Category: ዜና ኤርትራ
ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ንራብዓይ ዓመት ስርሒት ፎርቶ ይዝክሩ
Radio Erena: 20 January 2017 ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ን21 ጥሪ፣ መበል ራብዓይ ዓመት ስርሒት ፎርቶ ይዝክሩ ኣለዉ። እቶም ኤርትራውያ፣ ብመንገዲ ማሕበራዊ ሜድያታትን መራኸቢታትን ኣብ [...]
“ኣብ ኤርትራ፣ 2 ሚልዮን ህዝቢ ናይ መግቢ ረዲኤት የድልዮ” CARE International
Radio Erena: 19 January 2017 ኣብ ኤርትራ፣ ክሳብ 2016 ኣብ ዝነበረ ግዜ፣ ኣስታት 2 ሚልዮን ህዝቢ ናይ መግቢ ረድኤት ከምዘድልዮ CARE International ዝተባህለ ኣህጉራዊ ትካል ገሊጹ። እቲ ትካል፣ 'ብስቕታ ዝ [...]
ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 19 January 2017 ካብ ዓሌት ሙርለ ዝኾኑ ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ዶብ ኣብ ዝርከብ ክልል ጋምቤላ ናይ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ተወላዶ እቲ ከባቢ ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 10 ሰባት ከምዝቐተሉ ምን [...]
ጋምብያ፣ ሚኒስተራት ካብ ስልጣን ምውራድ ንዝሓንገደ ፕረዚደንት ይርሕርሑ
Radio Erena: 19 January 2017 ኣብ ምርጫ ዝተሳዕረ ፕረዚደንት ጋምብያ ያሕያ ጃምህ፣ ካብ ስልጣን ከምዘይእለ ደጊሙ ድሕሪ ምርግጋጹ፣ ሕብረት ኣፍሪቃ ከም ወግዓዊ መራሒ እታ ሃገር ንኸይቅበሎን፣ ወትሃደራዊ ምትእትታው ክፍጽም [...]
ኤርትራ፣ 51 ሃገራት ካብ ዝሳተፍኦ መጻረዩ ግጥማት ዋንጫ ኣፍሪቃ 2019 ትግለል
Radio Erena: 18 January 2017 ብህድማ ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ዝተዳኸመት ኤርትራ፣ ኣብ ካሜሮን ኣብ ዝእንገድ ዋንጫ ኣፍሪቃ 2019 ከምዘይትሳተፍ ተረጋጊጹ። CAF ኣብ ዘቕረቦ ዝርዝር ናብቲ ዕጫ ዝተሳተፋ 51 ሃገራት፣ ኤርት [...]
ሓይልታት ጸጥታ፣ ኣረጊት ናቕፋን ናይ ወጻኢ ባጤራን ወኒኖም ጸኒሖም ንዝበልዎም ሓያሎ ኤርትራውያን ይኣስሩ
Radio Erena: 18 January 2017 ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ፣ ዘይሕጋዊ ባጤራታት ወኒኖም ጸኒሖም ንዝበልዎም ሓያሎ ኤርትራውያን ይኣስሩ ምህላዎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቲ፣ ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ዘይሕጋዊ [...]
ትልሂት ንምቕራብ ናብ ኣውስትራልያ ካብ ዝኸደት ጉጅለ ባህሊ ህግደፍ፣ ስዒድ ዓብደላ ዑቕባ ንምሕታት ተሪፉ
Radio Erena: 17 January 2017 ኣብ ኣውስትራልያ፣ ሙዚቃዊት ትልኢት ንምቕራብ ካብ ዝኸደት ጉጅላ ባህሊ ህግደፍ፣ ህቡብ ድምጻዊ ስዒድ ዓብደላ ዑቕባ ንምሕታት ኣብታ ሃገር ከምዝተረፈ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። ብቋንቋ [...]
ሱዳን፣ ምምላስ ኤርትራውያን ስደተኛታት ትቕጽል
Radio Erena: 17 January 2017 መንግስቲ ሱዳን ካብ ዝሓለፈ ዓመት ኣትሒዙ ከተግብሮ ዝጸንሐ ምምላስ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኤርትራ ይቕጽሎ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ኣብ ዶብ ኤርትራን [...]
ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ምስ ሪያል ማድሪድ ክጽንበር’ዩ
Radio Erena: 17 January 2017 ኣብ ታሪኽ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ሽወደን ብዕድመ ዝነኣሰ ተጻዋታይ ኮይኑ፡ ዝሓለፈ ሰንበት ኣብ መበል 17 ዓመትን 109 መዓልታትን ዕድሚኡ ኣንጻር ኣይቮሪኮስት ዝተሰለፈ ኤርትራዊ ሽወደ [...]
ኣብ ጁባ፣ ብዘይሕጋዊ ፍቓድ ተወኒኑ ዝጸንሐ 1200 ጠበናጁ ተኣኪቡ
Radio Erena: 17 January 2017 ሓይልታት ጸጥታ ደቡብ ሱዳን፣ ዘይሕጋዊ ኣጽዋር ንምቁጽጻር ገዛ ገዛ እናኣተው ኣብ ዘካየድዎ ተፍትሽ 1200 ጠበናጁ ከምዝሓዙ ገሊጾም። ጸጥታ ከተማ ጁባ ንምርግጋእ ኣብ ዝግበር ዘሎ ጻዕሪ፣ ሰ [...]