Category: ዜና ኤርትራ
“ኤርትራ ኣብ ልዕሊኣ ዝተነብረ እገዳ ንኽልዓል፣ ገና ዘይተማልአ ኩነታት ኣሎ፣” ኣምባሳደር ብሪጣንያ
Radio Erena: 19 May 2017 ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ ንኽልዓል፣ ገና ዘይተማልአ ኩነታት ከምዘሎ ቀዋሚ ወኪል ብሪጣንያ ኣብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣምባሳደር ማቲው ራይክሮፍ ምግላጹ ማዕከን ዜና ኢንረ ፕረስ ቲቪ [...]
ፈረንሳ፣ ካብ 22 ኣባላት ካቢነ ሚኒስተራት እተን 11 ደቂንስትዮ ኮይነን
Radio Erena: 19 May 2017 ሓድሽ ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን ኣብ ስልጣን ድሕሪ ምምጽኡ ኣብ ዝቖመ ሓድሽ መንግስቲ፣ ፍርቂ ካብ ብዝሒ ኣባላት ካቢነ ሚኒስተራት እታ ሃገር ደቂንስትዮ ኮይነን። ወዲ 39 ዓመት ፕረዚደን [...]
ኢትዮጵያ፣ ስምምዕ ናይል ዘዋስነን ሃገራት ክመሓየሽ ብግብጺ ንዝቐረበ እማመ ነጺጋ
Radio Erena: 19 May 2017 ኢትዮጵያ፣ ተበግሶ ናይተን ወሓይዘን ናብ ናይል ዝፈስስ ሃገራት ስምምዕ ክመሓየሽ ብግብጺ ንዝቐረበ እማመ ነጺጋ። እታ ሃገር ነዚ እማመ ከምዝነጸገት ዝግለጽ ዘሎ፣ ክኢላታት ኢትዮጵያ፣ ግብጽን ሱዳንን [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣስታት 5 ሚልዮን ናይ ወጻኢ ዜጋታት ንምስጓግ ምድላዋታ ተካይድ
Radio Erena: 18 May 2017 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብታ ሃገር ብዘይሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዝነብሩ ኣስታት 5 ሚልዮን ወጻእተኛታት ንምስጓግ ምድላዋት ተካይድ ከምዘላ ኣፍሊጣ። እታ ሃገር ነዚ ምድላዋት ተካይድ ምህላዋ ዘፍለጠት [...]
ግብጺ፣ ተጠቀምቲ ፌስቡክ መንነት ወረቀት ከመዝግቡ ዝብል እማመ ተቕርብ
Radio Erena: 18 May 2017 መንግስቲ ግብጺ፣ ተጠቐምቲ ማሕበራዊ ሜድያታት ብፍላይ ድማ ፌስቡክ፣ መንነት ወረቐቶም ከምዝግቡ ዝብል እማመ ከምዘቕረበ CNN ሓቢሩ። ብመሰረት እዚ ብኣባላት ፓርላማ እታ ሃገር ተነዲፉ ኣብ ጋዜጣታት [...]
ወደብቲ ዋዕላ መንእሰያት ህግደፍ ሆላንድ፣ ካብ ምምሕዳር ከተማ ቨልድሆቨን 180 ሽሕ ኤውሮ ካሕሳ ሓቲቶም
Radio Erena: 17 May 2017 ወደብቲ ናይቲ ብተቓውሞ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ዝተሰናኸለ ዋዕላ መንእሰያት ህግደፍ ኣብ ሆላንድ፣ ካብ ምምሕዳር ከተማ ቨልድሆቨን፣ 180 ሽሕ ኤውሮ ካሕሳ ከምዝሓተቱ መርበባት ሓበሬታ ካብታ ሃገ [...]
ኤውሮጳ፣ ኣንጻር ኣኼባታት ህግደፍ ተቓውሞታት ይቕጽል
Radio Erena: 17 May 2017 ከም መቐጸልታ ናይቲ ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ኣንጻር ኣኼባታት ህግደፍ ዘካይድዎ ዘለዉ ተቓውሞታት፣ ኣብ ጀርመን ከተማ ከለን'ውን ዝነብሩ ኤርትራውያን'ውን ብሰንበት 14 ግንቦት ተመሳሳሊ ተቓውሞ [...]
ብሰንኪ ክፍሊት ኣድማ ከካየድ ዝቐነየ ሰራዊት ኣይቮሪኮስት ምስ መንግስቲ ኣብ ስምምዕ በጺሑ
Radio Erena: 17 May 2017 ብሰንኪ ክፍሊት ኣድማን ናዕብን ከከይድ ዝቐነየ ሰራዊት ኣይቮሪኮስት ምስ መንግስቲ ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሐ ይግለጽ ኣሎ። እቲ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ ዝግለጽ ዘሎ፣ እቲ ኣብ ከተማ ቦዋከ ዝጀመረ ኣድማ [...]
ሓደ ካብ ዓበይቲ መዓስከራት ስደተኛታት ኢጣልያ ብጉጅለ ማፍያ ክመሓደር ምጽንሑ ተሓቢሩ
Radio Erena: 17 May 2017 ሓደ ካብ ዓበይቲ መዓስከራት ስደተኛታት ኢጣልያ ብማጉጅለ ማፍያ ክመሓደር ምጽንሑ ፖሊስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ፖሊስ ኢጣል ብሰኑይ 15 ግንቦት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ኣብ ካላብርያ፣ ኢዞላ ዲ ካፖ ሪዙ [...]
ኮሚተ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ኤርትራን ሶማልን ክዝቲ’ዩ
Radio Erena: 16 May 2017 ኮሚተ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ ኤርትራን ሶማልን ክዝቲ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚተ ኣብቲ ጽባሕ ሮቡዕ 17 ግንቦት ኣብ ሰዓታት ቅድሚ ቀትሪ ዘካይዶ ዘተ፣ ብዛዕባ'ቲ ኤርትራ ካብ [...]