Category: ዜና ኤርትራ

1 435 436 437 438 439 589 4370 / 5890
ፕረዚደንት ሮበርት ሙጋበ፣ ኣብ ቻይና ንዝተዳለወ ስልማት ሰላም፣ “ንኽብረይ ኣይበቕዕን’ዩ” ክብል ነጺግዎ

ፕረዚደንት ሮበርት ሙጋበ፣ ኣብ ቻይና ንዝተዳለወ ስልማት ሰላም፣ “ንኽብረይ ኣይበቕዕን’ዩ” ክብል ነጺግዎ

Radio Erena: 29 October 2015 ፕረዚደንት ዚምባብዌ ሮበርት ሙጋበ፣ ኣብ ቻይና ብዝመደበሩ ትካል ንዝወሃብ ናይ ሰላም ስልማት ኮንፉሸስ ነጺግዎ። እቲ ፕረዚደንት፣ ነቲ ብቻይና ዝዳሎ ስልማት ሰላም ዝነጸገሉ ምኽንያት፣ "ንኽብ [...]
ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ምስግጋር ስደተኛታት ንምግታእ ሕብረት ኤውሮጳን መንግስቲ ሱዳንን ብሓባር ክሰርሑ ከምዘድሊ ተገሊጹ

ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ምስግጋር ስደተኛታት ንምግታእ ሕብረት ኤውሮጳን መንግስቲ ሱዳንን ብሓባር ክሰርሑ ከምዘድሊ ተገሊጹ

Radio Erena: 27 October 2015 ኣምባሳደራት ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብብዝሒ ተዓቝቦምሉ ኣብ ዝርከብ መዓስከራት ምብራቕ ሱዳን ዑደት ኣካይዶም። ኣምባሳደራት ፈረንሳ፣ ጀርመን፣ ኢጣልያ፣ ኔዘርላንድስ፣ [...]
ፕረዚደንት ሶማልን ንጉስ ስዑዲ ዓረብን፣ ኣብ ጉዳያት ጸጥታ ቀይሕ ባሕርን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዘትዮም

ፕረዚደንት ሶማልን ንጉስ ስዑዲ ዓረብን፣ ኣብ ጉዳያት ጸጥታ ቀይሕ ባሕርን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዘትዮም

Radio Erena: 27 October 2015 ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሸኽ ማሕሙድን ንጉስ ሳልማን ናይ ስዑዲ ዓረብን ኣብ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ፣ ህሉው ኩነታት ሶማልን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዘትዮም። ፕረዚደንት ሶማል ብዛዕባ ህልዉ ኩነታት [...]
ሓሙሽተ ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያ ኪዳን ከምዝመስረታ ገሊጸን

ሓሙሽተ ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያ ኪዳን ከምዝመስረታ ገሊጸን

Radio Erena: 27 October 2015 እተን ብግንባር ሓርነት ኦሮሞ፣ ሃገራዊ ግንባር ሓርነት ኦጋዴን፣ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ሓርነት ቤንሻንጉል፣ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ሓርነት ጋምቤላን ሃገራዊ ግንባር ሓርነት ሲዳማን ዝተባህላ ሓሙሽተ [...]
ኣብ ፓሪስ፣ ሰብ ክነብሮ ኣብ ዘይፍቀድ፣ ዝዓነወ ህንጻ ክነብሩ ዝጸንሑ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ናብ ውሑስ ቦታ ግዒዞም

ኣብ ፓሪስ፣ ሰብ ክነብሮ ኣብ ዘይፍቀድ፣ ዝዓነወ ህንጻ ክነብሩ ዝጸንሑ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ናብ ውሑስ ቦታ ግዒዞም

Radio Erena: 26 October 2015 ምምሕዳር ከተማ ፓሪስ፣ ሰብ ክነብሮ ኣብ ዘይተፈቕደ ኣረጊት ህንጻ ክነብሩ ንዝጸንሑ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 1300 ስደተኛታት ናብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኣግዒዙ። እቶም ስደተኛ [...]
ኣብ እስራኤል ብግፍዒ ንዝተቐትለ ኤርትራዊ መንእሰይ ጸሎተ ፍትሓት ተኻይዱ

ኣብ እስራኤል ብግፍዒ ንዝተቐትለ ኤርትራዊ መንእሰይ ጸሎተ ፍትሓት ተኻይዱ

Radio Erena: 26 October 2015 ኣብ ቴልኣቪቭ ዝርከባ ኣብያተ ክርስትያን ብቀዳም 24 ጥቅምቲ፣ ወጋሕታ ጸሎተ ፍትሓት ድሕሪ ምክያደን፣ መራሕቲ ሃይማኖት ናብቲ ኤርትራውያን ብብዝሒ ዝረከብሉ ሊቨንስኪ ፓርክ ወይ እንዳሳዕሪ ብ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ኤርትራ ዘትዩ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ኤርትራ ዘትዩ

Radio Erena: 25 October 2015 ንህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ ኣመልኪቱ ዝዘተየ ዓውደዘተ ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ኣካል ሰብኣዊ መሰላት ተኻዪዱ። ኣብቲ ታሕተዎት ኣካላት ኮሚቴ’ቲ ሕብረት ዝተሳተፍዎ ዓውደዘተ፣ ወከልቲ ዝተፈላ [...]
ባይቶ ጸጥታ፣ እገዳ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ኣናዊሕዎ

ባይቶ ጸጥታ፣ እገዳ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ኣናዊሕዎ

Radio Erena: 25 October 2015 ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘቖሞ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ኤርትራን ሶማልያን፣ ዕድመ ስልጣኑ ከምዝተናወሐ ተገሊጹ። ባይቶ ጸጥታ ብ23 ጥቅምቲ ኣብ ዝገበሮ ዋዕላ፣ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ኣብ ኤርትራን [...]
ንጉስ  ስዑዲ ዓረብን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳይ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘትዮም

ንጉስ ስዑዲ ዓረብን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳይ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘትዮም

Radio Erena: 23 October 2015 ንጉስ ሳልማን ናይ ስዑዲ ዓረብ ከም መቐጸልታ ናይቲ ምስ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘካይዶ ዘሎ ርክባት፣ ትማሊ ሓሙስ 22 ጥቅምቲ'ውን ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ዘ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ሰብኣዊ መሰላት ከኽብር ሕብረት ኤውሮጳ ጸዊዑ

መንግስቲ ኤርትራ ሰብኣዊ መሰላት ከኽብር ሕብረት ኤውሮጳ ጸዊዑ

Radio Erena: 22 October 2015 ኮሚሽነር ናይ ወጻኢ ፖሊሲ ሕብረት ኤውሮጳ ፈደሪካ ሞገሪኒ፣ ኣብ ናይ ኣዲስ ኣበባ ዑደታ ብሰሉስ 20 ጥቅምቲ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ'ያ፣ መንግስቲ ኤርትራ ሰብኣዊ መሰላት ከኽብር ዝ [...]
1 435 436 437 438 439 589 4370 / 5890