ኣመሪካ፣ ኤርትራውያን ምስጓግ ምጅማራ ተረጋጊጹ

Radio Erena: 22 November 2019

ምምሕዳር ትራምፕ፣ ናይ ዑቕባ መሰሎም ንዝነጸጎም ኤርትራውያን ናይ ምጥራዝ መስርሕ ምጅማሩ ተረጋጊጹ።

በዚ መሰረት ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልታት፣ ሓደ ኤርትራዊ ናብ ኤርትራ ከምዝተሰጎገ’ውን ሪድዮ ኤረና ሓበሬታ ረኺባ ኣላ።

ቅድሚ ክልተ ዓመታት፣ ናብ ኤርትራ ዝተሰጎ ኤርትራዊ፣ ኣብ ግብጺ መዓርፎ ነፈርቲ ካይሮ ድሕሪ ምብጽሑ ህይወቱ ከምዘሕለፈ ዝዝከር’ዩ።

ንዝርዝሩ፣ ጋዜጠኛ ሓረጉ ቀለታ ካብ ስያትል ምስ ሓደ ካብቶም ነቲ ጉዳይ ክከታተልዎ ዝጸንሑ ወገናት ዘካየደቶ ሓጺር ቃለ መጠይቕ ኣሎ ንከታተል።

================

COMMENTS

WORDPRESS: 0