Category: ዜና ኤርትራ

ብሪጣንያ፣ ደገፍቲ ህግደፍ፣ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ፣ መጥቃዕቲ ኣካይዶም
Radio Erena: 28 November 2019
ኣብ ብሪጣንያ ዝርከቡ ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ፣ ኣብ ልዕሊ መስራትን ዋና ኣሰናዳኢን ኣሰና፣ ጋዜጠኛ ኣማኑኤለ ኢያሱ መጥቃዕቲ ኣካይዶም።
እዚ ደገፍቲ ህግደፍ፣ ብሰሉስ 26 ሕዳ [...]

ርዋንዳ፣ ምስግጋር ኣብ ሊብያ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ይቕጽል
Radio Erena: 27 November 2019
ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝርከቡ ስደተኛታት፣ ናብ ርዋንዳ ናይ ምስግጋሮም መስርሕ ይቕጽል ኣሎ።
በዚ መሰረት፣ ብ24 ሕዳር፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 116 ስደተኛታት ናብ [...]

ህንዲ፣ ኤርትራ እትርከበን 41 ሃገራት ኣብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ባሕሪ ክሳተፋ ዓዲማ
Radio Erena: 27 November 2019
ህንዲ፣ ኤርትራ እትርከበን 41 ሃገራት፣ ኣብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ባሕሪ ክሳተፋ ዕድመ ከምዘቕረበት፣ ንሚኒስተር ዴ 'ታ ሚኒስትሪ ምክልኻል ሺርፓድ ናኢክ ብምጥቃስ መርበባት [...]

ግብጺ፣ ኣብ ትሕቲ ጽላል UNHCR ዝተመዝገቡ ልዕሊ 17 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ኣለዉ
Radio Erena: 26 November 2019
ኣብ ግብጺ፣ ክሳብ ጥቅምቲ 2019፣ ኣብ ትሕቲ ጽላል ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ዝተመዝገቡ 17, 786 ኤርትራውያን ከምዘለዉ እቲ ትካል ኣፍሊጡ።
እቶም 86 [...]

ሱዳንን ኤርትራን ኣብ ንግዲን መጓዓዝያን ዘተኮረ ዘተ ኣካይደን
Radio Erena: 26 November 2019
ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶቕ ዝመርሖ ልኡኽ ሱዳን ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ንምክያድ ትማሊ 25 ሕዳር ኣስመራ ኣትዩ።
እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ናይ ኤርትራ ዑደቱ፣ ብዛ [...]

A Temple in Chains
Radio Erena: 25 November 2019
Sudan News Agency (SUNA) reported on 20 November 2019 that the Minister of Religious Affairs and Endowments Nasse [...]

ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት፣ 200 ሚልዮን ትሕቲ ዕድመ ቆልዑን ደቂንስትዮን ይኽንሸባ
Radio Erena: 25 November 2019
ኣብ ልዕሊ ደቂንስትዮ ዝወርድ ወጽዓ፣ ዓመጽ፣ ጎነጽን ጾታዊ ኣድልዎን፣ ኣብ ሓያሎ ሃገራት በብዓመቱ እናዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ'ዩ ዘመልክት ዝተፈላለየ ጸብጻባት ትካላት ተጣበቕቲ መሰ [...]

ሱዳን፣ ኣብዚ 30 ዓመታት ዜግነትን ፓስፖርትን ናይ ዝወሰዱ ወጻእተኛእታት ተጻሪ ከምዘላ ኣፍሊጣ
Radio Erena: 25 November 2019
ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ሱዳን፣ ንወጻእተኛታት፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክወሃብ ዝጸንሐ ዜግነትን ፓስፖርትን የጻሪ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።
ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ሱዳን ሌ/ጀነራል ኤል [...]
ቤት ጽሕፈት ኣኽባር ሕጊ ፓለርሞ፣ ኤርትራዊ መድሃኔ ተስፋማርያም ናጻ ክወጽእ የብሉን ብምባል ይግባይ ሓቲቱ
Radio Erena: 24 November 2019
ቤት ጽሕፈት ኣኽባር ሕጊ ፓለርሞ፣ ኤርትራዊ መድሃኔ ተስፋማርያም ናጻ ክወጽእ የብሉን ብምባል ይግባይ ሓቲቱ።
ብግጉይ መንነት ንነዊሕ እዋን ኣብ ቤት ማእሰርትን ቤት ፍርድን ክከላበት ዝ [...]

ኣመሪካ፣ ኤርትራውያን ምስጓግ ምጅማራ ተረጋጊጹ
Radio Erena: 22 November 2019
ምምሕዳር ትራምፕ፣ ናይ ዑቕባ መሰሎም ንዝነጸጎም ኤርትራውያን ናይ ምጥራዝ መስርሕ ምጅማሩ ተረጋጊጹ።
በዚ መሰረት ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልታት፣ ሓደ ኤርትራዊ ናብ ኤርትራ ከምዝተሰ [...]