Category: ዜና ኤርትራ

ፍልይቲ ልእኽቲ ኡጋንዳ፣ ካብ ፕረዚደንት ሙሴቬኒ ናብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝተላእከ ደብዳቤ ኣብጺሓ
Radio Erena: 07 July 2016 ፍልይቲ ልእኽቲ መንግስቲ ኡጋንዳ ሰሲልያ ኦግዋላ፣ ብዛዕባ ተሳታፍነት መንግስቲ ኤርትራ ኣብ መበል 27 ስሩዕ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ንምዝርራብ ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ኣካይዳ። እቲ ፍልይቲ ልእኽቲ ኣ [...]

ፕረዚደንት ሶማል ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ከምዝተራኸብ ይግለጽ ኣሎ
Radio Erena: 07 July 2016 ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ዝመርሖ ላዕለዋይ ወኪል ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ ከምዝተዘራረበ ይግለጽ ኣሎ። ክልቲኦም መንግስታት ብዛዕባ'ዚ ብማዕ [...]

ቀ/ሚ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ቀጥታዊ ዝርርብ ንምክያድ ድሉው ምህላዉ ንፓርላማ ሓቢሩ
Radio Erena: 07 July 2016 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ቀጥታዊ ዝርርብ ንምክያድ ድሉው ምህላዉ ብ5 ሓምለ ንፓርላማ እታ ሃገር ኣብ ዘስምዖ መደረ ገሊጹ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር [...]

ኣብ ባልጃ ተሓቢኡ ናብ ስዊዘርላንድ ክኣቱ ዝፈተነ ‘ኤርትራዊ’ ተታሒዙ
Radio Erena: 06 July 2016 ኣብ ባልጃ ተሓቢኡ ናብ ስዊዘርላንድ ክኣቱ ዝፈተነ 'ኤርትራዊ' ምዃኑ ዝገለጾ ስደተኛ ከምዝተታሕዘ ፖሊስ እታ ሃገር ሓቢሩ። ፖሊስ ብዝሃቦ ሓበሬታ መሰረት፣ እቲ ስሙ ዘይተጠቕሰ ኤርትራዊ'ዩ ዝበሎ [...]

ሆላንድ፣ ጉዳይ ኤርትራ ናብ ባይቶ ጸጥታ ንኽሰጋገርዝከኣላ ክትጽዕር ባይቶ እታ ሃገር ተላብዩ
Radio Erena: 06 July 2016 ኣብ ህሉው ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዘተን ክትዓትን ዘካየደ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሆላንድ፣ ንጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ብምድጋፍ፣ እቲ ጉዳይ ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ንኽሰጋገር መንግ [...]

ፖሊስ ኢጣልያ ብምስግጋር ስደተኛታት ዝጠርጠሮም 25 ኤርትራውያን ቀይዱ
Radio Erena: 06 July 2016 ፖሊስ ኢጣልያ ብምስግጋር ስደተኛታት ዝተጠርጠሮም 25 ዜጋታት ኤርትራን 12 ዜጋታት ኢትዮጵያን ሓደ ኢጣልያውን ከምዝቀየደ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። እቶም ተቐይዶም ዘለዉ 38 ጥርጡራት፣ [...]

ጉጅለ ሓካይም ግብጺ ንኣስታት 1200 ኤርትራውያን ሕክምናዊ መርመራ ኣካይዶም
Radio Erena: 05 July 2016 መንግስቲ ግብጺ ከም መቐጸልታ ናይቲ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝኣተዎ ናይ ምትሕግጋዝ መብጽዓታት፣ ናብ ኤርትራ ጉጅለ ሓካይም ከምዘዋፈረ ኣፍሊጡ። እቲ ናብ ኤርትራ ዝተዋፈረ ኣሃዱ ሕክምና፣ ሸሞንተ ዶክተ [...]

ኣብ እስራኤል ዓወታት ዘመዝግቡ ዘለዉ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ፣ ተስፍኦም ብሰንኪ ኾሎት ይጽልምት
Radio Erena: 05 July 2016 ኣብ እስራኤል ጽቡቕ ዓወታት ዘመዝግቡ ዘለዉ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ፣ ተስፍኦም ብሰንኪ ማእሰርቲ ኾሎት ከይሰናኸል ኣብ ሻቖልት ከምዝርከቡ ሓቢሮም። እዞም ሚኪኤል ተስፋማርያምን ኣማኑኤል ገብረሚካኤ [...]

ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዑደት የካይድ
Radio Erena: 05 July 2016 ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ ናብ ኣርባዕተ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዑደት የካይድ ኣሎ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ናብ ኡጋንዳ፣ ኬንያን፣ ርዋንዳን ኢትዮጵያን ንምብጻሕ'ዩ፣ እግሩ ኣብ [...]

ናፓልዮን መበቖሉ ኤርትራ’ዩ?
Radio Erena: 04 July 2016 "ኣንታ ሰሚዕካ ዶ? ናፖልዮን መበቆሉ ኤርትራዊ ምዃኑ'ኮ ተረጋጊጹ።" "እንታይ ትብል? መን'ዩ ኸ ኣረጋጊጹ?” "ኣብዚ ኣብ ፓሪስ፣ ኣብ ሰርቦን ዩኒቨርሲቲ ዓሙቕ መጽናዕቲ [...]