Category: ዜና ኤርትራ

1 304 305 306 307 308 644 3060 / 6436
ኤርትራ ኣባል ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ኮይና ምምራጻ፣ ካብ ሓያሎ ኣህጉራውያን ትካላት ተቓውሞታት ይስማዕ ኣሎ

ኤርትራ ኣባል ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ኮይና ምምራጻ፣ ካብ ሓያሎ ኣህጉራውያን ትካላት ተቓውሞታት ይስማዕ ኣሎ

Radio Erena: 14 October 2018 ኤርትራ ኣባል ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ክትከውን ምምራጻ፣ ሓያሎ ኣህጉራውያን ተጣበቕቲ መሰላት ተቓውሞታት የስምዑ’ለዉ። ሓልዮት ንሰብኣዊ መሰላት ኤርትራን ህዩማን ራይትስ ዎ [...]
ንምኽፋት ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ተኸቲሉ፣ ኣብ ትግራይ ሕጽረት ነዳዲ የጋጥም

ንምኽፋት ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ተኸቲሉ፣ ኣብ ትግራይ ሕጽረት ነዳዲ የጋጥም

Radio Erena: 14 October 2018 ምስ ምኽፋት ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ሓያሎ ከተማታት ትግራይ ሕጽረት ነዳዲ ኣጋጢሙ ከምዘሎ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ኣብዚ ብፍኑው ዝካየድ ዘሎ ንግዳዊ ምልውዋጥን፣ ምንቅስ [...]
ገደም፣ ማእከል መሰልጠኒ ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ንምስልጣን ይዳሎ ከምዘሎ ተገሊጹ

ገደም፣ ማእከል መሰልጠኒ ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ንምስልጣን ይዳሎ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 12 October 2018 ኣብ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከብ፣ ገደም ማእከል መሰልጠኒ ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ንምስልጣን ይዳሎ ከምዘሎ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም። እቲ ካብ ሕርጊጎ ንደቡብ 10 [...]
ኢጣልያ፣ ናይ ዑቕባ መሰሎም ንዝነጸገቶም ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምስጓጎም ትሕልን

ኢጣልያ፣ ናይ ዑቕባ መሰሎም ንዝነጸገቶም ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምስጓጎም ትሕልን

Radio Erena: 12 October 2018 ኢጣልያ፣ ዘቕረብዎ ናይ ዑቕባ መሰል ንዝተነጽጉን ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎምን ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያ ንምስጓግ መደብ ከምዘለዋ ተገሊጹ። እዚ ዝግለጽ ዘሎ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር [...]
ሶማል፣ ናይ ዝኾነት ሃገር ምትእትታው ከምዘይትደሊ ኣብ ስዑዲ ምብጻሕ ዘካይድ ዘሎ ቀዳማይ ሚኒስተራ ገሊጹ

ሶማል፣ ናይ ዝኾነት ሃገር ምትእትታው ከምዘይትደሊ ኣብ ስዑዲ ምብጻሕ ዘካይድ ዘሎ ቀዳማይ ሚኒስተራ ገሊጹ

Radio Erena: 12 October 2018 ኣብ ስዑዲ ዓረብ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዘካየድ ዘሎ ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ዓሊ ኻይረ፣ ዝኾነት ሃገር ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ሃገሩ ክትኣቱ ከምዘይትፈቅድ ገሊጹ። ቀዳማይ ሚኒስተር ዓሊ ኻይረ [...]
ብስም ሚሊሻ ዓጢቖም ዝጸንሑ ልዕሊ 65 ዓመት ዝዕድሚኦምን ካልኦት ዜጋታትን፣ ጠበናጅኦም ከረከቡ’ዮም

ብስም ሚሊሻ ዓጢቖም ዝጸንሑ ልዕሊ 65 ዓመት ዝዕድሚኦምን ካልኦት ዜጋታትን፣ ጠበናጅኦም ከረከቡ’ዮም

Radio Erena: 11 October 2018 ብስም ህዝባዊ ሚሊሻ፣ ካብ 65 ዓመት ዝዕድሚኦም ንላዕሊን ካልኦት ዜጋታትን ዓጢቖሞ ዝጸንሑ ብረት ከረክቡ ምዃኖም መግለጺታት ይሃቦም ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ኣብ ገለ ምምሕዳራት [...]
ሱዳን፣ ሕጋዊ መንበሪ ወረቀት ዘይብሎም ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ይግፈፉ

ሱዳን፣ ሕጋዊ መንበሪ ወረቀት ዘይብሎም ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ይግፈፉ

Radio Erena: 11 October 2018 ኣብ ሱዳን፣ ከተማ ካርቱም ብዘይሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ንዝንቐሳቐሱ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዒላማ ዝገበረ ጽዑቕ ግፋ ይካየድ ኣሎ። ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብታ ከተማ ብዝልኣኽዎ ሓበሬታ መሰረ [...]
“ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝኸተምኦ ስምምዕ፣ ስደተኛታት ንምስጓግ ክሕግዘና’ዩ፣” ቀ/ሚ እስራኤል

“ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝኸተምኦ ስምምዕ፣ ስደተኛታት ንምስጓግ ክሕግዘና’ዩ፣” ቀ/ሚ እስራኤል

Radio Erena: 11 October 2018 ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝኸተምኦ ስምምዕ ሰላም፣ ኣብ እስራኤል ንዝርከቡ ስደተኛታት ንምስጓግ ክሕግዘና'ዩ ክብል ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ምግላጹ ማዕከን ዜና ሃረጽ ሓቢሩ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክፍሊትን ናይ ሎጂስቲክ ኣቅርቦትን ወደባት ኤርትራ መጽናዕቲ ኣዳልያ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክፍሊትን ናይ ሎጂስቲክ ኣቅርቦትን ወደባት ኤርትራ መጽናዕቲ ኣዳልያ

Radio Erena: 10 October 2018 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ወደባት ኤርትራ ኣብ ዝጥቀመሉ እዋን፣ ብዛዕባ ዝህሉ ናይ ኣገልግሎታት ክፍሊትን ናይ ሎጂስቲክ ኣቕርቦትን ብዝምልከት መጽናዕቲ ከምዘዳለወ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። [...]
ኢትዮጵያ፣ ዜጋታት ኩለን ሃገራት ኣፍሪቃ ብዘይቪዛ ክኣትዉ ፈቐዳ

ኢትዮጵያ፣ ዜጋታት ኩለን ሃገራት ኣፍሪቃ ብዘይቪዛ ክኣትዉ ፈቐዳ

Radio Erena: 10 October 2018 ኢትዮጵያ፣ ዜጋታት ኩለን ሃገራት ኣፍሪቃ ብዘይቪዛ ክኣትዉ ዘፍቅድ ኣዋጅ ኣዊጺኣ። እታ ሃገር ነዚ ኣዋጅ ተውጽኢ ዘላ፣ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣቐዲሙ ብዘቕረቦ እማመ መሰረት፣ ዜጋታት እዛ ኣህጉር ካ [...]
1 304 305 306 307 308 644 3060 / 6436