Category: ዜና ኤርትራ

1 400 401 402 403 404 592 4020 / 5915
ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ከተማ ፓሪስ፣ ኣብ ኣገልግሎት ዘይረከብ ቤት ትምህርቲ ሴሮም ብምእታው ክቕመጡ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ብጎነጽ ፖሊስ ተኣልዮም

ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ከተማ ፓሪስ፣ ኣብ ኣገልግሎት ዘይረከብ ቤት ትምህርቲ ሴሮም ብምእታው ክቕመጡ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ብጎነጽ ፖሊስ ተኣልዮም

Radio Erena: 06 May 2016 ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ከተማ ፓሪስ፣ ኣብ ኣገልግሎት ዘይረከብ ቤት ትምህርቲ ሴሮም ብምእታው ክቕመጡ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ንምግዓዞም ፖሊስ ፈረንሳ ጎነጽ ከምዝተጠቕሙ ተጣበቕቲ ሰብ [...]
ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ኢህወደግ፣ ናብ ኤርትራ ክትሰግሩ ሓሲብኩም ተባሂሎም ብዝተኸሱ መራሕቲ ተቓወምቲ ከም መሰኻክር ይርቁሑ

ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ኢህወደግ፣ ናብ ኤርትራ ክትሰግሩ ሓሲብኩም ተባሂሎም ብዝተኸሱ መራሕቲ ተቓወምቲ ከም መሰኻክር ይርቁሑ

Radio Erena: 05 May 2016 ብግንቦት ሸውዓተ ናብ ዝፍለጥ ተቓዋሚ ንምጽንባር ናብ ኤርትራ ክሰግሩ ተታሒዞም ዝብል ክሲ ዝተመስረተሎም ኣርባዕተ ኢትዮጵውያን፣ ካብቲ ቀሪብሎም ዘሎ ክሲ ናጻ ምኳኖም ንምርግጋጽ ሓያሎ ላዕለዎት ሰበ [...]
መንግስታት ካርቱምን ጁባን፣ ዛጊት ኣብ መዕለቢኡ ዘይበጽሐ ዘስሓሕቦም ጉዳያት ብሰለማዊ መንገዲ ንምፍትሑ ዘለዎም ተስፋ ይገልጹ

መንግስታት ካርቱምን ጁባን፣ ዛጊት ኣብ መዕለቢኡ ዘይበጽሐ ዘስሓሕቦም ጉዳያት ብሰለማዊ መንገዲ ንምፍትሑ ዘለዎም ተስፋ ይገልጹ

Radio Erena: 05 May 2016 መንግስታት ካርቱምን ጁባን፣ ዛጊት ኣብ መዕለቢኡ ዘይበጽሐ ዘስሓሕቦም ጉዳያት ብሰለማዊ መንገዲ ንምፍትሑ ዘለዎም ተስፋታት ገሊጾም። እቲ ብሰንኪ ግጭት ደቡብ ሱዳን ተወንዚፉ ዝጸንሐ ጉዳያት ክልትኤን [...]
ሚኒስተር ኢምግሬሽን ነርወይ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ከይገሹ ተጠንቕቕ

ሚኒስተር ኢምግሬሽን ነርወይ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ከይገሹ ተጠንቕቕ

Radio Erena: 04 May 2016 ኣብ ነወርይ ፖለቲካዊ ዑቕባ ዝተዋህቦም ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ከይገሹ መጠንቐቕታ ተመሓላሊፉ። ብመሰትረ ኣብ ማዕከን ዜና ነርወይ ቱደይ ቀሪቡ ዘሎ ሓበሬታ፣ ሚኒስተር ኢምግሬሽን ሲልቪ ሊስቶግ ኣብ [...]
ወከልቲ ባይቶ ጸጥታ ናብ ሶማል ምብጻሕ ክፍጽሙ’ዮም፣ ናብ ኤርትራ ንምብጻሕ ዝቐረበ ሓሳብ ግና ብተቓውሞ ኣመሪካ ተሰሪዙ

