Category: ዜና ኤርትራ
ኣስመራ፣ ብሞባይል ስእልታት ዘልዕሉ ዝነበሩ መንእሰያት ተኣሲሮም
Radio Erena: 31 January 2022
ኣብ ኣስመራ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ብሞባይል ኣሳእል ክወስዱ ዝተራእዩ ሓያሎ መንእሰያት ከምዝተኣስሩ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም።
እቶም ኣብ ከባቢ ኣኽርያ፣ ቤተ ክርስ [...]
ኣብ ኤርትራ ደብዳብ ነፈርቲ ኣካይዱ፣ ክልተ እዋን ንዝተማረኸ ኮለነል በዛብህ ጴጥሮስ፣ 45 ሚልዮን ብር ዝወድአ ሓወልቲ ተሃኒጽሉ
Radio Erena: 30 January 2022
ኣብ እዋን ቃልሲ ንናጽነት ኤርትራ፣ ድሒሩ ድማ ኣብ 1998 ኣብ ዝተወልዐ ኵናት ኤርትራን ኢትዮጵያን-1998፣ ደብዳብ ነፈርቲ ንምክያድ ናብ ኤርትራ ወፊሩ፣ ክልተ እዋን ንዝተማረኸ [...]
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተራሕረሐት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ኣብቲ ዞባ ከቢድ ስግኣት ፈጢራ
Radio Erena: 30 January 2022
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተራሕረሐት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ኣብቲ ዞባ ከቢድ ስግኣት ፈጢራ ከምዘላ ተገሊጹ።
ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ፣ ንኣህጉራዊ ትካል ሓምላይ ሰላም ብጥቃስ ኣብ ዘውጸኦ ሓ [...]
ኤርትራ፣ ‘ረቋሒታት ሕክምና’ ከተማልእ ብዘይምኽኣላ ካብ ዙር ርዋንዳ 2022 ተኣጊዳ
Radio Erena: 28 January 2022
ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ: ኣብ'ቲ ካብ 20 ክሳብ 27 ለካቲት 2022 ዝሰላሰል መበል 14 ዙር ርዋንዳ ከም ዘይትሳተፍ ተፈሊጡ::
ብመሰረት ሎሚ ዓርቢ 28 ጥሪ [...]
ቢንያም ግርማይ፡ ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ውድድር ማዮካ ቻሌንጅ ቀዳማይ ብምውጻእ ተዓዊቱ
Radio Erena: 27 January 2022
ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ በልጅዩማዊት ክለብ Intermarché - Wanty - Gobert Matériaux ቢንያም ግርማይ፡ ሎሚ ሓሙስ 27ጥሪ 2022 ኣብ ስጳኛ ንካልኣይ መዓልቱ ኣብ ዝ [...]
‘ግብጺ፣ 24 ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ዓዶም መሊሳ’
Radio Erena: 27 January 2022
መንግስቲ ግብጺ፣ ምስጓግ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ይቕጽሎ ኣሎ ክብል ሁማን ራይትስ ዎች ወቒሱ።
እቲ ኣህጉራዊ ተጣባቒ ትካል፣ ብ27 ጥሪ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ ኣብ ዝሓለፈ ወ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ተወሳኺ ከቢድ ደርቂ ከምዝተኸስተ ተገሊጹ
Radio Erena: 27 January 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብዘይካ'ቲ ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ንጥሜት ተቓሊዑ ዘሎ ሚልዮናት ህዝቢ፣ ኣብ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን'ውን ኣማኢት ኣሽሓት ሰባት ብደርቂ ተጠቒዖም ከምዘለው [...]
ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል፣ ናብ ትግራይ መድሃኒታት ብነፋሪት ከምዘብጽሐ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 27 January 2022
ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል፣ ናብ ትግራይ መድሃኒታት ብነፋሪት ከብጽሕ ከምዝኸኣለ ብ26 ጥሪ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣህጉራዊ ናይ ግብረ ሰናይ ትካል፣ ኣብ ዘውጽኦ መግ [...]
ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኤርትራ ናይ ኣርባዕተ ዓመታት ፕሮጀክታት ኣበጊሱ
Radio Erena: 25 January 2022
24 ኣባላት ዝሓቖፈ፣ ላዕለዋይ ዞባዊ ወኪል ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኤርትራ ናይ ሓሙሽተ መዓልታት ዑደት የካይድ ከምዘሎ፣ እቲ ኣህጉራዊ ትካል፣ ብ24 ጥሪ ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዳግም ከተቖሞ ዝሓሰበት ሓይል ባሕሪ ከምዝፈሸለ ተሓቢሩ
Radio Erena: 25 January 2022
ብኣብይ ኣሕመድ ዝምራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ነቲ ኣብ 1991 ምስ ናጽነት ኤርትራ ዝተበታተነ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዳግም ንምቛም ክሰርሓሉ ዝጸንሐ መደብ ከምዘይተዓወተ ወትሃደራውያን [...]