Category: ዜና ኤርትራ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ንተቓወምቲ ቤጃ ናይ ሱዳን ኣብ ከባቢ ኬሩ ወትሃደራዊ መዓስከር ከምዘቖመሎም ይግለጽ ኣሎ
Radio Erena: 23 May 2016 መንግስቲ ኤርትራ፣ ንተቓወምቲ ቤጃ ናይ ሱዳን ኣብ ከባቢ ኬሩ ወትሃደራዊ መዓስከር ኣቝሙሎም ከምዘሎ ወትሃደራውያን ምንጭታት ኣቓሊዖም። እቶም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ንሬድዮ ዳባንጋ ብምጥቃስ ኣብ 19 [...]

ብኤምባሲ ኤርትራ ኣብ እስራኤል ዝተደገፉ መራሕቲ ሃይምኖት፣ ኣብ ኾሎት ንዝርከቡ መንአስያት ከካይድዎ ዝወጠኑ ናይ ጸሎት መደብ ፈሺሉ
Radio Erena: 23 May 2016 መራሕቲ ሃይማኖት ናይታ ኣካል'ቲ ብመንግስቲ ኤርትራ ዝምእዘዝ ክፋል ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ዝኾት ቤት ጸለት መድሃኔልኣለም እስራኤል፣ ኣብ ኾሎት ተኣሲሮም ንዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንም [...]

ኣብ ኤርትራ ተቐይዶም ዝጸንሑ ትሽዓተ ፊሊፒናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ተለቒቖም
Radio Erena: 23 May 2016 ኣስታት 9 ኣዋርሕ ኣብ ኤርትራ ተቐይዶም ዝጸንሑ ትሽዓተ ፊሊፒናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ተለቒቖም። መንግስቲ ፊንላንድ ብመንገዲ ኣብ ግብጽን ስዑዲ ዓረብን ዝርከብ ኤምባሲታቱ ኣቢሉ ንምልቓቖም ጻዕርታት ከ [...]

ኣባል ባይቶ ሕ/ ኤ ብርያን ሃየስ ዝመርሖ ልኡኽ ኣየርላንድ ኣብ ኤርትራ በጺሑ
Radio Erena: 20 May 2016 ኣባል ባይቶ ሕብረት ኤውሮጳ ብርያን ሃየስ ዝመርሖ ልኡኽ ኣየርላንድ ኣብ ኤርትራ ዑደት ኣካይዱ። እቲ ኣባል ባይቶ ሕብረት ኤውሮጳ ናብ ኤርትራ ዑደት ዘካይድ ዘሎ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ሓያሎፖለቲከኛ [...]

ላዕለዎት ወትሃደራውያን ሰበ ስልጣን ጅቡትን ሱዳንን ዘትዮም
Radio Erena: 20 May 2016 ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ጅቡቲ ኣብ ሱዳን ዑደት ኣካይዱ። እቲ ብምክትል ሓለቓ ጠቕላሊ ስታፍ ሰራዊት ብርጋዴር ጀነራል ጣህር ዓሊ ማሕሙድ ዝምራሕ ወትሃደራዊ ልኡኽ ጅቡቲ፣ ኣብቲ ብሰኑይ 16 ግንቦ [...]

ኤርትራ እትርከበን ልዕሊ 40 ሃገራት፣ ኣብ ምግታእ ዋሕዚ ስደተኛታት ዘተኮረ ዋዕላ ኢጣልያ-ኣፍሪቃ ተሳቲፈን
Radio Erena: 19 May 2016 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ዝርከቦም ልዕሊ 40 ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ጉዳይ ዋሕዚ ስደተኛታት ዘተኮረ ዋዕላ ኣብ ሮማ ኣካይዶም። እቲ ብሮቡዕ 18 ግ [...]

ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ዝርከባ ቁሸታት ሱዳን ጽኑዕ ተፍትሽ ይካየድ ምህላዉ ተገሊጹ
Radio Erena: 19 May 2016 ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ኣብ ዝርከባ ሓያሎ ቁሸታት ሱዳን ጽኑዕ ተፍትሽ ይካየድ ምህላዉ ተሓቢሩ። እቲ ኣብ ከባቢታት ታሕዳይ፣ ካራዪት፣ ሻላልብን ከሰላን ዝካየድ ዘሎ ተፍትሽን ወትሃደራዊ [...]

ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ናብ ግብጺ ኣምሪሑ
Radio Erena: 19 May 2016 ኣብ መንጎ ኤርትራን ግብጽን ብዛዕባ ክህሉ ዝኽእል ምትሕግጋዝ ተወሳኺ ምዝርራብ ንምክያድ ብሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣቶ የማነ ገብርኣብ ዝምራሕ ልኡኽ ናብ ካይሮ ኣምሪሑ። እቲ ልኡኽ ብሮቡዕ [...]

መንግስቲ ኤርትራ፣ ንግስነት ኩዌት ዜግነት ንዝነጸጎም ብ ‘ብዱን’ ዝፍለጡ ነበርቲ እታ ሃገር ፓስፖርት ከምዝሸጠሎም ተቓሊዑ
Radio Erena: 18 May 2016 ንግስነት ኩዌት ዜግነት ዝነጸጎም ብ'ብዱን' ዝፍለጡ ነበርቲ እታ ሃገር፣ መንግስቲ ኤርትራ ብመንገዲ ኣብታ ሃገር ዝርከብ ኤምባሲኡ ኣቢሉ ፓስፖርት ይሸጠሎም ምንባሩ ስሙ ክዕቐበሉ ዝሓተተ ዲፕሎማሰኛ [...]

ብመንገዲ ከሰላ- ተሰነይ፣ ካብ ሱዳን ናብ ኤርትራ ዝኣትዉ ዘለዉ ኤርትራውያን፣ ሲም ካርድ ከረክቡ ይሕተቱ ኣለዉ
Radio Erena: 18 May 2016 ብመንገዲ ከሰላ- ተሰነይ፣ ካብ ሱዳን ናብ ኤርትራ ዝኣትዉ ዘለዉ ኤርትራውያን፣ ሒዞም ዝመጹ ናይ ቴሌፎን ሲም ካርድ ከረክቡ ይሕተቱ ምህላዎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ካብ ሱዳን ናብ ኤርትራ [...]