Category: ዜና ኤርትራ

1 429 430 431 432 433 592 4310 / 5916
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ ተማሃሮ ዘልዓልዎ ተቃውሞ ናብ ሓያሎ ከባቢታት ይልሕም

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ ተማሃሮ ዘልዓልዎ ተቃውሞ ናብ ሓያሎ ከባቢታት ይልሕም

Radio Erena: 09 December 2015 ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ ብተማሃሮ ዝፈለመ ተቃውሞ ናብ ሓያሎ ኣብያተ ትምህርቲ እቲ ክልል ይልሕም ምህላዉ ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ይገልጻ ኣለዋ። እቲ ተቃውሞታት ኣብዚ እዋን'ዚ ኣብ ኣም [...]
ወኪል ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ሱዳን፣ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብብዝሒ ናብ ስደት ዝሰጋገርሉ ዞባ ከሰላ ዑደት ኣካይዱ

ወኪል ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ሱዳን፣ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብብዝሒ ናብ ስደት ዝሰጋገርሉ ዞባ ከሰላ ዑደት ኣካይዱ

Radio Erena: 09 December 2015 ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዞባ ከሰላ ሳዕሪሩ ዘሎ ዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ደቂ ሰብ ንሃገራት ምዕራብ ልዕሊ ዝኾነ ይኹን እዋን ኣሻቒልሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ወኪል ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ሱዳን ብዛዕ [...]
መራሕቲ ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ጉዳይ ዶብ ይሰማምዑ

መራሕቲ ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ጉዳይ ዶብ ይሰማምዑ

Radio Erena: 08 December 2015 ኢትዮጵያን ኬንያን ዘሰሓሕባን ዘሎ ጉዳይ ዶብ ብሰለማዊ መንገዲ ንምፍታሕ ዝዓለም ውዕል ከቲመን። እዚ ውዕል ዝተኸተመ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ ሃይለመርያም ደሳለኝ ትማሊ ሰኑይ 7 ታ [...]
ፈረንሳ 160 መሳጊድ ክትዓጹ’ያ

ፈረንሳ 160 መሳጊድ ክትዓጹ’ያ

Radio Erena: 08 December 2015 እቲ ኣብ ዝተፈላለየ ክፋላት እታ ሃገር ዝርከቡ ኣመንቲ ምስልምና ከም መሳጊድ ክጥቐምሉ ዝጸንሑ 160 ቦታታት ክዕጾ ምዃኑ ዝግለጸሉ ዘሎ፣ ብሕጋዊ መንገዲ ስለዘይተመዝገበ ምዃኑ'ዩ ዝግለጽ። [...]
ሱዳን፣ ተወሳኺ ሰራዊት ናብ የመን ክትልእኽ’ያ

ሱዳን፣ ተወሳኺ ሰራዊት ናብ የመን ክትልእኽ’ያ

Radio Erena: 08 December 2015 እታ ሃገር ኣቐዲማ ዝልኣኸቶም ኣስታት 900 ወትሃደራት፣ ኣብ ከተማ ዓደን ኣብ ሓለዋ ዝተፈላለየ ትካላት መንግስቲ የመን ተዋፊሩ ከምዘሎ ዝሓበሩ ምንጭታት ዜና፣ ኣብዚ ቀረባ ድማ ኣስታት 15 [...]
ሕ.ኤ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝተመባጽዖ 200 ሚልዮን ዶላር ልምዓታዊ ሓገዝ፣ ብሰንኪ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ተሰናኺሉ ምህላዉ ተገሊጹ

ሕ.ኤ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝተመባጽዖ 200 ሚልዮን ዶላር ልምዓታዊ ሓገዝ፣ ብሰንኪ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ተሰናኺሉ ምህላዉ ተገሊጹ

Radio Erena: 07 December 2015 ሕብረት ኤውሮጳ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝሰልዖ 200 ሚልዮን ዶላር ልምዓታዊ ሓገዝ ንኸይክትም ኣብታ ሃገር ብዘንኪ ዘሎ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት መሰናኽል ኮይኑ ምህላዉ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት [...]
ኣብ ክልል ኦሮምያ፣ ኣብ መንጎ ተቓውሞ ዘካይዱ ዝነበሩ ተማሃሮን ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያን ድሕሪ ዝተኻየደ ግጭት ሓያሎ ተማሃሮ ተኣሲሮም

ኣብ ክልል ኦሮምያ፣ ኣብ መንጎ ተቓውሞ ዘካይዱ ዝነበሩ ተማሃሮን ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያን ድሕሪ ዝተኻየደ ግጭት ሓያሎ ተማሃሮ ተኣሲሮም

Radio Erena: 07 December 2015 ኣብ ክልል ኦሮምያ ተማሃሮ ላዕለዋይ ደረጃ እታ ሃገር ኣብ ዘካየድዎ ናዕብታት ፣ ሓይልታት ጸጥታ እታ ሃገር ንሓያሎ ካብቶም ተማሃሮ ክእስሩ እንከለዉ፣ ብውሕዱ ሰለስተ ከምዝቐተሉ ምንጭታት ዜ [...]
ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኸስተ ደርቂ ንምክትታል ኣብ ህጹጽ ሕክምና ዝዋፈር ጉጅለ ልኢኹ

ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኸስተ ደርቂ ንምክትታል ኣብ ህጹጽ ሕክምና ዝዋፈር ጉጅለ ልኢኹ

Radio Erena: 07 December 2015 ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ደርቂ ንምክትታል ኣብ ህጹጽ ሕክምና ዝዋፈር ጉጅለ ከምዝልኣኸ ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ፣ ነዚ ብሰንኪ ባህርያዊ ሓደጋ ተኸሲቱ ዘሎ ደርቂ ንምምካት ካብ ኣ [...]
ኣብ ካሊፎርንያ ኣብ ዝተኻየደ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ሓደ ኤርትራ ኣቦ ተቐቲሉ

ኣብ ካሊፎርንያ ኣብ ዝተኻየደ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ሓደ ኤርትራ ኣቦ ተቐቲሉ

Radio Erena: 05 December 2015 ኣብ ካሊፎርንያ፣ ሳን በርናርዲኖ ኣብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ኢሳቕ ገብረስላሴ ኣማንዮስ ዝተባህለ ኤርትራዊ ኣቦ ተቐቲሉ። እቲ ብሮቡዕ 02 ታሕሳስ፣ ምሸት ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ምስ ዳዒሽ ምትእስ [...]
ብሪጣንያ ካብ ኤርትራን ካልኦት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ንዝውሕዙ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ሱዳን ትዝቲ

ብሪጣንያ ካብ ኤርትራን ካልኦት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ንዝውሕዙ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ሱዳን ትዝቲ

Radio Erena: 04 December 2015 ብሪጣንያ ካብ ኤርትራን ካልኦት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ንዝርአ ዘሎ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ዝዓለም ርክብ ምስ ሱዳን ኣካይዳ። ሓላፊ ጉዳይ ስደተኛታት ዝመርሖ ልኡኽ መንግስቲ ብሪጣንያ ምስ [...]
1 429 430 431 432 433 592 4310 / 5916