Category: ዜና ኤርትራ

1 282 283 284 285 286 644 2840 / 6432
መራሕቲ ሃገራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ደቡብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ዑደት የካዪዱ

መራሕቲ ሃገራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ደቡብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ዑደት የካዪዱ

መራሕቲ ሃገራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ደቡብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ዑደት የካዪዱ። ካብ ከተማ ጁባ ዝተመሓላለፈ ዜና ከምዘመልክቶ፣ ቀንዲ ዕላማ ዑደት ፕረዚደንት ኢሰያስን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይን፣ ነቲ ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘሎ [...]
ብሓገዝ መንግስቲ ነርወይ ዝተሃንጸ ኮሌጅ መሰልጠኒ ሓይሊ ባሕሪ ተዓጽዩ

ብሓገዝ መንግስቲ ነርወይ ዝተሃንጸ ኮሌጅ መሰልጠኒ ሓይሊ ባሕሪ ተዓጽዩ

Radio Erena: 04 March 2019 ኣብ ከተማ ባጽዕ ዝርከብ፣ ብሓገዝ መንግስቲ ነርወይ ዝተሃንጸ ኮሌጅ መሰልጠኒ ሓይሊ ባሕሪ ተዓጽዩ። እቲ ኣብ ኣካዳሚን ካልእ ዝተፈላለየ ስልጠናታትን ክህብ ዝጸንሐ ኮሌጅ፣ ዝተዓጽወሉ ምኽንያት እ [...]
ኬንያ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ክትክተሎ ዝጸንሐት ናይ ቪዛ ፖሊሲ ክትቅይር ከምእትኽእል ተገሊጹ

ኬንያ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ክትክተሎ ዝጸንሐት ናይ ቪዛ ፖሊሲ ክትቅይር ከምእትኽእል ተገሊጹ

Radio Erena: 04 March 2019 መንግስቲ ኬንያ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ክኽተሎ ዝጸንሐ ናይ ቪዛ ፖሊሲ ክቕይር ከምዝኽእል ተገሊጹ። ንዜጋታት ሓያሎ ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ብዘይ ቪዛ ወይ ድማ ብኦንላይን ብዝርከብ ቪዛ ክኣትዉ እትፈቅድ [...]
ኤርትራ ምስተን ግዱድ ዕስክርና፣ ወይ ምስባርነት ዝመሳሰል ኣተሓሕዛ ዘለወን 10 ቀዳሞት ሃገራት ዓለም ምዃና ተገሊጹ

ኤርትራ ምስተን ግዱድ ዕስክርና፣ ወይ ምስባርነት ዝመሳሰል ኣተሓሕዛ ዘለወን 10 ቀዳሞት ሃገራት ዓለም ምዃና ተገሊጹ

Radio Erena: 03 March 2019 ኤርትራ ምስተን ግዱድ ዕስክርና፣ ወይ ምስባርነት ዝመሳሰል ኣተሓሕዛ ዘለወን 10 ቀዳሞት ሃገራት ዓለም ምዃና ተገሊጹ። ባርነት ንዘካዪዳ ሃገራት ዝከታተል ኣህጉራዊ ትካል ኣብዚ ሰሙን’ዚ ኣብ ዘውጸ [...]
ኣብ መርሓኖ ዝርከብ ኣብያተ ሸቐጥ ኢትዮጵያውያን ናብ ከባቢ ዓዲ ኣቤቶ ክግዕዝ ትእዛዝ ተመሓላሊፉ

