Category: ዜና ኤርትራ

1 425 426 427 428 429 593 4270 / 5924
ኣብ እስራኤል፣ ብትግርኛ እትምህር መባእታ ቤት ትምህርቲ ናይ 2016 ስሩዕ ንጥፈታታ ጀሚራ

ኣብ እስራኤል፣ ብትግርኛ እትምህር መባእታ ቤት ትምህርቲ ናይ 2016 ስሩዕ ንጥፈታታ ጀሚራ

Radio Erena: 04 January 2015 ኣብ እስራኤል፣ ከተማ ቴልኣቪቭ እትርከብ ንኤርትራውያን ቆልዑ ብቋንቋ ኣደ -ብትርግኛ እትመህር መባእታ ቤት ትምህርቲ ናይ ዓመት ትምህርቲ 2016 ስሩዕ ኣካዳምያዊ ትምህርቲ ጀሚራ። እታ ካብ [...]
ስዑዲ ዓረብ ኣብ ጽባሕ ሓድሽ ዓመት 47 ሰባት ብሞት ቀጺዓ

ስዑዲ ዓረብ ኣብ ጽባሕ ሓድሽ ዓመት 47 ሰባት ብሞት ቀጺዓ

Radio Erena: 04 January 2015 ስዑዲ ዓረብ፣ ብሽበራ ዝኸሰሰቶም 47 ሰባት ኣብ ጽባሕ ሓድሽ ዓመት ብሞት ምቕጽዓ፣ ኣብ ዞባ ማእከላይ ምብራቕ ሓድሽ ወጥሪ ኣኸቲሉ ይርከብ። እታ ሃገር፣ ኤርትራ እትርከበን 35 ሃገራት ብእስ [...]
ኡጋንዳ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት እሱራት ትምሕር

ኡጋንዳ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት እሱራት ትምሕር

Radio Erena: 31 December 2015 ኡጋንዳ፣ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ልዕሊ 2 ሽሕ እሱራት ምሕረት ክግበረሎም'ዮም። ኣገልግሎት ቤት ማእሰርቲ ኡጋንዳ፣ ምሕረት ንኽግበረሎም ስም ዝርዝር ናይ 2 500 እሱራት ናብ ቤት ጽሕፈት [...]
ስዑዲ ዓረብን ቱርኪን ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ንምግባር ይሰማምዓ

ስዑዲ ዓረብን ቱርኪን ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ንምግባር ይሰማምዓ

Radio Erena: 31 December 2015 ስዑዲ ዓረብን ቱርኪን ኣብ መንጎአን ወትሃደራውያን ቁጠባንው ምትሕግጋዝ ክህሉ ተሰማሚዐን። እዚ ስምምዕ ዝተበጽሐ፣ ፕረዚደንት ቱርኪ ጣይብ ኦርዶጋን ብሰሉስ 29 ታሕሳስ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ወግ [...]
ነፈርቲ ውግእ ሊብያ፣ ኣብ ኣጅዳብያ ስደተኛታት ቀቲለን

ነፈርቲ ውግእ ሊብያ፣ ኣብ ኣጅዳብያ ስደተኛታት ቀቲለን

Radio Erena: 31 December 2015 ነፈርቲ ውግእ ሊብያ፣ ኣብ ምብራቓዊ ከተማ ኣጅዳብያ ብዘካየድኦ ደብዳብ ብውሕዱ ሓሙሽተ ስደተኛታት ተቐቲሎም። ኣብቲ ንዳዒሽ ዒላማ ዝገበረ ደብዳብ 15 ስደተኛታት'ውን ከምዝቖሰሉ'ዩ ዝግለጽ። [...]
ምቕያር ባጤራ ናቕፋ ሎሚ ከብቅዕ’ዩ

ምቕያር ባጤራ ናቕፋ ሎሚ ከብቅዕ’ዩ

Radio Erena: 30 December 2015 ምቕያር ባጤራ ናቕፋ ሎሚ ሮቡዕ 30 ታሕሳስ 2015 ከብቅዕ'ዩ። ይኹን'ምበር ባጤራ ናቕፋ ናይ ምቕያር ግዜ ሎሚ ኣብ ዝዛዘመሉ፣ ሓያሎ ወነንቲ ንኣሽቱን ማእከሎትን ትካላት ዝነበሮም ባጤራ ክ [...]
ሱዳን  ምስ ኤርትራ ዘለዋ ቱሪዝምን ኣብ ባህሊ ዝተመርኮሰ ዲፕሎማስን ንምዕባይ ትዝቲ

ሱዳን ምስ ኤርትራ ዘለዋ ቱሪዝምን ኣብ ባህሊ ዝተመርኮሰ ዲፕሎማስን ንምዕባይ ትዝቲ

Radio Erena: 30 December 2015 ሱዳን ምስ ኤርትራ ንዘሎ ቱሪዝምን ኣብ ባህሊ ዝተመርኮሰ ዲፕሎማስን ንምዕባይ ትዝቲ። እቲ ዘተ ዝተኻየደ፣ ኣብ ባህልን ካልእ ሕብረተሰባዊ ንጥፈታትን እትዋሳእ ጉጅለ ሱዳን ናብ ኤርትራ ቅድሚ [...]
ኩዌት ናብ የመን ሰራዊት ክትልእኽ’ያ

ኩዌት ናብ የመን ሰራዊት ክትልእኽ’ያ

Radio Erena: 30 December 2015 ኣባል'ቲ ብስዑዲ ዓረብ ዝምራሕ እስላማዊ ኪዳን ዝኾነት ኩዌት ናብ የመን ሰራዊት ክትልእኽ ምዃና ይግለጽ ኣሎ። ይኹን'ምበር ኩዌት ብዝሒ ናይቲ ናብ የመን እተዋፍሮ ሰራዊት ኣይተሓበረን። መጥ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ኣንጻር’ቲ ብመርማሪት ኮሚሽን ዝቐረበሉ ክሲ ጽዑቕ ዘመተ የካይድ

መንግስቲ ኤርትራ ኣንጻር’ቲ ብመርማሪት ኮሚሽን ዝቐረበሉ ክሲ ጽዑቕ ዘመተ የካይድ

Radio Erena: 29 December 2015 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣንጻር እቲ ብመርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዝቐረበሉ ክሲ ጽዑቕ ዘመተ ጀሚሩ። እቲ መንግስቲ፣ ኣብ ወጻኢ ናብ ዝርከባ ኤምባሲታት ኣመሓላሊፍዎ ብዘሎ ሓበሬታ፣ [...]
1 425 426 427 428 429 593 4270 / 5924