Category: ዜና ኤርትራ

1 490 491 492 493 494 522 4920 / 5217
Ortac Resources buys into advanced stage Eritrean gold project

Ortac Resources buys into advanced stage Eritrean gold project

Radio Erena: January 15, 2014 Ortac Resources (LON:OTC) has unveiled a strategic tie-up with a private exploration firm, which has a portfolio of "ve [...]
ፖሊስ ኣልባንያ 13 ኤርትራውያንን ሶማላውያንን ስደተኛታት ኣብ ቀይዲ ከምዘእተወ ኣፍሊጡ

ፖሊስ ኣልባንያ 13 ኤርትራውያንን ሶማላውያንን ስደተኛታት ኣብ ቀይዲ ከምዘእተወ ኣፍሊጡ

Radio Erena: January 14, 2014   ፖሊስ ኣልባንያ፣ ነቶም ደቡባዊ ክፋል እታ ሃገር ኣብ ከባቢ ከተማ ጂሮካስተር ኣብ እትርከብ ቁሸት ጆርጉካት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዘእተዎም 13 ዜጋታት ኤርትራን ሶማልን፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ [...]
ኣብ ማልታ ካብ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት ዜጋታት ወጻኢ፣ ብዝሒ ኤርትራውያን ኣብ  ሳልሳይ ይስራዕ

ኣብ ማልታ ካብ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት ዜጋታት ወጻኢ፣ ብዝሒ ኤርትራውያን ኣብ ሳልሳይ ይስራዕ

Radio Erena: January 14, 2014   ኣብ ማልታ ካብ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት ዜጋታት ወጻኢ ሃገራት፣ ብዝሒ ኤርትራውያን ኣብ ሳልሳይ ደረጃ ከምዝስራዕ መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ብቐዳማይ ደረጃ ዝስርዑ ዜጋታት ፊሊፒንስ ኮይኖ [...]
ዝቕባበ ባጤራ ናቕፋ ብ800% ንሂሩ ከምዘሎ ተገሊጹ

ዝቕባበ ባጤራ ናቕፋ ብ800% ንሂሩ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: January 13, 2014   ዝቕባበ ባጤራ ናቕፋ ብ 800% ንሂሩ ምህላዉ ተገሊጹ። ኣብ 1997 ናቕፋ ክትኣታቶ እንከሎ፣ መጠን ሓደ ዶላር 7 ናቕፋን ዕስራ ሳንቲምን ዝነበረ፣ ኣብዚ እዋን እዚ ኣብ ጸሊም ዕዳጋ ንሓደ [...]
ኤርትራን የመንን፣ ኣብ ጉዳይ ምግፋፍ ዓሳ ተወሳኺ ዝርርብ ኣካይደን

ኤርትራን የመንን፣ ኣብ ጉዳይ ምግፋፍ ዓሳ ተወሳኺ ዝርርብ ኣካይደን

Radio Erena: January 13, 2014 ሚኒስተር ሃብቲ ዓሳ የመን ዓዋድ ኣል ሶኮርቲ ኣብ ሰንዓ ምስ ዝርከብ ዲፕሎማሰኛ መንግስቲ ኤርትራ መሓመድ ሓማድ ተራኺቡ ኣብ ጉዳይ ምግፋፍ ዓሳ ዘተርኮረ ዝርርብ ከምዘካየደ ተገሊጹ። እቲ ዝ [...]
ልኡኽ መንግስቲ ፊንላንድ፣ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ ኩነታት ኤርትራ ብፍላይ ድማ ኣብ ኩነታት ስደተኛታት ዘተኮረ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝርርብ ኣካይዱ

ልኡኽ መንግስቲ ፊንላንድ፣ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ ኩነታት ኤርትራ ብፍላይ ድማ ኣብ ኩነታት ስደተኛታት ዘተኮረ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝርርብ ኣካይዱ

Radio Erena: January 13, 2014   ልኡኽ መንግስቲ ፊንላንድ ኣብ ጉዳይ ህሉይ ሰብኣዊ ኩነታትን ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ዘተኮረ ዝርርብ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝርርብ ኣካይዱ። ሚኒስተር ኣህጉራዊ ምትሕግ [...]
Yemeni Minister of Fisheries Wealth meets Eritrean diplomat

Yemeni Minister of Fisheries Wealth meets Eritrean diplomat

Radio Erena: January 13, 2014   Minister of Fisheries Wealth Awad al-Socotri met here on Tuesday with charge d'affaires of the Eritrean embassy in Sa [...]
ኤርትራውያን ዝርከብዎም 10ታት ኣሽሓት ስደተኛታት ኣብ እስራኤል ዝጀመርዎ ሰለማዊ ሰልፊ ንራብዓይ መዓልቱ ቀጺሉ

ኤርትራውያን ዝርከብዎም 10ታት ኣሽሓት ስደተኛታት ኣብ እስራኤል ዝጀመርዎ ሰለማዊ ሰልፊ ንራብዓይ መዓልቱ ቀጺሉ

Radio Erena: January 10, 2014   ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ነቲ ዘካይድዎ ዘለዉ ሰለማዊ ሰልፊ ንምድጋፍ፣ ኣብ ሃገራት ኤውሮጳን ኣመሪካን ዝርከቡ ወገናቶም ኣብ ኤምባሲታት ኤስራኤል ተመሳሳሊ ሰለማዊ [...]
African Migrants Protest in Israel Enters 4th Day

African Migrants Protest in Israel Enters 4th Day

Radio Erena: January 9, 2014   In Israel, several thousand African migrants demonstrated Wednesday for a fourth day against a new law that allows auth [...]

ኣብ እስራኤል ዝጸንሑ 10ታት ኤርትራውያን ናብ ሽወደን ከምዝተጣየሱ መንግስቲ ‘ታ ሃገር ገሊጹ

Radio Erena: January 9, 2014   ኣብ እስራኤል ዝጸንሑ 10ታት ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሽወደን ከምዝተጣየሱ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ይገልጻ ኣለዋ። ዮርሳሌም ፖስት ኣቕሪብዎ ብዘሎ ጸብጻብ መሰረተ፣ እቶም ሓድሽ ህይወት [...]
1 490 491 492 493 494 522 4920 / 5217