Category: ዜና ኤርትራ

1 399 400 401 402 403 592 4010 / 5916
ላዕለዎት ወትሃደራውያን ሰበ ስልጣን ጅቡቲን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ዶባት ብዛዕባ ዘሎ ጸጥታውን ወትሃድራውን ኩነታት ዘትዮም

ላዕለዎት ወትሃደራውያን ሰበ ስልጣን ጅቡቲን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ዶባት ብዛዕባ ዘሎ ጸጥታውን ወትሃድራውን ኩነታት ዘትዮም

Radio Erena: 12 May 2016 ላዕለዎት ወትሃደራውያን ሰበ ስልጣን ጅቡቲን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ዶባቶም ከጋጥም ንዝኽእል ጸጥታዊ ኩነታት ብሓባር ንምግጣሙ ዘኽእሎም መዘክር ከምዝኸተሙ ዲፕሎማሲያውያን ምንጭታት ሓቢሮም። ኣብቲ ኣኼባ፣ [...]
“ትሕቲ ዕድመ’የ” ኢሉ ኣብ ሽወደን ዑቕባ ዝሓተተ ኤርትራዊ፣ ብፈተነ ጾታዊ ዓመጽ ተኸሲሱ

“ትሕቲ ዕድመ’የ” ኢሉ ኣብ ሽወደን ዑቕባ ዝሓተተ ኤርትራዊ፣ ብፈተነ ጾታዊ ዓመጽ ተኸሲሱ

Radio Erena: 11 May 2016 ማዕከን ዜና ደልይሊ መይል ኣብ ናይ 10 ግንቦት ትሕዝትኡ ኣቕሪብዎ ብዘሎ ጸብጻብ መሰረት፣ እቲ ወዲ 15 ዓመት'የ ኢሉ ዑቕባ ድሕሪ ምሕታቱ ምስ ካልኣዩ ኣብ ትሕቲ ሓንቲ ስድራ ክእለ ዝተወሰነሉ ኢ [...]
ተማሃሮ ማሕበረ-ኮም ጅዳን ሪያድን፣ ኣንጻር ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ዝቃወም ቅጥዒ ክመልኡ ይግደዱ

ተማሃሮ ማሕበረ-ኮም ጅዳን ሪያድን፣ ኣንጻር ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ዝቃወም ቅጥዒ ክመልኡ ይግደዱ

Radio Erena: 11 May 2016 ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ከተማታት ጅዳን ሪያድን ዝርከባ ናይ ኤርትራውያን ኣብያተ ትምህርቲ ዝምሃሩ ካብ 16 ዓመት ዝዕድሚኦም ኤርትራውያን፣ ብኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ዝተዳለወ ንጸብጻብ መርመሪት ኮሚሽን ሰብ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ፌስቡክ ዝተፈላለየ ሓበሬታ ከመሓላልፍ ንዝጸንሐ ዜጋኡ ብሽበራ ከሲሱ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ፌስቡክ ዝተፈላለየ ሓበሬታ ከመሓላልፍ ንዝጸንሐ ዜጋኡ ብሽበራ ከሲሱ

Radio Erena: 11 May 2016 ብዛዕባ'ቲ ኣብ ክልል ኦሮሞ ዝተወልዐ ግጭት ብዝምልከት ብመንገዲ ፌስቡክ ዝተፈላለየ ሓበሬታ ከመሓላልፍ ከምዝጸንሐ ዝተጠቕሰ ኢትዮጵያዊ፣ ብግብረ ሽበራ ተኸሲሱ። እቲ ኣብ ፌስቡክ ብዝጸሓፎ መልእኽታት [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ናይ ዕደና ዕዳጋ ድሕሪ ምጽንባራ፣ ዓመታዊ ናብ ወጻኢ እትልእኮ  ነገራት (exports)  ኣስታት 533 ሚልዮን ዶላር ከምዝበጽሐ ተሓቢሩ

ኤርትራ፣ ኣብ ናይ ዕደና ዕዳጋ ድሕሪ ምጽንባራ፣ ዓመታዊ ናብ ወጻኢ እትልእኮ ነገራት (exports) ኣስታት 533 ሚልዮን ዶላር ከምዝበጽሐ ተሓቢሩ

Radio Erena: 10 May 2016 ኤርትራ ናብ ወጻኢ ሃገራት እትልኮ ነገራት (ሰደድ-exports)፣ ዓመታዊ ኣስታት 533 ሚልዮን ዶላር ከምዝበጽሐ ኣብ ቁጠባ ሃገራት መጽናዕቲ ዘካይድ ኣህጉራዊ ትካል The Observatory of [...]
ብመንግኝነት ቀጠር ዝተወደበ ዘተ ሰላም ዳርፉር ኣብ ካርቱም ተኻይዱ

