Category: ዜና ኤርትራ

1 438 439 440 441 442 591 4400 / 5909
ስዑዲ ዓረብ 11 ቢልዮን ዶላር ዝዋግአን ኣርባዕተ መራኽብ ኵናት ካብ ኣመሪካ ክትዕድግ’ያ

ስዑዲ ዓረብ 11 ቢልዮን ዶላር ዝዋግአን ኣርባዕተ መራኽብ ኵናት ካብ ኣመሪካ ክትዕድግ’ያ

Radio Erena: 22 October 2015 እታ ሃገር፣ ነዘን ዘመናውያን መራኽብ ኵናት ካብ ኣመሪካ ትዕድገሉ ዘላ ኣውራ ምኽንያት፣ ምስ ሓይሊ ባሕሪ ኢራን ንምትዕርራይ ተባሂሉ ምዃኑ ወትሃደራውያን ተነትቲ ይጠቕሱ። ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ወ [...]
ኣብ እስራኤል ብግፍዒ ንዝተቀትለ ኤርትራዊ ንምዝካር ናይ ሽምዓ ሰልፊ ተኻይዱ

ኣብ እስራኤል ብግፍዒ ንዝተቀትለ ኤርትራዊ ንምዝካር ናይ ሽምዓ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 22 October 2015 ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ብእስራኤላውያን ብዘስካሕክሕ ኣገባብ ንዝተቐትለ ኤርትራዊ መንእሰይ ንምዝካር ናይ ሽምዓ ምሸት ሰልፊ ኣካይዶም። ኣብቲ ትማሊ ሮቡዕ 21 ጥቅምቲ ኣብ ሰዓታት [...]
ዳኒኤል ተኽለሃይማኖት፣ ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝተኻየደ ወግዓዊ ምሕባር ዙር ፈረንሳ 2016  ምስ ናይ ክብሪ ዑዱማት ናብ መድረኽ ደይቡ

ዳኒኤል ተኽለሃይማኖት፣ ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝተኻየደ ወግዓዊ ምሕባር ዙር ፈረንሳ 2016 ምስ ናይ ክብሪ ዑዱማት ናብ መድረኽ ደይቡ

Radio Erena: 21 October 2015 መበል 103 ዙር ፈረንሳ 2016፣ ዝሽፍኖ ዙርያን ከባቢታን ኣብ ከተማ ፓሪስ ብወግዒ ኣብ ዝተሓበረሉ፣ ኤርትራዊ ፕሮፌሽናል ተቐዳዳማይ፣ ዳኒኤል ተኽለሃይማኖት ናይ ክብሪ ዕዱም ኮይኑ ቀሪቡ። [...]
ወከልቲ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ብዛዕባ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምዝታይ ኣብቲ ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘዳውብ ከባቢታ ምብራቅ ሱዳን ዑደት ከካይዱ’ዮም

ወከልቲ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ብዛዕባ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምዝታይ ኣብቲ ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘዳውብ ከባቢታ ምብራቅ ሱዳን ዑደት ከካይዱ’ዮም

Radio Erena: 21 October 2015 ወከልቲ ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ኣብቲ ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘዳውብ ከባቢታት ምብራቕ ሱዳን ዑደት ከካይዱ ምዃኖም ተሓቢሩ። እቶም ወከልቲ ሃገራት ፈረንሳ፣ ጀርመን፣ ኢጣልያ፣ ሽወደን፣ ብሪ [...]
ኩባንያ ሳንሪጅ ኣብ ደባርዋ ናይ ዘካይዶ ዘሎ ዕደና ፍርያት ኣብ መወዳእታ 2016 ናብ ዕዳጋ ዓለም ከቕርብ’ዩ

ኩባንያ ሳንሪጅ ኣብ ደባርዋ ናይ ዘካይዶ ዘሎ ዕደና ፍርያት ኣብ መወዳእታ 2016 ናብ ዕዳጋ ዓለም ከቕርብ’ዩ

Radio Erena : 20 October 2015 ኩባንያ ሳንሪጅ ኣብ ከባቢ ኣስመራ ናይ ዘካይዶ ዘሎ ዕደና ፍርያት ኣብ መወዳእታ ኣዋርሕ ናይ 2016 ናብ ዕዳጋ ከቕርብ ትጽቢት ከምዘሎ ኣፍሊጡ። እቲ ናይ ካናዳ ኩባንያ፣ 60 ሚእታዊት ናይ [...]
መራሕቲ ጅቡቲን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ጉዳይ የመን፣ ጸጥታ ቀይሕ ባሕርን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዘትዮም

