣየር ኤርትራ ኣመልኪቱ ኣ [...]

ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ኣብ ዙር ርዋንዳ 2013 ዝንኣድ ብቕዓት ኣንጸባሪቖም

ኣብ ርዋንዳ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ቅድድም ብሽክለታ ማለት ዙር ርዋንዳ 2013 ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣዝዩ ዝንኣድ ብቕዓት የርእዩ ምህላዎም ማዕከናት ዜና ስፖርት ሓቢረን። ኣብቲ ቅድድም ካብ ዝሳተፉ ዘለዉ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ሓ [...]

ጋዜጠኛን ደራስን ደሳለ በረኸት፣ ኣህጉራዊ ሽልማት ፕረስ ፍሪዶም 2013 ተዓዊቱ

ጋዜጠኛን ደራስን ደሳለ በረኸት፣ ኣብ ካናዳ ብዝመደበሩ ትካል ንዝዳሎ ኣህጉራዊ ሽላማት ፕረስ ፍሪደም 2013 ተዓዊቱ። ደሳለ በረኸት፣ ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ስደት ኣብ ዝነበረሉ መርበብ ሓበሬታ ጥሙራት ልብታት ብምድላው ምስ ብጾቱ፣ ሩት ዘካርያ [...]

ኣመሪካ ዜጋታታ ናብ ኤርትራ ከይገሹ ደጊማ ኣጠንቒቓ

ክፍሊ ወጻኢ ዱዳያት እታ ሃገር ትማሊ ደጊሙ ኣብ ዝዘርግሖ ናይ መገሻ መጠንቐቕታ፣ ናብ ኤርትራ ንምጋሽ ዝወጠኑ ዜጋታት ኣመሪካ መገሽኦም ናብ ካልእ እዋን ከሰጋግሩ ምዒዱ።   መንግስቲ ኤርትራ፣ ንዲፕሎማሰኛታት ከይተረፈ ናይ ምንቕስቓስ [...]
1 492 493 494 495 496 517 4940 / 5164