Category: ዜና ኤርትራ
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዘሎ ቅልውላው ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ መዚዙ
Radio Erena: 29 August 2021
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዘሎ ቅልውላው ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ መዚዙ።
ካብ ቤት ጽሕፈት’ቲ ሕብረት ዝወጸ ሓበሬታ ከምዘመልክቶ፣ ፕረዚደንት ናይጀሪያ ነበር ኦሊሰጉን ኦባሳንጆ፣ ፍሉ [...]
ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ፣ መርገጺ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ኲናት ትግራይ ብዝምልከት መግለጺ ኣውጺኡ
Radio Erena: 26 August 2021
ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ጉዳይ’ቲ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናትን መርገጺ ኣመሪካን ብዝምልከት መግለጺ ኣውጺኡ።
እቲ ኤምባሲ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣብ ዝዘርገሖ መግለጺ፣ ኣ [...]
‘ሰራዊት ኤርትራ ናብ ትግራይ ዳግማይ ክኣቱ ምጅማሩ ኣሻቓሊ’ዩ’ ሕ.መ.ኣ.ን፣ ሕብረት ኤውሮጳን
Radio Erena: 25 August 2021
ሰራዊት ኤርትራ ናብ ትግራይ ዳግማይ ክኣቱ ምጅማሩ ኣሻቓሊ’ዩ ክብሉ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን፣ ሕብረት ኤውሮጳን በብወገኖም ገሊጾም።
ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ሰኑይ 23 [...]
ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ብናይ ካልእ ሃገር ሰራዊት ክትክኦ ወሲኑ
Radio Erena: 25 August 2021
ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ብናይ ካልእ ሃገር ሰራዊት ክትክኦ ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ።
ኣብዚ እዋን’ዚ ኢትዮጵያ ዘይሻራዊት ሃገር ኣይኮነትን፣ ስለ [...]

ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ጀነራል ፍሊጶስ ወልደዮሃንስ ማዕቀብ ኣንቢራ
Radio Erena: 23 August 2021
ክፍሊ ሃብቲ ሃገር ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ (US Treasury)፣ ኣብ ልዕሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት መንግስቲ ኤርትራ ናይ ቁጠባ ማዕቀብ ኣንቢሩ።
እቲ ማዕከን ሎሚ 23 ነሓሰ ኣብ ዘውጸኦ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ዝርከብ ኤምባሲታቱ ክዓጽው እዩ
Radio Erena: 23 August 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ዝርከብ ኤምባሲታቱ ክዓጽው ከምዝኾነ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ’ታ ሃገር ሰሙናዊ ኣብ ዝህቦ ጋዜጣዊ መግለጺ ብዝሃቦ ቃል መሰረት፣ ኢትዮጵያ ካብ ዝ [...]
ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ መስከረም፣ ሃገራዊ ዋዕላ ክትገብር ምዃና ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኣፍሊጡ
Radio Erena: 22 August 2021
ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ መስከረም፣ ሃገራዊ ዋዕላ ክትገብር ምዃና ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ማዕከን ዜና ብሉምበርግ ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝመሓላለፎ ሓበሬታ፣ መርሓ [...]

ቱርኪ፣ ቅልውላው ኢትዮጵያ ሰላማዊ ምፍታሕ ንምርካብ ናይ ሽምግልና ቃል ኣትያ
Radio Erena: 19 August 2021
ፕረዚደንት ቱርኪ፣ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ብሰላማዊ መንገዲ ክፍታሕ ኣለዎ ኢሉ ከምዝኣምን ገሊጹ።
ጣይብ ኤርዶዋን ኣብታ ሃገር ዑደት ምስ ዘካየደ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ [...]
መ.ኤርትራ፣ ንጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ፣ ብዘይ ቅድመ ኩነት ክፈትሖ፣ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣባላት ዝተፈላለያ ክፍልታት ጸዊዖም
Radio Erena: 19 August 2021
መንግስቲ ኤርትራ፣ ንጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ፣ ብዘይ ቅድመ ኩነት ክፈትሖ፣ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣባላት ዝተፈላለያ ክፍልታት ጸዊዖም።
እቶም ክኢላታት ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ዘቕረ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ትግራይ ህጹጽ ናይ መግቢ ረዲኤት ዝውዕል ሓገዝ ልኢኻ
Radio Erena: 18 August 2021
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ትግራይ ህጹጽ ናይ መግቢ ረዲኤት ዝውዕል ሓገዝ ልኢኻ።
ኣገልግሎት ዜና ኢማራት ብዘውጸኦ ሓበሬታ መሰረት፣ እታ ሃገር ምስ ዓለማዊ ውድብ መግቢ (WFP) ብምትሕ [...]