ሱዳንን ኤርትራን ኣብ ንግዲን መጓዓዝያን ዘተኮረ ዘተ ኣካይደን

Radio Erena: 26 November 2019

ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶቕ ዝመርሖ ልኡኽ ሱዳን ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ንምክያድ ትማሊ 25 ሕዳር ኣስመራ ኣትዩ።

እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ናይ ኤርትራ ዑደቱ፣ ብዛዕባ ኣብ መንጎ ክልትኤን ሃገራት ዝህሉ ንግዲን መጓዓዝያ ብዝምልከት ጉዳያት ከምዝተመያየጠ ምንጭታት ዜና ሱዳን ሓቢረን።

===================

COMMENTS

WORDPRESS: 0