ኣብ መርሓኖ ዝርከብ ኣብያተ ሸቐጥ ኢትዮጵያውያን ናብ ከባቢ ዓዲ ኣቤቶ ክግዕዝ ትእዛዝ ተመሓላሊፉ

Radio Erena: 01 March 2019 ኣብ ከባቢ መርሓኖ ዝርከብ ኣብያተ ሸቐጥ ኢትዮጵያውያን ክሳብ 3 መጋቢት ኣብ ዘሎ ግዜ ናብ ከባቢ ዓዲ ኣቤቶ ክግዕዝ ትእዛዝ ተመሓላሊፉ። ኣቐዲሙ ኣብ ጎደናታት ኣስመራ፣ ብፍኑይ ክካየድ ዝጸንሐ [...]
ማይ በላ፣ ነበርቲ ዓዲ ሰጕዶ ዝኾኑ ኣልማዕቲ ጀራዲን፣ ጀነሬተራቶም ተሃጊሩ

ማይ በላ፣ ነበርቲ ዓዲ ሰጕዶ ዝኾኑ ኣልማዕቲ ጀራዲን፣ ጀነሬተራቶም ተሃጊሩ

Radio Erena: 01 March 2019 ኣብ ከባቢ ኣስመራ ዝርከብ ማይ በላ፣ ጀራዲን ከልምዑ ዝጸንሑ ሓረስቶት ዓዲ ሰጕዶ፣ ጀነሬተራቶም ተሃጊሩ። እዞም ብሞተር እናተሓገዙ፣ ጀራዲን ከልምዑ ዝጸንሑ ሓርስቶት፣ ንእንስሳ እንተዘይኮይኑ ን [...]
ኣብ ወጥሪ ዝርከብ ፕረዚደንት በሺር፣ ምቕይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣካይዱ

ኣብ ወጥሪ ዝርከብ ፕረዚደንት በሺር፣ ምቕይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣካይዱ

Radio Erena: 01 March 2019 ኣንጻሩ ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ፣ ኣብ ወጥሪ ዝርከብ ፕረዚደንት በሽር፣ ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣካይዱ። ኣቐዲሙ፣ ንዝበዝሑ ላዕለዎት ሰበ ስልጣናቱ ካብ መዝነቶም ብምእላው [...]
ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኢጋድ፣ ኣብ ጅቡቲ ይጋባእ

ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኢጋድ፣ ኣብ ጅቡቲ ይጋባእ

Radio Erena: 28 February 2019 ብሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ዝተመርሐ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኢጋድ ኣብ ጅቡቲ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ትማሊ27 ለካቲት ከምኡ ድማ ሎሚ 28 ለካቲት ዝካየድ ኣኬባ፣ ብዛዕባ ምምሕያሻት ውድባዊ ቅርጺን [...]
መደበራት ፖሊስ ኤርትራ፣ ስእነት ቀለብ እሱራት የሻቕለን ከምዘሎ ተሓቢሩ

መደበራት ፖሊስ ኤርትራ፣ ስእነት ቀለብ እሱራት የሻቕለን ከምዘሎ ተሓቢሩ

Radio Erena: 27 February 2019 ኣብ ኤርትራ፣ ሃገራዊ ባጀት 2019፣ ንመካየዲ ስራሕ ትካላት መንግስቲ ብዘይምስልዑ፣ መደበራት ፖሊስ ኤርትራ፣ ቀለብ እሱራት ብምስኣነን ኣብ ከቢድ ሽግር ከምዘለዋ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢ [...]
ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ንወዱ ዝልዓለ ወትሃደራዊ ማዕረግ ይህብ

ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ንወዱ ዝልዓለ ወትሃደራዊ ማዕረግ ይህብ

Radio Erena: 27 February 2019 ፕረዚደንት ኡጋንዳ ዩዌሩ ሙሴቬኒ፣ ንወዱ ኪያነሩግባ ሙሆዚ ዝሎኣለ ወትሃደራዊ ማዕረግ ከምዝሃቦ መርበት ሓበሬታ እታ ሃገር ገሊጸን። ወዲ 44 ዓመት ሙሆዚ ፣ ኣቐዲሙ ኣዛዚ ናይቲ ብፍሉ ሓይሊ [...]
1 282 283 284 285 286 644 2840 / 6432