Category: ዜና ኤርትራ

1 492 493 494 495 496 643 4940 / 6429
ብውሕዱ 70 ዜጋታት ሱዳን ምስ ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ ተጸንቢሮም

ብውሕዱ 70 ዜጋታት ሱዳን ምስ ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ ተጸንቢሮም

Radio Erena : 13 October 2015 ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ሱዳን ብዘውጽኦ መግለጺ መሰረት፣ ብውሕዱ 70 ዜጋታት እታ ሃገር ምስቲ ኣብ ሶርያን ሊብያን ዝንቐሳቐስ ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ ከምዝተጸንበሩ ኣፍሊጡ። ሱዳን ኣቐዲማ’ [...]
ተቓወምቲ ሑቲ፣ ንየመን ኤርትራን ጅቡትን ኣብ ዘዋስን ክሊ ማይ ናይ ኵናት መርከብ ከምዘዕነዉ ተሓቢሩ

ተቓወምቲ ሑቲ፣ ንየመን ኤርትራን ጅቡትን ኣብ ዘዋስን ክሊ ማይ ናይ ኵናት መርከብ ከምዘዕነዉ ተሓቢሩ

Radio Erena : 13 October 2015 ተቓወምቲ ሑቲ ኣብቲ ንየመን፣ ኤርትራን ጅቡትን ዘዋስን ማያዊ ክሊ ባብ ኤል መንደብ፣ ናይ ኵናት መርከብ ከምዘዕነዉ፣ ማዕከናት ዜና ኢራን ይጠቕሳ ኣለዋ። እታ ብሑቲ ዓንያ እትብሃል ዘላ ናይ [...]
ኣብ ሶማል ሰለስተ ላዕለዎት መራሕቲ ኣልሸባብ ከምዝተማረኹ ተገሊጹ

ኣብ ሶማል ሰለስተ ላዕለዎት መራሕቲ ኣልሸባብ ከምዝተማረኹ ተገሊጹ

Radio Erena : 13 October 2015 ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማል ሰለስተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣልሸባብ ከምዝማረኸ ገሊጹ። ብ ‘ዓሊ ጋነይ’ ዝፍለጥ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ዓሊ ዮሱፍ ዝርከቦም ሰለስተ ላዕለዎት ሓለፍቲ [...]
ቦትስዋና ምስ ኤርትራ ኣብ ኣተካይዶ ናይ መልሲ ግጥም፣ ኣብ ሜዳኣ ጽኑዕ ጸጥታዊ ሓለዋ ከምእተካይድ ሓቢራ

ቦትስዋና ምስ ኤርትራ ኣብ ኣተካይዶ ናይ መልሲ ግጥም፣ ኣብ ሜዳኣ ጽኑዕ ጸጥታዊ ሓለዋ ከምእተካይድ ሓቢራ

Radio Erena: 12 October 2015 ንሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ኣስመራ 2 ብ 0 ዝሰዓረት ቦትስዋና፣ ሰሉስ ኣብ ሜዳኣ ኣብ እተካይዶ ናይ መልሲ ግጥም፣ ጽኑዕ ጸጥታዊ ሓለዋ ክካየድ ምዃኑ ንመግለጺ ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ እታ [...]
ኢትዮጵያ ተኾሚሩ ዘሎ ናይ ወጻኢ ዕዳኣ ከምዘየተሓሳስባ ገሊጻ

ኢትዮጵያ ተኾሚሩ ዘሎ ናይ ወጻኢ ዕዳኣ ከምዘየተሓሳስባ ገሊጻ

Radio Erena: 12 October 2015 ኢትዮጵያ፣ ተኾሚሩ ዘሎ ናይ ወጻኢ ዕዳ ከምዘይተሓሳስባ ገሊጻ። ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ – IMF፣ ናይ ወጻኢ ዕዳ ኢትዮጵያ ኣብ ኣተሓሳሳቢ ደረጃ በዚሑ ኣሎ ክብል ድሕሪ ዝዘርግሖ መግለጺ ሚ [...]
መልእኽቲ ብ/ጀ ቢትወደድ ኣብርሃ ኣብ ህዝቢ ሓያል ጽልዋ ይፈጥር

መልእኽቲ ብ/ጀ ቢትወደድ ኣብርሃ ኣብ ህዝቢ ሓያል ጽልዋ ይፈጥር

Radio Erena : 09 October 2015 ን24 ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከብ ሓርበኛ ተጋዳላይ ብርጋዴር ጀነራል ቢትወደድ ኣብርሃ፣ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ናይ 1997 ንሓጺር እዋን ካብ ቤት ማእሰርቲ ኣብ ዝወጸሉ፣ ንህዝቢ ዘመሓ [...]
ሰሜን ኮርያ፣ 70 ዓመታት ምልኪ ክትጽንብል’ያ

ሰሜን ኮርያ፣ 70 ዓመታት ምልኪ ክትጽንብል’ያ

Radio Erena : 09 October 2015 ሰሜን ኮርያ፣ መበል 70 ዓመት ምምስራት ናይቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ንምጽንባል ኣብ እትዳለወሉ ዘላ እዋን፣ ጋዜጠኛታት ወጻኢ ናብታ ሃገር ክኣትዉ ፈቒዳ። እታ ኣብ ዓለም ዕጽውቲ ሃገር እ [...]
ሽወደን ኣብ ኢጣልያ ካብ ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከተጣይስ ጀሚራ

ሽወደን ኣብ ኢጣልያ ካብ ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከተጣይስ ጀሚራ

Radio Erena : 09 October 2015 ሽወደን ኣብ ኢጣልያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ምጥያስ ክትጅምር'ያ። እዚ ዓርቢ 9 ጥቅምቲ 2015 ዝጅምር ምጥያስ ኤርትራውያን ናብ ሽወደን፣ ኣካል ናይቲ ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ዝተሰማማዓሉ፣ ኣ [...]
ኣባ ሙሴ ዘርኣይ ንስልማት ኖቤል

ኣባ ሙሴ ዘርኣይ ንስልማት ኖቤል

Radio Erena: 08 October 2015 ስደተኛታት ኣብ ምሕጋዝ ልዑል ኣበርክቶ ዝገብሩ ዘለዉ ኤርትራዊ ካህን ኣባ ሙሴ ዘርኣይ፣ ናይዚ ዓመት'ዚ ናይ ሰላም ስልማት ኖቤል ክዕወቱ ተኽእሎ ከምዘሎ ትንታነታት ይቀርብ ኣሎ። ኣባ ሙሴ ዘ [...]
ናህሪ ዋጋ መሰረታዊን ሃለኽቲ ነገራትን መግብታትን ኣብ ኤርትራ ካብ ዕለት ናብ ዕለት ይውስኽ

ናህሪ ዋጋ መሰረታዊን ሃለኽቲ ነገራትን መግብታትን ኣብ ኤርትራ ካብ ዕለት ናብ ዕለት ይውስኽ

Radio Erena : 07 October 2015 ዋጋ መሰረታዊ ሃለኽቲ ነገራትን መግብታትን ኣብ ኤርትራ ናህሩ ካብ ዕለት ናብ ዕለት ይውስኽ ኣሎ። ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ከተማ ኣስመራ ኣብ ዝልኣኽዎ ሓበሬታ፣ ዋጋ'ታ መልክዒ መሰረታዊ [...]
1 492 493 494 495 496 643 4940 / 6429