ብመንግኝነት ቀጠር ዝተወደበ ዘተ ሰላም ዳርፉር ኣብ ካርቱም ተኻይዱ

Radio Erena: 10 May 2016 ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ቀጠር ኣሕመድ ቢን ዓብዱላ ቢን ዛይድ ኣል ማሕሙድ፣ ብዛዕባ መስርሕ ሰላም ዳርፉር ንምዝታይ ሱዳን ኣትዩ። እቲ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ቀጠር፣ ብቀዳም 7 ግንቦት ካርቱም ድ [...]
ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ንምግምጋም ኣብ ኤርትራ ዑደት ዘካየዱ ሰበ ስልጣን ስዊዘርላንድን ጀርመንን፣ ኣብ ኣብያተ ማእሰርትን ወትሃደራዊ መዓስከራትን ከይበጽሑ ተኸልኪሎም

ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ንምግምጋም ኣብ ኤርትራ ዑደት ዘካየዱ ሰበ ስልጣን ስዊዘርላንድን ጀርመንን፣ ኣብ ኣብያተ ማእሰርትን ወትሃደራዊ መዓስከራትን ከይበጽሑ ተኸልኪሎም

Radio Erena: 09 May 2016 መንግስቲ ኤርትራ፣ ንምዕራባውያን ዲፕሎማሰኛታት ዝኣተዎ፣ "ሃገራዊ ኣገልግሎት ናብ 18 ኣዋርሕ ከነውርዶ ኢና፣" ዝብል መብጾዓ ከምዘየተግበረ ኣብ ኤርትራ ዑደት ዘካየዱ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ስዊዘር [...]
ህግደፍ፣ “ኣብ 25 ዓመታት ናጽነት ናብ ርሁው መድረኽ ንሰጋገር ኣለና ይብል”፣ ዋሕዚ ዜጋታት ናብ ስደት ከኣ ብዝልዓለ መልክዑ ይቕጽል

ህግደፍ፣ “ኣብ 25 ዓመታት ናጽነት ናብ ርሁው መድረኽ ንሰጋገር ኣለና ይብል”፣ ዋሕዚ ዜጋታት ናብ ስደት ከኣ ብዝልዓለ መልክዑ ይቕጽል

Radio Erena: 09 May 2016 ኤርትራ ናብ ርሁው መድረኽ ትሰጋገር ኣላ ክብል ህግደፍ ብምኽንያት መበል 25 ዓመት ጽምብል ናጽነት ኤርትራ ጎስጓስ ኣብ ዘካይደሉ ዘሎ እዋን፣ ዋሕዚ ዜጋታት ናብ ስደት ብዝልዓለ መልክዑ ይቕጽል ምህ [...]
እስማዒል ዑመር ጉለ፣ ንራብዓይ እዋኑ ፕረዚደንት ጅቡቲ ንምዃን ቃል መሓላ ፈጺሙ

እስማዒል ዑመር ጉለ፣ ንራብዓይ እዋኑ ፕረዚደንት ጅቡቲ ንምዃን ቃል መሓላ ፈጺሙ

Radio Erena: 09 May 2016 እስማዒል ዑመር ጉለ፣ ንራብዓይ እዋኑ ፕረዚደንት ጅቡቲ ንምዃን ትማሊ ሰንበት 8 ግንቦት ቃል መሓላ ፈጺሙ። ካብ ኣኩኡ ጉለድ ሓሰን ኣፕቲዶን ኣብ 1999 ስልጣን ዝተረከበ ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር [...]
ባይቶ ሰሜን ኮርያ ድሕሪ 36 ዓመታት ንመጀመርያ እዋኑ ኣኼባ ኣካይዱ

ባይቶ ሰሜን ኮርያ ድሕሪ 36 ዓመታት ንመጀመርያ እዋኑ ኣኼባ ኣካይዱ

Radio Erena: 09 May 2016 ፕረዚደንት ሰሜን ኮርያ ኪም ጆንግ ኡን፣ ንባይቶ ሰልፊ ሰራሕተኛታት እታ ሃገር ድሕሪ 36 ዓመታት ንመጀመርያ እዋኑ ኣኪቡ። ባይቶ እታ ሃገር ድሕሪ'ቲ ቀዳማይ ፕረዚደንት ሰሜን ኮርያ ኪም ሶንግ ኢል [...]
1 399 400 401 402 403 592 4010 / 5916