Category: ዜና ኤርትራ
መንገዲ ኣየር ቀጠር፣ ናብ ኣስመራ ዘካይዶ ዝነበረ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ኣቛሪጹ
Radio Erena: 05 December 2016 መንገዲ ኣየር ቀጠር፣ ካብን ናብን ኣስመራን ዶሓን እተካይዶ ዝነበረት ናይ መጓዓዝያ በረራታት ካብ 3 ታሕሳስ ኣትሒዛ ኣቛሪጹ። እቲ ኣብ ወርሒ ነሓሰ 2014 ናይ መጓዓዝያ በራራታት ዝጀመረ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ንምምላስ ኤርትራውያን መንገዲ ከጣጥሕ ከምዝኽእል ናብ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት እስራኤል ደብዳቤ ልኢኹ
Radio Erena: 05 December 2016 ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ዓዶም ንምምላስ፣ መንግስቲ ኤርትራ መንገዲ ከጣጥሕ ከምዝኽእል ካብ እስራኤል ካብ ዝርከብ ኤምባሲ ኤርትራ ናብ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት እ [...]
ንጉስ ሳልማን ናይ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገራት ወሽመጥ ዑደት የካይድ
Radio Erena: 05 December 2016 ንጉስ ሳልማን ናይ ስዑዲ ዓረብ፣ ናብ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ዑደት ንምክያድ፣ ጉዕዞኡ ብቀዳም 3 ታሕሳስ ብሕቡራት ኢማራት ጀሚሩ። ካብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ቀጺሉ ድማ ናብ ቀጠር፣ ባሕሬንን [...]
ቻይና ካብ መሬታ ወጻኢ ብዘይካ ኣብ ጅቡቲ ኣብ ካልእ ሃገር ወትሃደራዊ መዓስከር ንምህናጽ መደብ ከምዘይብላ ትገልጽ
Radio Erena: 02 November 2016 ቻይና ካብ መሬታ ወጻኢ ብዘይካ ኣብ ጅቡቲ ኣብ ካልእ ሃገር ወትሃደራዊ መዓስከር ንምህናጽ መደብ ከምዘይብላ ንመግለጺ ሚኒስተሪ ምክልኻል እታ ሃገር ብምጥቃስ ሮይተርስ ሓቢሩ። ቻይና፣ ካብ መ [...]
ሓደ ካብ ላዕለዎት መራሕቲ ተቓወምቲ ውድባት ኦሮሞ፣ ካብ ኤወሮጳ ናብ ኣዲስ ኣበባ ድሕሪ ምምላሱ ተቐይዱ
Radio Erena: 02 November 2016 መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሓደ ካብ ላዕለዎት መራሕቲ ተቓወምቲ ውድባት ኦሮሞ ዶክተር መራራ ጎዲና፣ ከምዝቐየዶ ዋሽንግተን ፖስት ሓቢሩ። እቲ ሓደ ካብ ጸለውቲ መራሕቲ ተቓወምቲ ውድባት እታ ሃገር [...]
ስዑዲ ዓረብ ምስ ግብጺ ሻሕኪሩ ዘሎ ዝምድንኣ ናብ ንቡር ክምለስ፣ ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢኡ ክሰጎ ከምዝሓተተት ተሓቢሩ
Radio Erena: 02 November 2016 ስዑዲ ዓረብ ምስ ግብጺ ሻሕኪሩ ዘሎ ዝምድንኣ ናብ ንቡር ክምለስ፣ ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢኡ ሳምሕ ሹክሪ ካብ መዝነቱ ክሰጎ ከምዝሓተተት ንዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ብም [...]
ኤርትራን ጅቡቲን ንኢራን ይወቕሳ
Radio Erena: 01 December 2016 ኢራን ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ጣልቃ ትኣቱ ኣላ ክትብል ጅቡቲ ንዝሃበቶ መግለጺ፣ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢራን ነጺግዎ። ኣፈኛ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢራን ባሕራም ቓሰሚ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ሰ [...]
ኣማኢት ሱዳናውያን፣ ንወሰኽ ዋጋታት ነዳዲን መድሃኒትን ንምቅዋም ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም
Radio Erena: 01 December 2016 ኣማኢት ሱዳናውያን፣ ንናህሪ ዋጋታት ነዳዲን መድሃኒትን ንምቅዋም ኣብ ካርቱም ከባቢ ኡምዱርማን ሰለማዊ ሰልፊ ከምዘካየዱ ምንጭታት ዜና ሓቢሮም። ፖሊስን ሓይልታት ጸጥታን ሱዳን፣ ነቶም ብሮቡ [...]
ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሶማል ንሳልሳይ እዋኑ ተሰጋጊሩ
Radio Erena: 01 December 2016 ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሶማል ንሳልሳይ እዋኑ ከምዝተሰጋገረ ኮሚሽን ምርጫ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ምርጫ ሶማል ዑመር መሓመድ ዓብዱለ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ እቲ ንሮቡዕ ክካየድ ተወጢኑ ዝነበ [...]
ፓርላማ ኤውሮጳ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራ ዝዝቲ ኣኼባ ኣካይዱ
Radio Erena: 30 November 2016 ብኣየርላንዳዊ ኣባል ባይቶ ኤውሮጳ ብርያን ሃየስ ዝተወደበ፣ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራ ዝዝቲ ኣኼባ ኣብ ቤልጁም ከተማ ብራስለስ፣ ብሰኑይ 28 ሕዳር ተኻይዱ። ኣብቲ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት፣ [...]