Category: ዜና ኤርትራ

ታንዛንያ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ኢትዮጵያውያን ዝርከብዎ ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራት ክትገፍፍ’ያ
Radio Erena: 27 January 2016 ታንዛንያ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ዝኣተዉ መብዛሕዝቶም ኢትዮጵያውያንን ሶማላውያንን ዝርከብዎም ዜጋታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምህዳን ፍሉይ ስርሒት ከተካይድ ምዃና ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር ቻ [...]

ድሕሪ ዝተኻየደሉ ፈተነ ቅትለት ናብ ስዑዲ ዓረብ ዝሃደመ ቀ/ሚ የመን እንደገና ናብ ዓደን ተመሊሱ
Radio Erena: 27 January 2016 ድሕሪ ዝተኻየደሉ ፈተነ ቅትለት ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተዓቝቡ ዝጸንሐ ቀዳማይ ሚኒስተር የመን ካልድ በሓሕ እንደገና ናብ ዓደም ከምዝተመልሰ ተገሊጹ። ኣብ ጥቕምቲ 2015 ኣብ ቤት ጽሕፈት እቲ ቀዳ [...]

ሓደ ሓደ ናይ ወጻኢ መርበባት ሓበሬታ ኣብ ባህሊ፣ መንነትን ክብርን ህዝቢ ኤርትራ ዘየለ ውጹእ ሓሶት የናፍሳ
Radio Erena: 26 January 2016 ሓደ ሓደ ናይ ወጻኢ መርበባት ሓበሬታ ሓቕነት ዘይብሉን ኣብ ባህሊ፣ መንነትን ክብርን ህዝቢ ኤርትራ ዘነውርን ወረታት የናፍሳ ኣለዋ። ስታንዳርድ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ኬንያ ትማሊ 25 ጥሪ [...]

ኤርትራ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ መበል 11 ዙር ትሮፒካል ኣሚሳ ቦንጎ ራብዓይ ደረጃ ሒዛ
Radio Erena: 26 January 2016 ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ተስፎም ዑቕባማርያም ኣብቲ ኣብ ኣፍሪቃ ዕብየቱ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ጋቦን- ትሮፒካል ኣሚሳ ቦንጎ ራብዓይ ደረጃ ሒዙ። ኣብቲ ሸውዓተ [...]

እስራኤል፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ሖሎት ዝቕየድሉ ግዜ ናብ ሓደ ዓመት ክወርድ እማመ ጸዲቑ
Radio Erena: 26 January 2016 መንግስቲ እስራኤል፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ሖሎት ዝቐየድሉ ግዜ ናብ ሓደ ዓመት ክወርድ ንዝቐረበ እማመ ከምዘጽደቐ መርበብ ሓበሬታ ሃረጽ ኣፍሊጡ። እቲ መንግስቲ ነቲ ብሚኒስ [...]

ብተሓጋጋዚት ዋና ጸሓፊ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወኪል ሕ.ሃ ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ክፍጽም’ዩ
Radio Erena: 25 January 2016 ላዕለዋይ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ብዛዕባ ኩነታት ደርቂ ኣብ ኤርትራ፣ ሰብኣዊ መሰላት፣ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ክህሉ ኣብ ዝኽእል ልምዓታዊ ምትሕግጋዝን ጉዳይ እገዳን ብዝምልከት ንምዝርራብ ናብ [...]

ኣብ ወደብ ካሌ ኣብ መንጎ ስደተኛታትን ፖሊስን ድሕሪ ዝተኻየደ ግጭት ወጥሪ ሰፊኑ
Radio Erena: 25 January 2016 ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ካሌ ናይ ፈረንሳ ዝተኣኻኸቡ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ናብ ወደብ ጥሒሶም ብምእታዎም፣ ወደብ ካሌ ንግዚኡ ተዓጽዩ። እቶም ስደተኛታት ብብሪጣናውያንን ፈረን [...]

ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ነጻጊ ፖሊሲ ዘለዋ ጃፓን ኣብ ዓመተ 2015 ክልተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተቐቢላ
Radio Erena: 25 January 2016 ጃፓን ኣብ ዓመተ 2015 ፖለቲካዊ ዑቕባ ካብ ዝሃበቶም 27 ሰባት እቶም ክልተ ኤርትራውያ ምኻኖም ተገሊጹ። ፖለቲካዊ ዑቕባ ከምዘይትህብ እትፍለጥ ጃፓን፣ ኣብዚ ዓመት'ዚ ዑቕባ ካብ ዝሓተቱ 7 [...]

“ኤርትራ ናይ ፖለቲካ እሱራት የብላን፣” ኣምባሳደር ሃና ስምኦን
Radio Erena: 22 January 2016 ኣብ ኤርትራ ናይ ፖለቲካ እሱራት የለውን ክትብል ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ፈረንሳ ሃና ስምኦን ክሒዳ። እታ ኣምባሳደር ምስ መደበር ቴሌቪዥን ፍራንስ 24 መደብ ኣፍርቃ ጆርናል ኣብ ዘ [...]

ሕ/ኢ ዓረብ ንኤርትራ ኣብ ሓይሊ ባሕርን ሓይሊ ኣየርን ንሶማል ከኣ ናይ ኮማንዶ ስልጠናታት ትህብ
Radio Erena: 22 January 2016 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኤርትራን ሶማልን ፍሉይ ወትሃደራዊ ስልጠናታት ትህብ ከምዘላ ወትሃደራዊ ምንጭታት ንሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። እታ ሃገር፣ ንኤርትራ ኣብ ሓይሊ ኣየር፣ ሓይሊ ባሕርን ም [...]