Category: ዜና ኤርትራ

1 181 182 183 184 185 644 1830 / 6438
” ኩሎም ሓሙሽተ ጳጳሳት ሕጹያት ኮይኖም ክቐርቡ ኮነ ክምረጹ ፍቓደኛታት ኣይነበሩን።” መግለጺ ሲኖዶስ ኤርትራ

” ኩሎም ሓሙሽተ ጳጳሳት ሕጹያት ኮይኖም ክቐርቡ ኮነ ክምረጹ ፍቓደኛታት ኣይነበሩን።” መግለጺ ሲኖዶስ ኤርትራ

Radio Erena: 14 May 2021 ብህግደፍ ዝመሓደር ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ፣ ሓምሻይ ፓትርያርክ መሪጹ። እቲ መሳርሒ ፖለቲካ ናይቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ስርዓት ምዃኑ ዝንገረሉ ሲነዶስ፣ ብ13 [...]
ምስ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝተመሳሰለ ሰራዊት ኤርትራ፣ ናብ ትግራይ ረዲኤት ከይኣቱ ይዓግት ከምዘሎ CNN ኣቃሊሑ

ምስ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝተመሳሰለ ሰራዊት ኤርትራ፣ ናብ ትግራይ ረዲኤት ከይኣቱ ይዓግት ከምዘሎ CNN ኣቃሊሑ

Radio Erena: 13 May 2021 ምስ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝተመሳሰለ ሰራዊት ኤርትራ፣ ናብ ትግራይ ህጹጽ ረዲኤት ከይባጻሕ ይዓግት ከምዘሎ CNN ኣቃሊሑ። እቲ ሓደ ካብ ዓበይቲ መደበራት ቴሌዢዥን ዓለም፣ ኣብ 21 ሚያዝ [...]
ስዊዘርላንድ፡ ኣብ ሽዱሽተ ግዝያዊ መጽንሒ ማእከላት ዝርከቡ ልዕሊ 1500 ሓተትቲ ዑቕባ ዓመጽ ከምዝተኻየደ ተቓሊዑ

ስዊዘርላንድ፡ ኣብ ሽዱሽተ ግዝያዊ መጽንሒ ማእከላት ዝርከቡ ልዕሊ 1500 ሓተትቲ ዑቕባ ዓመጽ ከምዝተኻየደ ተቓሊዑ

Radio Erena: 13 May 2021 ኣብ ስዊዘርላንድ፡ ዑቕባ ንምሕታት፣ ኣብ ግዝያዊ መጽንሒታት ዝርከቡ ስደተኛታት፣ ኣብ ልዕሊኦም ሓይሊ ዝተሃወሶ ዓመጽን ኣካላዊ ጎነጽን ዝርከቦ ዝተፈላለየ ምግሃስ መሰላት ክካየድ ከምዝጸንሐ [...]
ናይ ረቡዕ 12 ግንቦት 2021 ፈነወ ራድዮ ኤረና

ናይ ረቡዕ 12 ግንቦት 2021 ፈነወ ራድዮ ኤረና

Radio Erena: 13 May 2021 https://www.youtube.com/watch?v=kOb_xUTZzPc [...]
ኤርትራ፣ ብሓገዝ UNICEF 300 ሽሕ ቆልዑ ኣገዳሲ ክታበት ክረኽቡ’ዮም

ኤርትራ፣ ብሓገዝ UNICEF 300 ሽሕ ቆልዑ ኣገዳሲ ክታበት ክረኽቡ’ዮም

Radio Erena: 11 May 2021 ኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ- UNICEF ብዝለገሶ ሓገዝ፣ ኣስታት 310 ሽሕ ኤርትራያን ቆልዑ መሰረታዊ ክታበት ክረኽቡ ምዃኖም እቲ ትካል ኣፍሊጡ። ዩኒሴፍ፣ ነቲ ኣስታት 1.3 ሚልዮን ዶ [...]
ኤርትራዊት ሞሳና ደበሳይ፣ ፈለሚት ጸላም ኣፍሪቃዊት ጓለነስተይቲ ተቐዳዳሚት ብሽክለታ ውድድር ኦሎምፒክ ክትከውን’ያ

ኤርትራዊት ሞሳና ደበሳይ፣ ፈለሚት ጸላም ኣፍሪቃዊት ጓለነስተይቲ ተቐዳዳሚት ብሽክለታ ውድድር ኦሎምፒክ ክትከውን’ያ

Radio Erena: 11 May 2021 ኤርትራዊት ሞሳና ደበሳይ፣ ፈለሚት ጸላም ኣፍሪቃዊት ጓለነስተይቲ ተቐዳዳሚት ብሽክለታ ውድድር ኦሎምፒክ ብምዃን ስማ ኣብ መዝገብ ታሪኽ ከተስፍር እያ። እዛ ጓል 27 ዓመት ኤርትራዊ መ [...]
ኣብ ኵናት ትግራይ ተሸሙሙ ዝርከብ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሽዱሽተ ወርሒ ንዘይመልአ ኣማሓዳሪ ናይቲ ክልል ቀይሩ

ኣብ ኵናት ትግራይ ተሸሙሙ ዝርከብ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሽዱሽተ ወርሒ ንዘይመልአ ኣማሓዳሪ ናይቲ ክልል ቀይሩ

Radio Erena: 10 May 2021 ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት እናጸንከረ ኣብ ዝመጽኣሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንግዝያዊ ኣምሓዳሪ ናይቲ ክልል ከምዝቐየሮ ተገሊጹ። ኣብ 4 ሕዳር 2020 ድሕሪ ዝተወልዐ ኵና [...]
ኢትዮጵያ፣ እሱራት ብግዴታ ወትሃደራዊ ኣልባሳት ብምኽዳን ከም ምሩዃት ኵናት ንምቕራቦም ይስርሓሉ ከምዘሎ ተቓሊዑ

ኢትዮጵያ፣ እሱራት ብግዴታ ወትሃደራዊ ኣልባሳት ብምኽዳን ከም ምሩዃት ኵናት ንምቕራቦም ይስርሓሉ ከምዘሎ ተቓሊዑ

Radio Erena: 10 May 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብዝተፈላለየ ገበናት ተጠርጢሮም ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ዜጋታት እታ ሃገር፣ ብግዴታ ወትሃደራዊ ኣልባሳት ብምኽዳን ከም ምሩዃት ኵናት ንምቕራቦም ይስርሓሉ ከምዘሎ ተቓሊዑ። [...]
‘ኣብ ትግራይ፣ ዓሌት ምጽናት’ዩ ዝካየድ ዘሎ’ ክብሉ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ፣ ኣቡነ ማትያስ ገሊጾም

‘ኣብ ትግራይ፣ ዓሌት ምጽናት’ዩ ዝካየድ ዘሎ’ ክብሉ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ፣ ኣቡነ ማትያስ ገሊጾም

Radio Erena: 10 May 2021 ፓትርያሪክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ፣ ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ ማትያስ፣ ኣብ ትግራይ፣ ዓሌት ናይ ምጽናት ተግባራት ይካየድ ኣሎ ክብሉ ገሊጾም። ነቲ ኵናት ዘለዎም ተቓ [...]
1 181 182 183 184 185 644 1830 / 6438