መራሕቲ ጅቡቲን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ጉዳይ የመን፣ ጸጥታ ቀይሕ ባሕርን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዘትዮም

Radio Erena : 20 October 2015 ንጉስ ሳልማን ናይ ስዑዲ ዓረብን ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ጉለን፣ ኣብ ጉዳይ የመን፣ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ጸጥታ ቀይሕ ባሕርን ዘትዮም። ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ጉለ፣ ኣብ [...]
ቅትለት ኤርትራዊ መንእሰይ ኣብ እስራኤል ሓያል ቁጠዐ ፈጢሩ

ቅትለት ኤርትራዊ መንእሰይ ኣብ እስራኤል ሓያል ቁጠዐ ፈጢሩ

Radio Erena : 20 October 2015 ኣብ እስራኤል ከተማ ባር ሸባ፣ ብሰንበት 18 ጥቅምቲ 2015ብዘስካሕክሕ ኣገባብ ዝተቐትለ ኤርትራዊ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ሓያል ቁጠዐ ፈጢሩ። እቲ ሃብቶም ዝተባህለ ኣብ ክሊ ዕድመ መወዳ [...]
ትካላት እስራኤል፣ ብኣዕራብ ፍልስጤማውያን ክዕመም ዝጸንሐ ናይ ጉልበት ስራሕ ብኤርትራውያን ስደተኛታት ንምትክኡ ይሓስባ

ትካላት እስራኤል፣ ብኣዕራብ ፍልስጤማውያን ክዕመም ዝጸንሐ ናይ ጉልበት ስራሕ ብኤርትራውያን ስደተኛታት ንምትክኡ ይሓስባ

Radio Erena: 19 October 2015 ምምሕዳር ከተማታት እስራኤል፣ ብኣዕራብ ፍልስጤማውያን ክካየድ ዝጸንሐ ናይ ህንጻ ስርሓት ብኤርትራውያን ንምትካእ መምርሒታት ይህባ ምህላወን ጋዜጣ ዮርሳሌም ፖስት ሓቢራ። እተን ምምሕዳራት ፣ነ [...]
ኣብ እስራኤል ኣብ ዝካየድ ዘሎ ናዕቢ ሓደ ኤርትራዊ ተቐቲሉ

ኣብ እስራኤል ኣብ ዝካየድ ዘሎ ናዕቢ ሓደ ኤርትራዊ ተቐቲሉ

Radio Erena: 19 October 2015 ኣብ መንጎ እስራኤላውያንን ፍልስጤማውያንን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ናዕቢ፣ ሓደ ኤርትራዊ ብኸቢድ ድሕሪ ምቑሳሉ ናብ ሆስፒታል ምስ ተወስደ ከዝሞተ ማዕከናት ዜና እስራኤል ሓቢረን። ኣብ ከተማ ባር ሸ [...]
ኤርትራዊ ኣትለት ንጉሰ ኣምለሶም፣ ኣብ ፖርቱጋል ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ጉያ እግሪ ፍርቂ ማራቶን ተዓዊቱ

ኤርትራዊ ኣትለት ንጉሰ ኣምለሶም፣ ኣብ ፖርቱጋል ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ጉያ እግሪ ፍርቂ ማራቶን ተዓዊቱ

Radio Erena: 19 October 2015 ትማሊ ሰንበት 18 ጥቅምቲ 2015 ኣብ ፖርቱጋል፣ ከተማ ሊዝበን ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ጉያ እግሪ ፍርቂ ማራቶን፣ ኤርትራዊ ኣትለት ንጉሰ ኣምለሶን ቀዳማይ ኮይኑ ተዓዊቱ። ኣትለት ንጉሰ ኣምለ [...]
1 438 439 440 441 442 591 4400 / 5909