Category: ዜና ኤርትራ
‘መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንህዝቢ ትግራይ ብጥሜት ጅሆ ንምሓዙ ይሰርሕ ኣሎ።’ ኮሚሽነር ሕብረት ኤውሮጳ
Radio Erena: 09 July 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝኣወጆ በይናዊ ምቁራጽ ቶኽሲ፣ ንትግራይ ኣብ ከበባ ብምእታው ንህዝቢ ግዳይ ጥሜት ንምግባሩ ዘንቐደ'ዩ ክብል፣ ኮሚሽነር ምሕደራ ቅልውላው ሕብረት ኤውሮጳ: ጃኔዝ ሌናር [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣስታት 80 ኤርትራውያን ሰጕጓ
Radio Erena: 08 July 2021
ስዑዲ ዓረብ፣ ዝሰጎጎቶም ኣስታት 80 ኤርትራውያን ዝሓለፈ ቅንያት ናብ ኤርትራ ከምዝኣተዉ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም።
እቶም ብመርከብ ዝኣተዉ ኤርትራውያን፣ መብዛሕትኦም መንበሪ ፍቓድ ወይ ኢ [...]
ኢትዮጵያ፣ ውሽጣዊ ይኹን ግዳማዊ ዶባታ (ክልላታ) ካብ ቅዋም ወጻኢ ብሓይሊ ከይትቕይር ኣመሪካ ጸዊዓ
Radio Erena: 06 July 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኩሎም ወገናት ተጻብኦታት ከወግዱን፣ ቀዋሚ ምቁራጽ ተዅሲ ንምትግባር ኣብ ስምምዕ ክበጽሑን ኣመሪካ ጸዊዓ።
እታ ሃገር ነዚ ጻውዒት ዘቕረበት፣ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመ [...]
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ተዋፊራ ዝቐነየት መርከብ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 570 ስደተኛታት ኣድሒና
Radio Erena:06 July 2021
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፣ ተዋፊራ ዝቐነየት ብ 'ውቅያኖስ ቫይኪንግ' እትፍለጥ መርከብ፣ ናብ ኤውሮጳ ንምስጋር ዝሓለኑ 572 ስደተኛታት ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ከምዘድሓነት፣ ወናኒ እታ መርከብ [...]
“ኣብ ኤርትራ ዝነበሩ ወትሃደራት ሶማል፣ ኣብ ኵናት ትግራይ ከምዝተሳተፉ ኣረጋጊጽና ኢና።” ተሓጋጋዚ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ሮበርት ጎደክ
Radio Erena: 06 July 2021
ኣብ ኤርትራ ኣብ ታዕሊም ዝነበሩ ሶማላውያን ኣብ ትግራይ ኣብ ዝተኻየደ ኵናት ከምዝተሳተፉ ኣመሪካ ከተረጋግጽ ከምዝኽኣለት፣ ተሓጋጋዚ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ሮበርት ጎ [...]
ኢትዮጵያ፣ ከተማ ባህርዳር፣ ኣብ 3 ሓምለ ክጅምር ዝነበሮ ግጥማት ሴካፋ፣ ኣብ ውዱእ ሰዓት ብክልተ ሰሙን ተናዊሑ
Radio Erena: 06 July 2021
ቀዳም 3 ሓምለ ኣብ ከተማ ባህርዳር ኢትዮጵያ ክኽፈት መደብ ተታሒዝሉ ዝነበረ፡ መበል 41 ውድድር ዋንጫ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ሃገራት ምብራቕን ማእከላይን ኣፍሪቃ፡ ወይ ሴካፋ፡ ናብ 17 [...]
The Aftermath of the War and the Impossible Future
Radio Erena: 05 July 2021
Wars are the wombs of our impossible tomorrows. The recent war in Tigray was not an exception as it paved the grounds [...]
ሃዲሞም ናብ ኤርትራ ዝኣተዉ 10ታት ነበርቲ ዓዲግራት፣ ናብ ኣዲስ ኣበባ ተፋንዮም
Radio Erena: 05 June 2021
ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ትሕቲ ሰራዊት ኤርትራን ኢትይጵያን ንዝነበረ ከባቢታት ኣብ ዝተቖጻጸርሉ እዋን፣ ናብ ኤርትራ ዝሃደሙ 10ታት ነበርቲ ዓዲ ግራት፣ ካብ ኣስመራ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከም [...]
ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም 127 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጥሒላ
Radio Erena: 05 June 2021
ናብ ኤውሮጳ ንምእታው ዝሓለኑ 127 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፣ ክሊ ማይ ቱኒዝያ ከምዝጠሓለት ሰበ ስልጣን እታ ሃገር ኣፍሊጦም።
እታ ጃልባ፣ ገማግም ደቡባዊ [...]
‘ኢሳይያስ ካብ ስልጣን ክእለ ድሌትና እኳ እንተኾነ፣ ንኤርትራውያን ዝግደፍ እዩ’ ዶክተር ደብረጽዮን
Radio Erena: 03 July 2021
ባይቶ ጸጥታ፣ ኣብ ትግራይ ክካየድ ዝጸንሐ ኲናት ዳግማይ ክለዓል ይኽእል’ዩ ብምባል ኣብ ዘጠንቅቐሉ ዘሎ እዋን፣ ‘ብሓይሊ ዝተመንዘዐ መሬትና፣ ብሓይሊ ክንመልሶ ኢና’ ክብል ዶክተር ደብረጽዮን [...]