ወከልቲ ባይቶ ጸጥታ ናብ ሶማል ምብጻሕ ክፍጽሙ’ዮም፣ ናብ ኤርትራ ንምብጻሕ ዝቐረበ ሓሳብ ግና ብተቓውሞ ኣመሪካ ተሰሪዙ

Radio Erena: 04 May 2016 ወከልቲ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ መፋርቕ ናይዚ ወርሒ'ዚ ናብ ሶማል ዑደት ከካይዱ'ዮም። እዋናዊ ፕረዚደንት ናይቲ ባይቶን ቀዋሚ ኣምባሳደር ግብጺ ኣብ ሕቡራት ሃገራትን ዓምር ኣቡላታ ብሰኑይ [...]
መራሒ ሑቲ ናይ የመን ኢዱ ናብ ኤርትራ የወጣውጥ

መራሒ ሑቲ ናይ የመን ኢዱ ናብ ኤርትራ የወጣውጥ

Radio Erena: 04 May 2016 መራሒ ናይቶም ብኣንሳሩኣላሕ ዝፍለጡ ተቓወምቲ ሑቲ ናይ የመን ሰይድ ዓብዱልማሊክ ኣል ሑቲ፣ ንኤርትራ ኣጠንቒቑ። እቲ መራሒ ብቴሌቪዥን ናይቲ ጉጅለ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፣ እስራኤል ምስ ስዑዲ ብ [...]
ሎሚ 3 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጽነት ፕረስ ይዝከር ኣሎ

ሎሚ 3 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጽነት ፕረስ ይዝከር ኣሎ

Radio Erena: 03 May 2016 ሎሚ 3 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጽነት ፕረስ ይዝከር ኣሎ። ብደረጃ ዓለም፣ መንግስቲ ኤርትራ ካብ ቀዳሞት ጸላእቲ ፕረስ ምዃኑ ብምክኝያት እዛ ዕለት ኣብ ዝተፈላለየ ኩርንዓት ዓለም ዝወጽእ ዘሎ መ [...]
ኣብ ኤርትራ ተዓቝቦም ዝጸንሑ 37 ሶማላውያን ስደተኛታት ናብ ኣመሪካ ንምጥያሳ ስሎቫክያ ኣትዮም

ኣብ ኤርትራ ተዓቝቦም ዝጸንሑ 37 ሶማላውያን ስደተኛታት ናብ ኣመሪካ ንምጥያሳ ስሎቫክያ ኣትዮም

Radio Erena: 03 May 2016 ኣብ ኤርትራ ተዓቝቦም ዝጸንሑ 37 ሶማላውያን ስደተኛታት ናብ ኣመሪካ ንምጥሳ ናብ ስሎቫክያ ከምዝኣተዉ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ትማሊ 2 ግንቦት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እ [...]
ብሪጣንያ ወትሃደራታ ናብ ሶማልን ደቡብ ሱዳንን ከተዋፍር ጀሚራ

ብሪጣንያ ወትሃደራታ ናብ ሶማልን ደቡብ ሱዳንን ከተዋፍር ጀሚራ

Radio Erena: 03 May 2016 ብሪጣንያ 10ታት ወትሃደራታ ናብ ሶማል ኣዋፊራ። እቶም ኣብ ስልጠና፣ ወትሃደራዊ ስለያን ካልእ ንጥፈታትን ዝዋፈሩ ኣባላት ሰራዊት ብሪጣንያ፣ ትማሊ ናብ ከተማ ሞቛድሾ ኣብ ዝኣትውሉ፣ ላዕለዎት ኣዘዝ [...]
1 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ

1 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ

Radio Erena: 02 May 2016 1 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ትማሊ ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ ውዒሉ። ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፣ ኣብ ከም በዓል ኤርትራ፣ ኩባን ሰሜን ኮርያ ዝኣመሰላ ሃገራት ብሰልፍን ካልእ ንጥፈታትን [...]
1 400 401 402 403 404 592 4020 / 5915