Category: ዜና ኤርትራ

1 430 431 432 433 434 592 4320 / 5914
ብዝሒ ኣብ ሖሎት ናይ ዝቕየዱ ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ናብ ልዕሊ 3 ሽሕ ክብ ክብል’ዩ

ብዝሒ ኣብ ሖሎት ናይ ዝቕየዱ ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ናብ ልዕሊ 3 ሽሕ ክብ ክብል’ዩ

Radio Erena: 03 December 2015 እስራኤል፣ ኣብቲ ብክፉት ቤት ማእሰርቲ ዝፍለጥ ሖሎት ናይ ዝቀየደቶም ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ብዝሒ ናብ 3,360 ክብ ክብል'ዩ። ኣብዚ እዋን'ዚ ኣብ ሖሎቶ ተቀይዶም ናይ ዘለዉ ብዝሒ ሓተ [...]
ታንዛንያ 105 ኢትዮጵያውያን ቀይዳ

ታንዛንያ 105 ኢትዮጵያውያን ቀይዳ

Radio Erena: 03 December 2015 ፖሊስ ታንዛንያ ናብ ደቡብ ኣፍሪቃ ንምስጋር ዝወጠኑ 105 ኢትዮጵያውያን ቀይዱ። እቶም ኢትዮጵያውያን፣ ኣብ ከተማ ዳርኤ ሰላም ኣብ ዝርከብ መንበሪ ቤት ተሓቢኦም ኣብ ዝነበርሉ እዋን'ዩ፣ ፖ [...]
ኣብ መንገዲ ጁባ – ኒሙለ፣ ኣብ ልዕሊ ኣውቶቡስ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሓደ ኤርትራዊ ዝርከቦም ብውሕዱ ሸውዓተ ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ መንገዲ ጁባ – ኒሙለ፣ ኣብ ልዕሊ ኣውቶቡስ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሓደ ኤርትራዊ ዝርከቦም ብውሕዱ ሸውዓተ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 02 December 2015 ዕሙር ንግዳዊ ልውውጥ ኣብ ዘካየደሉ መንገዲ ጁባ – ኒሙለ፣ መንነቶም ዘይተፈልጡ ዕጡቃት ኣብ ልዕሊ ሓንቲ ኣውቶቡስ ብዘካየድዎ መጥቃዕቲ ሓደ ኤርትራዊ ዝርከቦም ብውሕዱ ሸውዓተ ሰባት ከምዝተ [...]
ኬንያ ምስ ሶማል ዘዳውባ 700 ኪሎሜተር ክትሓጽሮ ጀሚራ

ኬንያ ምስ ሶማል ዘዳውባ 700 ኪሎሜተር ክትሓጽሮ ጀሚራ

Radio Erena: 02 December 2015 ኬንያ ምስ ሶማልያ ዘዳውባ 700 ኪሎሜተር ክትሓጽሮ ጀሚራ። እቲ ብመንደቕን ናይ ትሪኮላታን ገመድን ዝቐውም ዘሎ ሓጹር፣ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ኬንያ ካብ እትርከብ ከተማ ማንደራ ተበጊሱ ክሳብ [...]
ቡርኪና ፋሶ ድሕሪ 30 ዓመታት፣ ብዴሞክራሳዊ ምርጫ ምስግጋር ስልጣን ተኻይዱ

ቡርኪና ፋሶ ድሕሪ 30 ዓመታት፣ ብዴሞክራሳዊ ምርጫ ምስግጋር ስልጣን ተኻይዱ

Radio Erena: 02 December 2015 ቡርኪና ፋሶ ኣብ 30 ዓመታት ንመጀመርያ እዋና፣ ብደሞክራስያዊ ምርጫ ናይ ስልጣን ምስግጋር ኣካይዳ። እዛ ብወትሃደራዊ ዕልዋታት እትፍለጥ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ እትርከብ ንእሽቶ ሃገር፣ ን10 [...]
ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኣህጉራዊ ዋዕላ ክሊማዊ ለውጢ፣  ኣስታት 150 መራሕቲ ሃገራት ይሳተፉ ኣለዉ

ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኣህጉራዊ ዋዕላ ክሊማዊ ለውጢ፣ ኣስታት 150 መራሕቲ ሃገራት ይሳተፉ ኣለዉ

Radio Erena: 01 December 2015 ብሕቡራት ሃገራት ተወዲቡ ዝበዝሐ ክፋሉ ከኣ ብመንግስቲ ፈረንሳ ተመወሊ፣ ካብ 30 ሕዳር ክሳብ 11 ታሕሳስ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዋዕላ፣ ንዓለምና ኣብ ኣሻቓሊ ደረጃ ኣብጺሑዋ ብዛዕባ ዘሎ ፍኑው [...]
ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝተዋፈሩ ፖሊስ ክልትኤን ሃገራት ሓባራዊ ዘተ ኣካይዶም

ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝተዋፈሩ ፖሊስ ክልትኤን ሃገራት ሓባራዊ ዘተ ኣካይዶም

Radio Erena: 01 December 2015 እቲ ኣብ ከተማ ደማዚን ዝተኻየደ ዘተ ፖሊስ ኢትዮጵያን ሱዳንን፣ ነቲ ንክልትኤን ሃገራት ኣብ ዘዋስን ዞባታት ብሉ ናይል ቤንሻንጉልን ንዝርአ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ሰብን ኣቑሑን ካልእ ዘይሕጋዊ [...]
ስዑዲ ዓረ፣ 900 ደቂንስትዮ ኣብ ምርጫ ኣመሓደርቲ ክወዳደራ’የን

ስዑዲ ዓረ፣ 900 ደቂንስትዮ ኣብ ምርጫ ኣመሓደርቲ ክወዳደራ’የን

Radio Erena: 01 December 2015 ኣብ ታሪኽ ስዑዲ ዓረብ ንመጀመርያ እዋኑ ኣስታት 900 ደቂንስትዮ ኣብ ምርጫ ኣመሓደርቲ ክወዳደራ'የን። ኣብ 12 ታሕሳስ ኣብ ዝካየድ ምርጫ ኣመሓደርቲ ንኽወዳደራ ድሮ ኣስታት 900 ሕጹያት [...]
ገለ ክፋል ናይቲ ኣብ ዞባ ከሰላ ዝርከብ ኣማኢት ሚልዮናት ናቕፋ በዚ ሓድሽ ንምቕያሩ ኣብ ስምምዕ ተቢጽሑ

ገለ ክፋል ናይቲ ኣብ ዞባ ከሰላ ዝርከብ ኣማኢት ሚልዮናት ናቕፋ በዚ ሓድሽ ንምቕያሩ ኣብ ስምምዕ ተቢጽሑ

Radio Erena: 30 November 2015 ኣብ ዞባ ከሰላ ካብ ዝርከብ ኣማኢት ሚልዮናት ናቕፋ፣ ንገለ ክፋሉ በዚ ሓድሽ ናቕፋ ንምቕያሩ ኣብ መንጎ እቲ ዞባን መንግስቲ ኤርትራን ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ። እዚ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ ዝግለጽ [...]
ኩዌት 33 ኢትዮጵያን ቀይዳ

ኩዌት 33 ኢትዮጵያን ቀይዳ

Radio Erena: 30 November 2015 እቶም ኣብ ሓደ ክፍሊ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክንበሩ ከምዝጸንሑ ዝተሓበሩ 33 ኢትዮጵያን፣ እቶም 5 ደቂተባዕትዮ ክኾኑ እንከለዉ እተን 28 ከኣ ደቂንስትዮ’የን። ፖሊስ ኩዌት፣ ኣብ ልዕሊ’ቶም [...]
1 430 431 432 433 434 592 4320 / 5914