Category: ዜና ኤርትራ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ካናዳ፣ ጉዳይ ናይቲ ብምዝመዛ ናጻ ጉልበት ኤርትራውያን ዝተኸሰሰ ኩባንያ ኔቭሰን ክርኢ’ዩ
Radio Erena: 07 October 2016 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ካናዳ፣ ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ኩባንያ ኔቭሰን ንኤርትራውያን ኣብ ናጻ ናይ ጉልበት ምዝመዛ ኣዋፊሩ ብዝብል ንዝቐረበሉ ክሲ ክርኢ ምዃና ብ6 ጥቅምቲ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍ [...]
ንኣዲስ ኣበባን ጅቡቲን ዘራኽብ ናይ ኤለክትሪክ መንገዲ ባቡር ስርሑ ጀሚሩ
Radio Erena: 07 October 2016 750 ኪሎሜተር'ዩ ዝንውሓቱ፣ ንኣዲስ ኣበባን ጅቡቲን ዘራኽብ ናይ ኤለክትሪክ መንገዲ ባቡር ብ5 ጥቅምቲ ብወግዒ ስርሑ ጀሚሩ። ኣብ ኣፍሪቃ ንክልተ ሃገራት ዘራኸበ ናይ መጀመርያ ናይ ኤልክትሪ [...]
መራሕቲ ሱዳንን ግብጽን ኣብ ሓባራዊ ስትራቴጅያዊ ሽርክና ዘተኮረ ስምምዓት ኣካይዶም
Radio Erena: 07 October 2016 መራሕቲ ሱዳንን ግብጽን፣ ኣብ ዝተፈላለየ ጉዳያት ብሓባር ክሰርሑ ተሰማሚዖም። እቲ ስምምዕ ዝተበጽሐ፣ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ብ5 ጥቅምቲ ብ ካይሮ ዑደት ብምክያድ ምስ ፕረዚ [...]
ኣልሸባብ ኣብ ዶብ ኬንያ ሽዱሽተ ሰባት ቀቲሉ
Radio Erena: 07 October 2016 ሽበራዊ ጉጅለ ኣልሸባብ ኣብ ዶብ ኬንያ ኣብ እትርከብ ከተማ ማንደራ፣ ኣብ መንበሪ ኣባይቲ ሰለማውያን ሰባት ብምእታው ብውሕዱ ሽዱሽተ ሰባት ከምዝቀተለ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። እቲ [...]
ኣቡነ መቃርዮስ ኣብ ክፉት ቤት ማእሰርቲ ኾሎት ንዝርከቡ ኤርትራውያን በጺሖም
Radio Erena: 06 October 2016 ሓደ ካብ መስራቲ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ኣብ ሴሜን ኣመሪካ ዝኾኑ ኣቡነ መቃርዮስ፣ ኣብ እስራኤል ኣብ ኾሎት ተኣሲሮም ንዝርከቡ ኤርትራውያን በጺሖም። ኣቡነ መቃር [...]
ሑቲ፣ ንኤርትራ ኣብ ዘዋስን መጻብቦ ባብ ኤልመንደብ፣ ኣብ ዘጥቅዓ መርከብ ሓያሎ ሰራሕተኛታት ከምዝቖሰሉ ሚ/ጉ/ወጻኢ ኢማራት ተኣሚኑ
Radio Erena: 06 October 2016 ሓያሎ ሰራሕተኛታት ናይታ ሑቲ፣ ንኤርትራ ቅርበት ኣብ ዘለዎ ክሊ ማይ ባብ ኤልመንደብ ዘጥቅዓ ናይ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ መርከብ፣ ጉድኣት ከምዝበጽሖም ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢማራት ኣፍሊ [...]
ካብ ቀብሪ ናይቶም ኣብ በዓል ኢሬቻ ዝሞቱ ተወላዶ ኦሮሞ ዝምለስ ዝነበረ ህዝቢ፣ መርኣያ ተቓውሞኡ ሽዱሽተ ናይ ጽዕነት መካይን ኣቃጺሉ
Radio Erena: 06 October 2016 ኣብ ሃይማኖታዊ በዓል ህዝቢ ኦሮሞ- ኢሬቻ ኣብ ዝተላዕለ ናዕቢ ናይ ዝሞቱ ሰባት ስነ ስርዓት ቀብሪ፣ ብ4 ጥቅምቲ ድሕሪ ምፍጻሙ፣ ህዝቢ መርኣያ ተቓውምኡ ኣብ ጎደና ደው ኢለን ንዝነበራ ሽዱ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ዋጋታት ነዳዲ የጉድል
Radio Erena: 05 October 2016 ዋጋ ነዳዲ ብደረጃ ዓለም ኣንቖልቑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ኤርትራ'ውን ኣብ ዋጋታት ነዳዲ ምጉዳል ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ መንግስቲ ካብ 4 ጥቅምቲ ኣትሒዙ ግብራዊ ዝኸውን ምምሕያስ ዋጋ [...]
ሳልሳይ ዓመት ሓደጋ ላምፔዱሳ ኣብ ዝተዘከረሉ ዕለት፣ ኣስታት 6 ሽሕ ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ድሕኖም
Radio Erena: 05 October 2016 ኣስታት 360 ኤርትራውያን ኣብ ላምፐዱሳ ዝጠሓልሉ ሳልሳይ ዓመት ኣብ ዝዝከረሉ ዝነበረ ዕለት፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 6 ሽሕ ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ከምዝደሓኑ ኢጣልያ ኣፍሊ [...]
ንብሪጣንያን ፈረንሳን ዘራኽብ ወደብ ካሌ ብመንደቕ ይሕጸር ኣሎ
Radio Erena: 05 October 2016 ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ፣ ንብሪጣንያን ፈረንሳን ዘራኽብ ወደብ ካሌ ብመንደቕ ይሕጸር ኣሎ። እቲ ብመንደቕ ክሕጸር ጀሚሩ ዘሎ ከባቢታት ካሌ፣ መብዛሕቱ መራኽብ ናብ ዝጽግዓሉ ከባቢ ወደብን መ [...]